Tag: #ኢሰመጉ
-
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ኣርሲ ኣብ ዝሓለፉ 4ተ ዓመታት ጥራሕ 458 ሰባት ከምዝተቐተሉ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢ/ያ ኣፍሊጡ።

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ኣርሲ ኣብ ዝሓለፉ 4ተ ዓመታት ጥራሕ 458 ሰባት ከምዝተቐተሉ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢ/ያ ኣፍሊጡ። መብት ክልል ኦሮምያ ዞባ ኣርሲ ኣብ ዝሓለፉ 4ተ ዓመታት ጥራሕ 458 ሰባት ከምዝተቐተሉን ካልእት 38 ሰባት ድማ ሃለዋቶም ከምዘይተረኸበ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኢሰመጉ) ኣፍሊጡ። ኢሰመጉ ነዚ ዝበለ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት 19 ሓምለ 2018 ዓ/ም ኣብ ክልል…

