Skip to content
Tigrai Academy

Tigrai Academy

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • ኣልቡርሃን፡ ሓይልታት ቅልጡፍ ወሃብቲ ደገፍ ዕጥቆም ዘይፈትሑን ዘይብተኑን እንድሕር ደኣ ኮይኖም ናብ ድርድር ከምዘይኣትው ገሊፆም።

    ኣልቡርሃን፡ ሓይልታት ቅልጡፍ ወሃብቲ ደገፍ ዕጥቆም ዘይፈትሑን ዘይብተኑን እንድሕር ደኣ ኮይኖም ናብ ድርድር ከምዘይኣትው ገሊፆም።

    ፕረዚዳንት ልኣላዊ ባይቶ ስግግር ሱዳን ከምኡ’ውን ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን ኣብደልፋታህ ኣልቡርሃን ሓይልታት ቅልጡፍ ወሃብቲ ደገፍ ዕጥቆም ክፈትሑን ክብተኑን ናብ ዘይገብር ድርድር ከምዘይኣትው ምግላፆም ሱዳን ቱሪቡን ፀብፂቡ። ሱዳን ቱሪቡን ከምዝፀብፀቦ ኣልቡርሃን ኣብ ምብራቓዊ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ሃይማኖታዊ ቦታ ሼክ ኣቡ ቋሮን ተረኺቦም ኣብቲ ቦታ ንዝነበሩ ኣመንቲ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልአኽቲ ዝኾነ ድርድር ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ንዝምርሑ…

    kahsaywelay

    June 28, 2026
    NEWS
    #ሰራዊት_ሱዳን, #ኣልቡርሃን, #ኲናት_ሕድሕድ_ሱዳን, #RSF
  • ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ድሕሪ እቲ ዝፈረምኦ መረዳድኢ ውዕሊ መጥቃዕቲ ኣየር ከምዘካየደት ተገሊፁ።

    ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ድሕሪ እቲ ዝፈረምኦ መረዳድኢ ውዕሊ መጥቃዕቲ ኣየር ከምዘካየደት ተገሊፁ።

    ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ኣየር ከምዘካየደት ተገሊፁ። ኣሜሪካ ነዚ መጥቃዕቲ ዘካየደትሉ ምኽንያት ድማ ኢራን ኣብ ልዕሊ ኮንተይነራት ፅዒና ብወሽመጥ ሆርሙዝ እናሓለፈት ኣብ ዝነበረት መርከብ ንዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ግብረመልሲ ንምሃብ ዝዓለመ ምዃኑ ፋይናንሻል ታይምስ ፀብፂቡ። ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ከምዝገለፆ ሓይሊ ኣየር እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ናይ ኢራን መጋዘናት ሚሳኤልን ድሮናትን፣ ናይ ራዳር ሰርዓትን መጥቃዕቲ ከምዘካየደ…

    kahsaywelay

    June 28, 2026
    NEWS
    #ማእኸላይ ምብራቕ, #ኢራን, #ኣሜሪካ
  • ውድብ ጥዕና ዓለም ደቡብ ሱዳን ብለበዳ ኢቮላ ናይ ምጥቃዕ ዕድላ ዝለዓለ እዩ ክብል ኣጠንቂቑ።

    ውድብ ጥዕና ዓለም ደቡብ ሱዳን ብለበዳ ኢቮላ ናይ ምጥቃዕ ዕድላ ዝለዓለ እዩ ክብል ኣጠንቂቑ።

    ውድብ ጥዕና ዓለም ደቡብ ሱዳን ብለበዳ ኢቮላ ናይ ምጥቃዕ ዕድላ ዝለዓለ እዩ ክብል ኣጠንቂቑ። ደቡብ ሱዳን ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣጋጢሙ ንዘሎ ለበዳ ሕማም ኢቮላ ኣዝያ ተቓላዒት ከምዝኾነት ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ኣብ ብዘውፀኦ መፅናዕቱ ኣጠንቂቑ። ከም መፅናዕቲ ውድብ ጥዕና ዓለም እንተኾይኑ እቲ ለበዳ ናብ ደቡብ ሱዳን ናይ ምእታው ዕድሉ 70 ሚኢታዊ ከምዝኾነ ተመራመርቲ ግምቶም…

    kahsaywelay

    June 26, 2026
    NEWS
    #ኡጋንዳ, #ኢቮላ, #ኢትዮጵያ, #እዋናዊ_ዛዕባታት, #ደቡብ_ሱዳን
  • እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ደብዳብ ኣየር ምክያዳ ስዒቡ ኢራን ንወሽመጥ ሆርሙዝ ደጊማ ክትዓፅዎ ከምትኽእል ኣጠንቂቓ።

    እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ደብዳብ ኣየር ምክያዳ ስዒቡ ኢራን ንወሽመጥ ሆርሙዝ ደጊማ ክትዓፅዎ ከምትኽእል ኣጠንቂቓ።

    ኢራንን ኣሜሪካን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብኣደራዳራይነት ፓኪስታንን ኳታርን መረዳድኢ ውዕሊ ከምዝተፈራረማ ዝዝከር እንትኾን፤ ይኹን እምበር እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ እናካየደቶ ዘላ ደብዳብ ኣየር ብዘይምቁራፃ ምኽንያት ኢራን ንወሽመጥ ሆርሙዝ ደጊማ ክትዓፅዎ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ ኣላ። ድሕሪ ስምምዕነት ኢራንን ኣሜሪካን ወሽመጥ ሆርሙዝ ናብ ምሉእ ኣገልግሎት ተመሊሱ ዝነበረ ኮይኑ፥ Pakistan today ዝተብሃለ መርበብ ሓበሬታ ትማሊ ኣማስዩ ሒዝዎ ዝወፀ ሓበሬታ…

    kahsaywelay

    June 22, 2026
    NEWS
    #ሆርሙዝ, #ማእኸላይ_ምብራቕ, #ኢራን, #ኣሜሪካ, #Iran
  • ስዑዲ ዓረብ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ እናሰርሐቶም ካብ ዘላ 9 ዘመናዊ ሪዞርትታት እቲ ሓደ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ።

    ስዑዲ ዓረብ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ እናሰርሐቶም ካብ ዘላ 9 ዘመናዊ ሪዞርትታት እቲ ሓደ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ።

    ብሃፍቲ ነዳዲ ዝረኸበቶ ኣታዊ ናብ ዓውዲ ቱሪዝም ኣብ ምቕያር ተፀሚዳ ዘላ ኮይና፤ እታ ሃገር ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣማላ (AMAALA) ዝብል ስያመ ዝሃበቶ ፕሮጀክት ሓንፂፃ ዘመናዊ ሪዞርትታትን ሆቴላትን ኣብ ምህናፅ እያ ትርከብ። ብፍላይ ስዑዲ ሃፍቲ ነዳዲኣ ክውዳእ ዝኽእለሉ ዕድል ከምዘሎ ዘመላኽቱ መፅናዕቲታት ምርካባ ስዒቡ ብቀፃልነት ናይታ ሃገር ፍልፍል ኣታዊ ክኸውን ዝኽእል ቁጠባ ኣብ ምህናፅ እያ…

    kahsaywelay

    June 18, 2026
    NEWS
    #ህወፃ, #ስዑዲ_ዓረብያ, #ቀይሕ_ባሕሪ, #ቱሪዝም
  • ኣሜሪካ ብሓይልታት ሑቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ተፈፂሙ ዝበለቶ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ኮኒና።

    ኣሜሪካ ብሓይልታት ሑቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ተፈፂሙ ዝበለቶ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ኮኒና።

    ኣሜሪካ ትማሊ ኣብ ኣኼባ ቤትምኽሪ ፀጥታ ውድብ ሕብራት መንግስታት ኣብ የመን ዘሎ ኩነታት ዝምልከት ኣብ ዘቕረበቶ ርኢቶ፡ ሓይልታት ሑቲ ብዕለት 8 ሰነ 2026 ኣብ ልዕሊ እስራኤል ተፈፂሙ ንዝበለቶ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ኮኒና። ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝኾና ጄኒፈር ሎኬታ ኣብ የመን ብዛዕባ ዘሎ ምንቅስቓስ ነቲ ቤት ምኽሪ እንተቕርባ፤ ሓይልታት ሑቲ ኣብ…

    kahsaywelay

    June 18, 2026
    NEWS
    #ሑቲ, #ማእኸላይ_ምብራቕ, #ኣሜሪካ, #እስራኤል, #የመን, #Middle_East
  • ኢራን ናይ ኣሜሪካ ሄልኮፕተር ወቒዓ ከምዘውደቐት ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጦም፤ ኣሜሪካ ግብረ መልሲ ሂባ።

    ኢራን ናይ ኣሜሪካ ሄልኮፕተር ወቒዓ ከምዘውደቐት ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጦም፤ ኣሜሪካ ግብረ መልሲ ሂባ።

    ኢራን ናይ ኣሜሪካ ሄልኮፕተር ወቒዓ ከምዘውደቐት ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጦም፤ ኣሜሪካ ግብረ መልሲ ሂባ። ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ወሽመጥ ሆርሙዝ እናተንቀሳቐሰት ዝነበረት ሄልኮፍተር ብኢራን ተወቒዓ ከምዝወደቐት ብምፍላጥ፤ ነዚ ስጉምቲ ኢራን ኣሜሪካ ግብረመልሲ ክትህበሉ ከምዝግባእ ገሊፆም። ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከምዝበልዎ ኢራን ንሰሉስ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ጥቓ ሃገረ ኦማን ኣብ መስመር ወሽመጥ ሆርሙዝ ክትትል ንምግባር እናተንቀሳቐሰት ዝነበረት…

    kahsaywelay

    June 10, 2026
    NEWS
    #ሆርሙዝ, #ኢራን, #ኣሜሪካ, #Middle_East
  • ኣሜሪካን ኢራንን ብነፈርቲን ሚሳኤልን ከም ዝተጠቓቕዓ ተገሊፁ።

    ኣሜሪካን ኢራንን ብነፈርቲን ሚሳኤልን ከም ዝተጠቓቕዓ ተገሊፁ።

    መርበብ ሓበሬታ ፋይናንሻል ታይምስ ሒዙዎ ዝወፀ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ ኣሜሪካን ኢራንን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ክፈራረማ ትፅቢት ኣብ ዝግበረሉ እዋን ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ዓርቢ ብኣየርን ሚሳኤልንመጥቃዕቲ ከምዝተለዋወጣ ፀበፂቡ። ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝካየድ ዘሎ ወታሃደራዊ መጥቃዕቲ ዝከታተል ዘሎ ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ከም ዝገለፆ ኣብ መስመራት ንግዲ ባሕሪ ስግኣት ፈጢረን ዝነበራ 4 ኣጥፊአን ዝጠፍኣ ሻሄድ-136 ዝዓይነተን ድሮናት ኢራን ወቒዑ…

    kahsaywelay

    June 8, 2026
    NEWS, News Analysis
    #ማእኸላይ_ምብራቕ, #ኢራን, #ኣሜሪካ, #Middle_East, #US_and _Israel_Military_operation_in Iran
  • መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ብድሮን ዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ንምኹናን ዝተዋህበ መግለፂ፦

    መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ብድሮን ዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ንምኹናን ዝተዋህበ መግለፂ፦

    ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ነቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ገመሃሎ (ትግራይ) ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባትን ካልኦት ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታቶም ዝሳተፉ ዝነበሩ ውልቀ-ሰባትን ዝፈነዎ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ብፅኑዕ ይኹንኖ። እዚ ዘይግቡእ ግፍዓዊ መጥቃዕቲ እዚ ኣብ ህይወትን ኣካላትን ንብረትን ከቢድ ጕድኣት ኣስዒቡ እዩ ። ብሰንኪ እዚ ይቕረ ዘይበሃሎ ግፍዓዊ ፍፃመ እዚ ንዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዓና ዓሚቝ ሓዘን እናገለፅና…

    kahsaywelay

    June 7, 2026
    Press Release
    #ማተስኣ, #ትግራይ, #ደብዳብ_ድሮን
  • ዕጡቕ ሂዝቦላህ ኣብ ሞንጎ እስራኤልን መንግስቲ ሊባኖስን ዝተገብረ ስምምዐነት ምቁራፅ ተኹሲ ተቓዊሙ።

    ዕጡቕ ሂዝቦላህ ኣብ ሞንጎ እስራኤልን መንግስቲ ሊባኖስን ዝተገብረ ስምምዐነት ምቁራፅ ተኹሲ ተቓዊሙ።

    ዕጡቕ ሂዝቦላህ ኣብ ሞንጎ እስራኤልን መንግስቲ ሊባኖስን ዝተገብረ ስምምዐነት ምቁራፅ ተኹሲ ተቓዊሙ። እስራኤል ኣብ ደቡባውን ምብራቓውን ሊባኖስ ኣንፃር ዕጡቕ ጉጅለ ሂዝቦላህ እናተዋግአት ዘላ እንትኾን፤ ኣሜሪካ ንክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝሓለፈ ረቡዕ ዕላዊ ዝተገብረ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ኣፈራሪማተን እያ። ይኹን እምበር እዚ ስምምዕነት ኣብ ግዝኣት ሊባኖስ ዘሎ ሰራዊት እስራኤል መዓዝ ከምዝወፅእ ዘቐመጦ ግዜ ገደብ የብሉን። ነዚ ስዒቡ…

    kahsaywelay

    June 5, 2026
    NEWS
    #ሊባኖስ, #እዋናዊ_ዛዕባታት, #Hizbollah, #Iran, #Lebanon, #Middle_East
1 2 3 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...