Tag: #ሰራዊት_ሱዳን
-
ሓይልታት ቅልጡፍ ውሃብቲ ደገፍ (RSF) ኣብ ከባብታት ምዕራብ ኮርዶፋን ግፍዕታት ይፍፅሙ ከምዘለው ተገሊፁ።

ሓይልታት ቅልጡፍ ውሃብቲ ደገፍ (RSF) ኣብ ከባብታት ምዕራብ ኮርዶፋን ግፍዕታት ይፍፅሙ ከምዘለው ተገሊፁ። ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ (ሄሚቲ) ዝምርሑ ሓይልታት ቅልጡፍ ውሃብቲ ደገፉ (RSF) ኣብ ምዕራባዊ ክልል ኮርዶፋን ኣብ ትርከብ ኤል- ናሁድ ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ዜጋታት ዝተፈላለዩ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰልን ምግፋዕን ይፍፅም ምህላው መርበብ ሓበሬታ ሱዳን ቱሪቡን ፀብፂቡ። ሓይልታት RSF ንከተማ ኤል-ናሁድ ኣብ…
-
ኣልቡርሃን፡ ሓይልታት ቅልጡፍ ወሃብቲ ደገፍ ዕጥቆም ዘይፈትሑን ዘይብተኑን እንድሕር ደኣ ኮይኖም ናብ ድርድር ከምዘይኣትው ገሊፆም።

ፕረዚዳንት ልኣላዊ ባይቶ ስግግር ሱዳን ከምኡ’ውን ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን ኣብደልፋታህ ኣልቡርሃን ሓይልታት ቅልጡፍ ወሃብቲ ደገፍ ዕጥቆም ክፈትሑን ክብተኑን ናብ ዘይገብር ድርድር ከምዘይኣትው ምግላፆም ሱዳን ቱሪቡን ፀብፂቡ። ሱዳን ቱሪቡን ከምዝፀብፀቦ ኣልቡርሃን ኣብ ምብራቓዊ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ሃይማኖታዊ ቦታ ሼክ ኣቡ ቋሮን ተረኺቦም ኣብቲ ቦታ ንዝነበሩ ኣመንቲ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልአኽቲ ዝኾነ ድርድር ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ንዝምርሑ…
-
ግብፂ ኣብ ኲናት ሕድሕድ ሱዳን ብቀጥታ ትሳተፍ ከምዘላ ተሓቢሩ።

ግብፂ ኣብ ምዕራባዊ በረኻ ዝሃነፀቶ ወተሃድራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ተጠቒማ ኣብ ኲናት ሕድሕድ ሱዳን ብቀጥታ ምስታፍ ከምዝጀመረት ኒውዮርክ ታይምስ ብምርመራ ከምዘረጋገፀ ዕላዊ ገይሩ። ኒውዮርክ ታይምስ ናይ ሳተላይት ምስልታት ተጠቒሙ ፣ናይ በረራ መረዳእታታትን ምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታት ብምፅራሕ ከምዝፀብፀቦ ሰራዊት ግብፂ ኣብ ዝሓለፉ 6ተ ኣዋርሕ ኣብ ልዕሊ ብመሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ (ሄሚቲ) ዝምርሑ ዕጡቓት ሓይልታት ቅልጡፍ ወሃብቲ ደገፍ ደብዳብ ድሮን…
-
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ግምባር ደቡባዊ ኮርዳፋን ወሰንቲ ወታሃድራዊ ዓወታት ከምዝሓፈሰ ተሓቢሩ።

ሰራዊት ሱዳን ትማሊ ሶኒ ኣብ ደቡብ ኮርዶፋን ምስ ሓይልታት ቅልጡፍ ወሃብቲ ደገፍ (RSF) ድሕሪ ዘካየዶ ብርቱዕ ኵናት ንስትራቴጂካዊት ከተማ ሃቢላ ከምዝተቖፃፀረ ሱዳን ቱሪቡን ፀብፂቡ። ብጀነራል ኣብደል-ፋታህ ኣልቡርሃን ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን ንከተማ ሃቢላ ንምቁፅፃር ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሩ ኣንፃር ሓይልታት ወሃብቲ ደገፍ (RSF)ን መሻርኽቲ እዚ ዕጡቕ ሓይሊ RSF ከምዝኾነ ዝተገለፀ ምንቅስቓስ ሓርነት ህዝቢ ሱዳን (Sudan…
-
ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዞባታት ኮርዶፋንን ዳርፉርን መጥቃዕታቱ ኣጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ።

ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዞባታት ኮርዶፋንን ዳርፉርን መጥቃዕታቱ ኣጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ። ብመሰረት ጸብጻባት ዝተፈላለዩ ወገናት፡ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ ዞባ ሰሜን ኮርዶፋንን ዳርፉርን መጥቃዕትታቱ ብምዝያድ፡ ብርክት ዝበላ ከተማታት ኣብ ምቁጽጻር ይርከብ። እቲ ሰራዊት፡ ትማል ንስትራተጂካዊት ከተማ ሰሜን ኮርዶፋን ዝኮነት ባብኖዉዛ (Babnousa) ክቆጻጸር ከሎ፡ ኣብ ዞባ ዳርፉር ዝኸሰረት ከተማታት ከማልስ ዉን፡ ኣብ ሓያል ዉግእ ኣትዩ ይርከብ።…

