Skip to content
Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • እስራኤልን ሓማስን ድሕሪ እቲ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ዝቐፀለ ኲናት ቶኽሲ ጠጠው ንምባል ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ።

    እስራኤልን ሓማስን ድሕሪ እቲ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ዝቐፀለ ኲናት ቶኽሲ ጠጠው ንምባል ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ።

    እስራኤልን ሓማስን ዝተፈራረሙዎ ቶኽሲ ጠጠው ናይ ምባል ስምምዕነት ኣብ ቀፃሊ ጥሪ 11/2017 ዓ.ም ተግባራዊ ከምዝኸውን ዝተገለፀ እንትኾን እስራኤል ኣብ ጋዛ እትካይዶ ዘላ ኲናት ግን እናቐፀለ ይርከብ። ብተወሳኺ እቲ ስምምዕነት ቅድሚ ተግባራዊ ምኻኑ ኣብ ቤትምኽሪ እስራኤል ክፀድቕ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። እቲ ቶኽሲ ጠጠው ናይ ምባል ስምምዕነት ብዕለት 7 ጥሪ 2017 ዓ.ም ድሕሪ ምፍራሙ እስራኤል ብዘካየደቶ ናይ ኣየር…

    kahsaywelay

    January 17, 2025
    NEWS
    #ሓማስ, #ማእኸላይ ምብራቕ, #ቶኽሲ ጠጠው ምባል, #እስራኤል
  • ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤትምህርቲ ማይ ተባይ ብሓገዝ ግዱስ ብዓል ሃፍቲ ኣይተ ዘውዱነህ ግርማይ ዝተሰርሑ መምሃሪ ክፍልታት ፀገም እታ ቤትምህርቲ ከም ዘቃለለ ተገሊፁ።

    ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤትምህርቲ ማይ ተባይ ብሓገዝ ግዱስ ብዓል ሃፍቲ ኣይተ ዘውዱነህ ግርማይ ዝተሰርሑ መምሃሪ ክፍልታት ፀገም እታ ቤትምህርቲ ከም ዘቃለለ ተገሊፁ።

    ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ጣብያ ዕዳጋ ዓርቢ እትርከብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ማይ ተባይ ዝነበረ ሕፅረት መምሃሪ ክፍሊ ንምቅላል ብ10 ሚልዮን ብር ወፃኢ ብምግባርሓደ ብዓል ሰለስተ ክፍሊ ብሎክን ሓደ መዕረፊ መምሃራንን ሓደ ሽንትቤትን ብግዱስ በዓል ሃፍቲ ኣይተ ዘውዱነህ ግርማይ ካሕሳይ ብዝተገበረ ሙሉእ ሓገዝ ተሰሪሑ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኸፈተ ፅንተታዊ ኲናት ስዒቡ ዝነበሩ ማተሪያላት ብሙሉእ ብምዕናዎምን…

    kahsaywelay

    January 15, 2025
    NEWS
    #ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ, #ቤትምህርቲ, #ትግራይ, #ኢትዮጵያ
  • ሎስ ኣንጀለስ ኣጋጢሙዋ ዝርከብ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ብኣማኢት ዝቑፀሩ እሱራት ኣዋፊራ።

    ሎስ ኣንጀለስ ኣጋጢሙዋ ዝርከብ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ብኣማኢት ዝቑፀሩ እሱራት ኣዋፊራ።

    ኣብ ታሪኽ ኣሜሪካ እቲ ዝዓበየ ዕንወት ከም ዘስዐበ እናተገለፀ ዝርከብ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ኣብ ዝግበር ርብርብ ክሳተፉ 939 ዝኾኑ እሱራት ካብ ቤትህንፀት ካሊፎርንያ ኣብ ትሕቲ CDCR ዝተብሃለ ገበሪ ሰናይ ትካል ተሓቍፎም እናተሳተፉ ከምዝርከቡ ተገሊፁ።ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ታሕሳስ 29/ 2017 ዓ.ም ኣብ ሎስ ኣንጀሎስ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብዝለዓለ ቅልጣፈ እናተስፋሕፈሐ ምቕፃሉ ስዒቡ ነቲ ባርዕ ንምቁፅፃር ኣብዝግበር…

    kahsaywelay

    January 12, 2025
    NEWS
    #ባርዕ ሓዊ, #አሜሪካ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • ፓርላማ ኢትዮጵያ ፍልፍሉ ዘይተፈለጠ ሃፍቲ መንግስቲ ክወርስ ዘኽእል ኣዋጅ ኣፅዲቑ።

    ፓርላማ ኢትዮጵያ ፍልፍሉ ዘይተፈለጠ ሃፍቲ መንግስቲ ክወርስ ዘኽእል ኣዋጅ ኣፅዲቑ።

    ሎሚ ዕለት መበል 14 መደበኛ ኣኼብኡ ዘካየደ ቤትምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ መንግስቲ ፍልፍሉ ብዘይፍለጥ ኣገባብ ዝተፈጠረ ሃፍቲ ከምልስ ዘኽእሎ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ብሰፊሑ ኣዘራረቢ ኮይኑ ዝፀንሐ እዚ ኣዋጅ ሰባት ብወንጀልን ክራይኣካብነትን ብኻልኦት ፍልፍሎም ዘይፍለጥ ኣገባባትን ዝተፈጠረ ንብረት መንግስቲ ከምልስ ዝኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ እቲ ኣዋጅ ዓሰርተ ዓመት ንድሕሪት ብምኻድ ንብረት መንግስትን ህዝብን ዘምልስን ናይ ሕጊ-ተሓታትነት ዘስዕቡ…

    kahsaywelay

    January 10, 2025
    NEWS
    #ቤትምኽሪ ኢትዮጵያ, #እዋናዊ ዛዕባታት, ETHIOPIA, Tigray
  • ኣብ ታሪክ ኢትዮጵያ ንመጀመርያ ግዜ ዋጋ ሓደ ሊትሮ ቤንዚን ካብ 100 ሓሊፉ።

    ኣብ ታሪክ ኢትዮጵያ ንመጀመርያ ግዜ ዋጋ ሓደ ሊትሮ ቤንዚን ካብ 100 ሓሊፉ።

    ኣብ ታሪክ ኢትዮጵያ ንመጀመርያ ግዜ ዋጋ ሓደ ሊትሮ ቤንዚን ካብ 100 ሓሊፉ። ሚኒስትረ ንግድን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኢትዮጵያ ትማሊ ታሕሳስ 29/ 2017 ዓ.ም መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወሰኽ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ነዚ ወሰኽ ሰዒቡ 91 ብር ብሊትር ዝሽወጥ ዝነበረ ቤንዚን 101.47 ብር በፂሑ በዚ መሰረት ዋጋ ሓደ ሊትሮ ቤንዚን ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ንመጀመርያ ግዜ ካብ ሓደ ሚኢቲ ወሰኽ…

    kahsaywelay

    January 9, 2025
    NEWS
    #ነዳዲ, #ኢትዮጵያ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • ኣሜሪካ ንእስራኤል ልዕሊ 8 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣፅዋር ኲናት ክትሸጠላ ከምዝሓሰበት ተገሊፁ።

    ኣሜሪካ ንእስራኤል ልዕሊ 8 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣፅዋር ኲናት ክትሸጠላ ከምዝሓሰበት ተገሊፁ።

    ምምሕዳር ጆባይደን ልዕሊ 8 ቢልዮን ዶላር ዝግመቱ ኣፅዋር ኲናት ንእስራኤል ክሽየጥ ናብ ኮንግረስ ኣሜሪካ ረቒቕ ከምዘቕረቡ ንክልተ ሰበስልጣናት ኣሜሪካ ጠቒሱ ሮይተርስ ፀብፂቡ። ኣሜሪካ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ዝቐፀለ ኲናት እናካየደት ንዝትርከብ መሻርኽታ እስራኤል እተገብሮ ድጋፍ እናቐፀለቶ ትርከብ። ብባይቶ ተወከልቲ ህዝብን ሰኔትን ክፀድቕ ትፅቢት ዝግበረሉ እዚ ናይ መሸጣ ኣፅዋር ኲናት ረቒቕ ናይ ተዋጋእቲ ጄታት ተተካሲ፣ ተዋጋእቲ ሄልኮፍተራት፣…

    kahsaywelay

    January 5, 2025
    NEWS
    #ማእኸላይ ምብራቕ, #ኣሜሪካ, #እስራኤል
  • ምምሕዳር ፍልስጤም ኣብ ልዕሊ ኣልጀዚራ ግዝያዊ እግድ ኣንቢሩ።

    ምምሕዳር ፍልስጤም ኣብ ልዕሊ ኣልጀዚራ ግዝያዊ እግድ ኣንቢሩ።

    ምምሕዳር ፍልስጤም ንኣልጀዚራ ኣብ ዌስትባንክ ፈነወ ከየካይድ ብግዝያውነት ኣጊዱ። ሰፊሕ ተደማፅነት ዘለዎ ቴሌቭዥን አልጀዚራ ብምኽንያት ጎንፂ ቀስቀስትን ዝንቡዓት ሓበሬታታት ብምቕራብን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ፍልስጤም ጣልቃ ብምእታውን ብዝብል ምምሕዳር ፍልስጤም ከምዝኣገዶ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ እናፀብፀባ ይርከባ። በዚ መሰረት ዝኾነ ይኹን ጋዜጠኛ አልጀዚራ ኣብ ግዝኣታት ፍልሰጤም ኣትዩ ከይሰርሕ ዝኣገደ እንትኾን ኣብ ራማላህ ዝርከብ ቴሌቭዥን ጣብይኡ እውን ክዕፆ…

    kahsaywelay

    January 3, 2025
    Documentary, Education, NEWS
    #Al-Jazeera, #አልጀዚራ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • ነበር ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቶም ሎሚ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም።

    ነበር ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቶም ሎሚ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም።

    ነበር ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቶም ሎሚ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ኣብ ዙርያ ዓለም ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ዝጣበቕ ካርተር ማእኸል ነበር ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ጂሚ ካርተር ብሰንበት ድሕሪ ሰዓት ኣብ ጆርጅያ ፕላይንስ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኦም ከምዝዓረፉ ኣፍሊጡ። ኣባል ፓርቲ ዲሞክራት ዝነበሩ ጂሚ ካርተር ከም ኣቆፃፅራ አውሮፓውያን ካብ 1977 ክሳብ 1981ኣሜሪካ ብኢኮኖምያዊን ዲፕሎማሲያዊ…

    kahsaywelay

    December 31, 2024
    NEWS
    #ኢትዮጵያ, ሓደሽቲ ዛዕባታት, ኣሜሪካ
  • ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያን ጁቡቲን ኣብ ክልተኣውን ቀጠናውን ጉዳያት ተዛትዮም።

    ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያን ጁቡቲን ኣብ ክልተኣውን ቀጠናውን ጉዳያት ተዛትዮም።

    ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያን ጁቡቲን ኣብ ክልተኣውን ቀጠናውን ጉዳያት ተዛትዮም። ብሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ዶ/ር ጌድዮን ጢሞቴዎስ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ጁቡቲ መሃሙድ ዓሊ የሱፍ ኣብ ቀጠናውን ክልትኣውን ርክባት ኣመልኪቶም ትማሊ ከም ዝተዛተዩ ሚኒስትር ወፃኢ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዶ.ር ጌድዮን ጢሞትዮስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ቀጠናዊ ሰላምን ምርግጋዕን ንምጥንኻር ዝገበረቶ አስተዋፅኦ ብምጥቃስ ፥ ኸዚ…

    kahsaywelay

    December 30, 2024
    NEWS
    #ኢትዮጵያ, ሶማልያ, እዋናዊ ዛዕባታት, ጁብቲ
  • ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም እስራኤል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሰንዓ ደብዳብ እንትተካይድ ኣብቲ ቦታ ከምዝነበሩ ገሊፆም።

    ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም እስራኤል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሰንዓ ደብዳብ እንትተካይድ ኣብቲ ቦታ ከምዝነበሩ ገሊፆም።

    ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም እስራኤል ኣብ ርእሰ ከተማ የመን ሰንዓ መዕርፎ ነፈርቲ ትማሊ ደብዳብ ነፈርቲ እንትተካይድድ ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ምንባሮም ገሊፆም። ዶ.ር ቴድሮስ እቲ ደብዳብ እንትትፍፀም ምስ ካልኦት መሳርሕቶም ናብ ኣውሮፕላን ንምእታው ኣብ ዝዳለውሉ እዋን ከምዝነበረ ሓቢሮም። ዶ.ር ቴድሮስ ኣብ “X” ገፆም ከምዝገለፅዎ ናብ የመን ዝተጓዓዝሉ ምኽንያት ዝተኣሰሩ ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት…

    kahsaywelay

    December 27, 2024
    NEWS
    ሓደሽቲ ዛዕባታት, እስራኤል, የመን, ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም, WHO
Previous Page
1 … 18 19 20 21 22 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...