Tag: ትግራይ
-
ብመርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካን ኢንተለጀንስን ኦሮሚያ ሚድያ ኔትዎርክን (OMN) መራሕቲ ትግራይ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ሕቡእ ርክብ ይገብሩ ኣለዉ ብዝብል ንዘውፅእዎ ሓበሬታ ህወሓት ሓሶት ከም ዝኾነ ኣፍሊጡ።

ብመርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካን ኢንተለጀንስን ኦሮሚያ ሚድያ ኔትዎርክን (OMN) መራሕቲ ትግራይ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ሕቡእ ርክብ ይገብሩ ኣለዉ ብዝብል ንዘውፅእዎ ሓበሬታ ህወሓት ሓሶት ከም ዝኾነ ኣፍሊጡ። መርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካን ኢንተለጀንስ ብዕለት 16.6.2017 ዓ.ም ኣብ ዘውፅኦ ዜና ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ኣብ መወዳአታ ጥሪ ምስ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢስያስ ኣፍወርቂ ከምዝተራኸቡ ብምግላፅ ብዕለት 6 የካቲት ናብ መቐለ ዑደት…
-
ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ።

ኣብ ልዕሊ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ዝግበር ሽርሒ ከብቅዕ ይግባእ! ህዝቢ ትግራይ ብግፍዒ ኣብልዕሊኡ ንዝተኣዎጆ ናይ ፅንተት ወራር ብኸቢድ መስዋእትነትን ወደር ኣልቦ ጅግንነተን መኪቱ፣ ብመሰረት ዘምፀኦ ውዕል ፕሪቶሪያ ዝተወረረ መሬተይ ክምለሰለይ እዩ፣ ዝተመዛበለ ሰበይ ድማ ናብ መረበቱ ክኣትወለይ እዩ፣ ናብ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ከኣቱ እየ ኢሉ ንኽልተ ዓመት ብሃንቀውታ እናተፀበየ እኳ እንተፀንሐ ፣ ይትረፍዶ መሬቱ ክምለሰሉ፣…
-
ካብ ህወሓት ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ።

ካብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ውድብና ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እቲ ካብ ውድብና ዝወፀ ፀረ ህዝቢ ጉጅለ ንዝሓዞ ሓላፍነት ተጠቂሙ ብፍሉይ ንህወሓት፣ ሰራዊት ትግራይን ኣብያተ ምኸርን ብሓፈሻ ድማ ፖለቲካውን ብሄራውን ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ንምብታን ቀንዲ ዋኒኑ ጌሩ ይሰርሕ ከምዘሎ ብምርግጋፅ ንፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ሓዊሱ ኣብቲ ጉጅለ ዘለዉ ውልቀሰባት ብሽም ህወሓት ካብ ዝሓዝዎ…

