Tag: #ኲናት_ሕድሕድ_ሱዳን
-
ቻይና ኣብ ኲናት ሕድሕድ ንዘላ ሱዳን 50 ሚልዮን ዕዳ ሰሪዛትላ።

ሱዳንን ቻይናን 344 ዩዋን ወይ ድማ 50 ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ መጠን ዘለዎ ካብ ወለድ ነፃ ልቓሕ ንምስራዝ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሓ ተገሊፁ። ቻይና ነዚ ልቓሕ ዝሰረዘትሉ ምኽንያት ድማ ብኲናት ሕድሕድ ዝተዳኸመ ቁጠባ ሱዳን ብዝተወሰነ መልክዑ እንተኾነ እውን እፎይታ ክረክብ ንምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ እዩ። እዚ ስምምዕነት ብዕለት 21 ሰነ 2018 ዓ/ም ሚኒስትሪ ገንዘብ ሱዳን ጅብሪል ኢብራሂምን ንቻይና…
-
ኣልቡርሃን፡ ሓይልታት ቅልጡፍ ወሃብቲ ደገፍ ዕጥቆም ዘይፈትሑን ዘይብተኑን እንድሕር ደኣ ኮይኖም ናብ ድርድር ከምዘይኣትው ገሊፆም።

ፕረዚዳንት ልኣላዊ ባይቶ ስግግር ሱዳን ከምኡ’ውን ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን ኣብደልፋታህ ኣልቡርሃን ሓይልታት ቅልጡፍ ወሃብቲ ደገፍ ዕጥቆም ክፈትሑን ክብተኑን ናብ ዘይገብር ድርድር ከምዘይኣትው ምግላፆም ሱዳን ቱሪቡን ፀብፂቡ። ሱዳን ቱሪቡን ከምዝፀብፀቦ ኣልቡርሃን ኣብ ምብራቓዊ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ሃይማኖታዊ ቦታ ሼክ ኣቡ ቋሮን ተረኺቦም ኣብቲ ቦታ ንዝነበሩ ኣመንቲ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልአኽቲ ዝኾነ ድርድር ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ንዝምርሑ…
-
ሰራዊት ሱዳን ምስ ዕጡቓት ወሃብቲ ድጋፍ RSF ድሕሪ ዘካየዶ ውግእ ኣብ ጥቓ ዶብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ቦታታት መሊሱ ከምዝተቖፃፀረ ተሓቢሩ።

ሰራዊት ሱዳን ምስ ዕጡቓት ወሃብቲ ድጋፍ RSF ድሕሪ ዘካየዶ ውግእ ኣብ ጥቓ ዶብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ቦታታት መሊሱ ከምዝተቖፃፀረ ተሓቢሩ። ሰራዊት ሱዳን ምስ ሓይልታት ቅልጡፍ ወሃብቲ ደገፍ RSF ደሰሕሪ ዘካየዶ ውግእ ኣብ ጥቓ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶብ ሓደሽቲ ቦታታት ከምዝተቖፃፀረ መርበብ ሓበሬታ ዘ-ኣራብ ኒውስ ፀብፂቡ። ሰራዊት ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ቅልጡፍ ውሃብቲ ደገፍ RSF ከምኡ’ውን መሻርኽቱ…
-
ብምኽንያት ሕማም መሓመድ ቢን ዛይድ ፕረዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶጋን ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝገብርዎ ዑደት ተናዊሑ።

ብምኽንያት ሕማም መሓመድ ቢን ዛይድ ፕረዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶጋን ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝገብርዎ ዑደት ተናዊሑ። ኤርዶጋን ምስ ፕረዚደንት ኢማራት ዓረብ ሸኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ብተሌፎን ድሕሪ ዝገበርዎ ዝርርብ ተሊሞምዎ ዝነበሩ ዑደት ከመዝተናውሐ ተገሊፁ። ኤርዶጋን ፕረዚደንት መሓመድ ቢን ዛይድ ንዝገጠሞም ናይ ጥዕና ፀገም “ኣምላኽ ቅልጡፍ ሕውየት ይሃቦ” ክብሉ ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። ኤርዶጋን…
-
ግብፂ ኣብ ኲናት ሕድሕድ ሱዳን ብቀጥታ ትሳተፍ ከምዘላ ተሓቢሩ።

ግብፂ ኣብ ምዕራባዊ በረኻ ዝሃነፀቶ ወተሃድራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ተጠቒማ ኣብ ኲናት ሕድሕድ ሱዳን ብቀጥታ ምስታፍ ከምዝጀመረት ኒውዮርክ ታይምስ ብምርመራ ከምዘረጋገፀ ዕላዊ ገይሩ። ኒውዮርክ ታይምስ ናይ ሳተላይት ምስልታት ተጠቒሙ ፣ናይ በረራ መረዳእታታትን ምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታት ብምፅራሕ ከምዝፀብፀቦ ሰራዊት ግብፂ ኣብ ዝሓለፉ 6ተ ኣዋርሕ ኣብ ልዕሊ ብመሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ (ሄሚቲ) ዝምርሑ ዕጡቓት ሓይልታት ቅልጡፍ ወሃብቲ ደገፍ ደብዳብ ድሮን…

