Tag: #ዳርፉር
-
ሓይልታ ቅልጡፉ ወሃብቲ ደገፉ ዓሌት መሰረት ዝገበረ ጎስጓስ ይገብሩ ከምዘለው ተሓቢሩ።

ኣዛዚ ሓይልታት ቅልጡፍ ውሃብቲ ደገፍ (RSF) መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ (ሄሚቲ) ኣብ ክልል ኮርዶፋን ዘጋጠሞ ስዕረት ስዒቡ ኣብ ክልል ዳርፉር ዝርከቡ ዓሌታት ንምስላፍ ጎስጓስ የካይድ ከምዘሎ መርበብ ሓበሬታ ሱዳን ቱሪቡን ፀብፂቡ። ሄሚቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘስመዖ መደረ ተዛሪቡዎ ክብል መርበብ ሓበሬታ ሱዳን ቱሪቡን ከምዝሓበሮ፤ ርእሰ ከተማ ሱዳን ዝኾነት ካርቱም ንምቁፅፃር ወታሃደራቱ ከምዘንቀሳቐሰ ተዛሪቡ ክብል ፀብፂቡ።…

