Skip to content
Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • ካብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ።

    ካብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ።

    ህዝብን ግዝኣትን ትግራይ ብደጋዊ ሓይልታት ፅንተት ካብ ዝውረር ህዝብና ተፈናቓልን ስዱድን ኮይኑ ከምኡ እውን ኣብ ኢድ ወረርቲ ወዲቑ ኣብ ሓያሎ ስቓይ ክነብር ካብ ዝፍረዶ ዓመታት ሓሊፎም። ወረርቲ ሓይልታት ካብ ግዝኣታት ትግራይ ንክወፁ ተደጋጋሚ ፃውዒት እኳ እንተገበርና፡ ሰማዒ ስኢኑ ጥራሕ ዘይኮነስ ብዕሊ ኣፍልጦ ዝተኸልኦ ዛዕባ ኮይኑ ከምዝፀንሐ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ይኣምን። ሐዚ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያን ገለ…

    kahsaywelay

    March 4, 2025
    Press Release
    #ሳልሳይ ወያነ ትግራይ, #ትግራይ, #ውዕሊ ፕሪቶርያ
  • ሰላም ክዓሙቕን ዘላቒ ክኸውንን ውዕሊ ፕሪቶርያ ክትግበር ከምዝሰርሑ ተወካሊ ሕብረት ኣፍሪካ ኮሎኔል ዓብደለጢፍ ራጁ ገሊፆም።

    ሰላም ክዓሙቕን ዘላቒ ክኸውንን ውዕሊ ፕሪቶርያ ክትግበር ከምዝሰርሑ ተወካሊ ሕብረት ኣፍሪካ ኮሎኔል ዓብደለጢፍ ራጁ ገሊፆም።

    ዝኽሪ መበል 129 ዓመት ዓወት ኲናት ዓድዋ ብዝተፈላለዩ ፅምብላት ተዓጂቡ ኣብ ከተማ ዓድዋ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ኣቦ መንበር ወድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ፣ ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዙምን ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣፅብሃ ገ/ሄር ፣ ሚኒስተር ዲኤታ ባህልን ቱሪዝምን ዶ/ር እንደገና ኣበበ ከምኡ እውን ካብ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተወከሉ ኮሎኔል ዓብደል ለጢፍ ራጂን ካልኦት ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ መንግስቲን…

    kahsaywelay

    March 3, 2025
    NEWS
    #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ኲናት ዓድዋ, #ዓድዋ
  • ካብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ።

    ካብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ።

    ናይ ሽርሕን ጠቐነን ፖለቲካ ጠጠው ክብል ንፅውዕ !! ሰራዊት ትግራይን መሪሕነቱን ስምምዕነት ምቁራፅ ተፃብኦ ፕሪቶርያ ካብ ዝፍረም ጀሚሩ ፣ እቲ ስምምዕነት ብተፈራረምቲ ወገናት ከይተሸራረፈ ክትግበር ካብ ዝነበሮም ሰናይ ድሌትን እምነትን ተበጊሶም ፤ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ሽቱኡ ወቒዑ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ኾይኑ ዝግፋዕን ዝሳቐን ዘሎ ህዝብና ነፃ ክወፅእ ፤ ሕገ መንግስታዊ ግዝኣትና ናብ ቦትኡ ክምለስ ፤ ከምኡ…

    kahsaywelay

    March 1, 2025
    Press Release
    #ስምምዕነት ፕሪቶርያ, #እዋናዊ ዛዕባታት, ETHIOPIA, Tigray
  • ብመርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካን ኢንተለጀንስን ኦሮሚያ ሚድያ ኔትዎርክን (OMN) መራሕቲ ትግራይ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ሕቡእ ርክብ ይገብሩ ኣለዉ ብዝብል ንዘውፅእዎ ሓበሬታ ህወሓት ሓሶት ከም ዝኾነ ኣፍሊጡ።

    ብመርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካን ኢንተለጀንስን ኦሮሚያ ሚድያ ኔትዎርክን (OMN) መራሕቲ ትግራይ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ሕቡእ ርክብ ይገብሩ ኣለዉ ብዝብል ንዘውፅእዎ ሓበሬታ ህወሓት ሓሶት ከም ዝኾነ ኣፍሊጡ።

    ብመርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካን ኢንተለጀንስን ኦሮሚያ ሚድያ ኔትዎርክን (OMN) መራሕቲ ትግራይ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ሕቡእ ርክብ ይገብሩ ኣለዉ ብዝብል ንዘውፅእዎ ሓበሬታ ህወሓት ሓሶት ከም ዝኾነ ኣፍሊጡ። መርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካን ኢንተለጀንስ ብዕለት 16.6.2017 ዓ.ም ኣብ ዘውፅኦ ዜና ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ኣብ መወዳአታ ጥሪ ምስ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢስያስ ኣፍወርቂ ከምዝተራኸቡ ብምግላፅ ብዕለት 6 የካቲት ናብ መቐለ ዑደት…

    kahsaywelay

    February 27, 2025
    NEWS
    #ህወሓት, #እዋናዊ ዛዕባታት, #OMN, African Intelligence, ትግራይ
  • ንመናእሰይ ትግራይ ዝቐረበ ለበዋ….

    ንመናእሰይ ትግራይ ዝቐረበ ለበዋ….

    ዝኸበርካ መንእሰይ ትግራይ፣ ብመጀመርታ ዝኸበረ ሰላምታይ ይብፃሕኻ፥ ምሕፅንታ ንመንእሰይ ትግራይ፥ ብልፅግናን ህግደፍን  ኣብ ትግራይ ንክልተ ዓመታት ብዘካየድዎ፣ ዕላምኡ ዘርኢ ምጥፋእ ዝገበረ ኲናት፣ ንብረትካ ዘሪፎም፣ ፋብሪካታት ኣባዲሞም፣ ኣሓትካን ኣዴታትካን ደፊሮም ኮታስ ሰፍ ዘይብል ስነ ኣእምሮኣዊ በሰላ ገዲፎምልካ ከይዶም እዮም። ብምዃኑ’ውን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ከቢድ ስራሕ ስእነትን ንሱ ዝወለዶ ከርፋሕ ናብራን ተስፋ ምቁራፅን ከም ትርከብ ኩልና…

    kahsaywelay

    February 24, 2025
    Opinion
    #መናእሰይ ትግራይ, #ትግራይ, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት, Tigray
  • ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ኣዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቱ ዝሃቦ መግለፂ።

    ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ኣዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቱ ዝሃቦ መግለፂ።

    ዘይዛሪ ፀለመ ንምንታይ?!ሰራዊት ትግራይ ምእንቲ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቡ፣ ምእንቲ ብሄራዊ ረብሕኡን ክብሪ ዓዱን ክብል ክባር ናይ ሂወት ዋጋ እናኸፈለ ዝመፀን ዘሎን ፣ ህዝባዊ ባህሪኡ ንዋጋ ዕዳጋ ዘየቕርብ ፤ ዋልታ ህዝቡ ኮይኑ ኣብ ዘይሕለል መኸተ ዝርከብ ህዝባዊ ሓይሊ እዩ ። ይኹንምበር ብዘይፍላጥ ዝሕወስ የለን እኳ እንተዘይተባህለ፤ እቲ ዝበዝሕ ኮነ ተባሂሉ ናይ ፀጥታ ሓይልናን ኣመራርሕኡን ካብ ህዝቢ…

    kahsaywelay

    February 23, 2025
    Press Release
    #እዋናዊ ዛዕባታት, ETHIOPIA, Tigray
  • ሩስያ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሚድያ ማእኸል ከም ዝኸፈተት ተገሊፁ።

    ሩስያ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሚድያ ማእኸል ከም ዝኸፈተት ተገሊፁ።

    ሩስያ ኣብ ኣፍሪካ ናይ መራኸቢ ሓፋሽ ተሳትፎኣ ንምስፋሕ ናይ መጀመርያ ብዓል ብዙሕ ክፋላት ናይ ሚድያ ማእኸል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኸፈተት ተገሊፁ። ዋንነቱ ናይ መንግስቲ ሩስያ ዝኾነ ናይ ዜና ማዕኸን ሚድያ ስፑትኒክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኸፍቶ ሓዱሽ ማእኸሉ ብቋንቋታት ኣማርኛ፣ ኢንግሊዝኛን፥ ብሬድዮ፣ ብማሕበራዊ ሚድያን ብመርበብ ሓበሬታን ሓዊሱ ብካልኦት ዝተፈላለዩ ኣማርፅታት ብዙሓት ትሕዝቶታት ከምዘዳሉ ተሓቢሩ። ብተወሳኺ…

    kahsaywelay

    February 21, 2025
    NEWS
    #ሩስያ, #ኢትዮጵያ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • ኣቦ መንበር ወድብ ህወሓት ዶ.ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ህወሓት ናይ ሪፎርም ሰራሕቲ የካይድ ከም ዘሎ ኣፍሊጦም።

    ኣቦ መንበር ወድብ ህወሓት ዶ.ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ህወሓት ናይ ሪፎርም ሰራሕቲ የካይድ ከም ዘሎ ኣፍሊጦም።

    መበል 50 ዓመት ወርቃዊ እዮቤልዩ በዓል 11 ለካቲት ልደት ህወሓትን ምጅማር ዝተወደበ ብሄራዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት፣ ወረዳታትን ዞባታትን ትግራይ 50 ዓመት ኣብ ቃልስን ፅንዓትን ዓወትን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኸበረ ይርከብ። ኣብ ብሄራዊ ስታድየም ትግራይ ብዝተፈላዩ ምድላዋትን ምርኢታትን ተዓጂቡ ኣብ ዝተኻየደ ብዓል 11 ለካቲት ተረኺበን መልአኽቲ ዘመሓላለፋ ሓላፊት ቤትፅሕፈትን ኣባል ፈፃሚት ሰራሕ ውድብ…

    kahsaywelay

    February 19, 2025
    Uncategorized
  • ኮነሬል ኣብርሃ ብርዥዋ መበል 50 ዓመት ወርቃዊ እዮቤልዩ ለካቲት 11ምኽንያት ብምግባር ዝኽሪ ውግእ ምደምሳስ ኮር 604 ዝምልከት ንዑደተኛታት መናእሰይ ካብ ዝሃበዎ መብርሂ ዝተወሰደ።

    ኮነሬል ኣብርሃ ብርዥዋ መበል 50 ዓመት ወርቃዊ እዮቤልዩ ለካቲት 11 ልደት ህወሓትን ምጅማር ዝተወደበ ብሄራዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ምኽንያት ብምግባር ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ንዝተወከሉ ዕዶተኛታት መናእሰይ ኣብ1980 ዓ.ም ኮር 604 ሰራዊት ደርጊ እንተደምሰስ ዝነበረ ኩነታት ዝምልከት ዝሃብዎ መብርሂ።

    kahsaywelay

    February 19, 2025
    Uncategorized
  • ኣሜሪካ 7.4 ቢልዮን ዶላር ዝግመቱ ኣፅዋር ኲናት ንእስራኤል ክትሸጥ ከምዝወሰነት ተገሊፁ።

    ኣሜሪካ 7.4 ቢልዮን ዶላር ዝግመቱ ኣፅዋር ኲናት ንእስራኤል ክትሸጥ ከምዝወሰነት ተገሊፁ።

    ኣስታት 7.4 ቢልዮን ዶላር ዝግመቱ ኣፅዋር ኲናት ናብ እስራኤል ንክሽወጥ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ናይ መሸጣ ውዕሊ ከምዘፅደቐ ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣረጋጊፆም። ካብዚ እቲ ናይ 6.75 ቢልዮን ዶላር ኣፅዋር ቦይንግ ኩባንያ ዘቕርቦ እንትኸውን መምረቲ ኣፅዋራት ኲናት ዝኾነ ሎክሄድ ማርቲን ዝተብሃለ ኩባንያ ድማ ናይ ኣስታት 660 ሚልዮን ዶላር ዝግመቱ “ሄልፊር” ሚሳኤላት ከምዘቕርብ ሮይተርስ ፀብፂቡ። ምስዚ ብዝተትሓሓዘ…

    kahsaywelay

    February 10, 2025
    NEWS
    #ማእኸላይ ምብራቕ, #ኣሜሪካ, #እስራኤል, #እዋናዊ ዛዕባታት
Previous Page
1 … 16 17 18 19 20 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...