Skip to content
Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • ፕሬዘዳንት ሶማልያ ሓሰን ሼክ መሃሙድ ድሕሪ ስምምዕነት ኣንካራ ንመጀመርያ ግዜ ኣስመራ ኣትዮም።

    ፕሬዘዳንት ሶማልያ ሓሰን ሼክ መሃሙድ ድሕሪ ስምምዕነት ኣንካራ ንመጀመርያ ግዜ ኣስመራ ኣትዮም።

    ፕሬዘዳንት ሶማልያ ሓሰን ሼክ መሃሙድ ድሕሪ ስምምዕነት ኣንካራ ንመጀመርያ ግዜ ኣስመራ ኣትዮም። ፕረዚዳንት ሶማሊያ ሀሰን ሼክ መሀሙድ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ናብ ኤርትራ ከምዝተጓዓዙ ሚኒስተር ሓበሬታ ኤርትራ ኣይተ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ኤክስ ገፆም ሓቢሮም። እቶም ፕረዚዳንት አስመራ እንትኣትው ብፕረዚዳንት ኢሳያስ አፍወርቂ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ተገሊፁ እዩ። ኣይተ የማነ ከምዝገለፅዎ ክልቲኦም መራሕቲ ክልተኣዊ ርክባቶም ኣብምጥንኻርን ኣብ ናይ ሓባር…

    kahsaywelay

    December 26, 2024
    NEWS
    #ኢትዮጵያ, ሶማልያ, ኣንካራ ዲክላሬሽን, ኤርትራ
  • ዋንነታ ናይ ኣሜሪካ ዝኾነት ወታሃደራዊ ኣውሮፕላን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብስሕተት ተወቂዓ ከምዝወደቐት ተሓቢሩ።

    ዋንነታ ናይ ኣሜሪካ ዝኾነት ወታሃደራዊ ኣውሮፕላን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብስሕተት ተወቂዓ ከምዝወደቐት ተሓቢሩ።

    ናይ ኣሜሪካ ወታሃድራዊ መርከብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብስሕተት ናይ ባዕሉ አውሮፕላን ወቂዑ ከምዘውደቐ ሰራዊት ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ክልቲኦም ፓይሎታት ድማ ብዘይምንም ጉድኣት ከምዝወፅኡ ገሊፁ። እቲ ክስተት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣብ ናይ የመን ርእሰ ከተማ ሰንዓ ዝርከብን ብዕጡቓት ሁቲ ዝውነን መኽዘን ሚሳኤላትን መእዘዚ ጣብያን ተኸታታሊ ደብዳብ ኣየር ድሕሪ ምክያዳ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ ። ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ከምዝገለፆ ኣብ…

    kahsaywelay

    December 24, 2024
    NEWS
    ሓደሽቲ ዛዕባታት, ማእኸላይ ምብራቕ, ኣሜሪካ
  • ኳታር ናብ ኣውሮፓ ዝትልእኾ ነዳዲ ክተቋርፅ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ ።

    ኳታር ናብ ኣውሮፓ ዝትልእኾ ነዳዲ ክተቋርፅ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ ።

    ኳታር ናብ ኣውሮፓ ዝትልእኾ ነዳዲ ክተቋርፅ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ ። ኳታር ናብ ኣውሮፓ ብበዝሒ ነዳዲ ካብዝልእኻ ሃገራት ሓንቲ እያ ። ሕብረት ኣውሮፓ ቅድሚ ዝተወሰኑ ኣዋርሕ ምስ ሰብኣዊ መሰላትን ከባብያዊ ሓለዋን ዝተትሓሓዘ ሓዱሽ ሕጊ ኣውፂኡ እዩ። እዚ ሕጊ ብፍላይ መሰል ሰራሕተኛታት ዘየኽብሩን ከባብያዊ ፅሬት ብዘይሕሉ መንገዲ ዝተመረቱ ምህርትታት ናብ ኣውሮፓ ከይኣትው ዝኽልክል እዩ። ብሃፍቲ ነዳዲ እትፍለጥ ኳታር…

    kahsaywelay

    December 23, 2024
    NEWS
    ወፃኢ ንግዲ, ETHIOPIA, Tigray
  • መግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ህወሓት

    መግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ህወሓት

    ሓዳጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ!!መግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ህወሓት መግለፂ ቅዋም

    kahsaywelay

    December 20, 2024
    Press Release
    ETHIOPIA, Tigray, TPLF
  • ሩስያ ብ ኣብልዕሊ ላዕለዋይ ጀነራላ ዘተፈፀመ ቅትለት ዝጠርጠረቶ ኤዝባኪስታናዊ መንእሰይ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅራ ከምዘውዕለቶ ገሊፃ።

    ሩስያ ብ ኣብልዕሊ ላዕለዋይ ጀነራላ ዘተፈፀመ ቅትለት ዝጠርጠረቶ ኤዝባኪስታናዊ መንእሰይ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅራ ከምዘውዕለቶ ገሊፃ።

    ሩስያ ብ ኣብ ልዕሊ ላዕለዋይ ጀነራላ ዘተፈፀመ ቅትለት ዝጠርጠረቶ ኤዝባኪስታናዊ መንእሰይ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅራ ኣውዒላቶ። ሃገራዊ ድሕንንነት ሩስያ ኤፍ ኤስ ቢ (FSB) ምስ ቅትለት ጀነራል ኢጎር ኪሪሎቭ ብዝተትሓሓዘ ወዲ 29 ዓመት ኤዝባኪስታናዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለት ተገሊፁ። ናይ ሩስያ መራሒ ሓይሊ ምክልኻል ኒዩክለር ፣ባዮሎጂን ኬሚካልን ዝነበረ ሌተናል ጀነራል ኢጎር ክሪሎቭ ትማሊ ካብ መንበሪ ገዝኦም እንተወፁ…

    kahsaywelay

    December 19, 2024
    NEWS
    ሩስያ, እዋናዊ ዛዕባታት, ዩክረይን, Tigray
  • ናይ ሩስያ ኒክለር ክፍሊ ሓላፊ ኣብ ውሽጢ ሞስኮ ብዝተፈፀመ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ተቐቲሎም ።

    ናይ ሩስያ ኒክለር ክፍሊ ሓላፊ ኣብ ውሽጢ ሞስኮ ብዝተፈፀመ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ተቐቲሎም ።

    ናይ ሩስያ ኒክለር ክፍሊ ሓላፊ ኣብ ውሽጢ ሞስኮ ብዝተፈፀመ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ተቐቲሎም ። ላዕለዋይ ጀነራል ሰራዊት ሩስያን ምክትሎምን ኣብ ሞስኮ ብዝተፈፀመ ናይ ተፈንጃሪ መጥቃዕቲ ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ሌተናል ጀነራል ኢጎር ኪሪሎቭ ሓላፊ ክፍሊ ኒኩለር ፣ባዮሎጂ ኬሚካላትን ነይሮም። እቶም ጀነራል ሎሚ ሰሉስ ንጉሆ ካብ መንበሪ ገዝኦም እንትወፁ ስኩተር ኣብ ዝተብሃለ ተሽከርካሪ ዝተፀመደ ቦምብ ተፈንጂሩ ብዘብፅሖ ሓደጋ…

    kahsaywelay

    December 17, 2024
    NEWS
    ሓደሽቲ ዛዕባታት, ሩስያ, ዩክራይን
  • ፕረዚዳንት ፑቲን ምዕራባውያን ንትዕግስቲ ሩስያ ብምፍትታን ናብ ቀይሕ መሰመራ ይደፋፍእዋ ኣለው ክብሉ ከሲሶም።

    ፕረዚዳንት ፑቲን ምዕራባውያን ንትዕግስቲ ሩስያ ብምፍትታን ናብ ቀይሕ መሰመራ ይደፋፍእዋ ኣለው ክብሉ ከሲሶም።

    ፕረዚዳንት ፑቲን ምዕራባውያን ንትዕግስቲ ሩስያ ብምፍትታን ናብ ቀይሕ መሰመራ ይደፋፍእዋ ኣለው ክብሉ ከሲሶም። ፕረዚዳንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ምዕራባውያን ናይ ሩስያ ትዕግስቲ እናተፈታተኑ ናብ ቀይሕ መሰመራ ይደፋፍእዋ ኣለው ክብሉ ከሲሶም። ፑቱን ምስ ናይ ሩስያ ሰራዊት ምክልኻል ኣመራርሓታት ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ ሩስያ ንማንም ከምዘይትዕገስን ከምዚ እንተቐፂሉ ስጉምቲ ንምውሳድ ከምእትግደድን ተዛሪቦም። ብተወሳኺ ፕረዚዳንት ፑቲን ሩስያ ኣብ ዩክሬይን ናይ…

    kahsaywelay

    December 17, 2024
    NEWS
    ሓደሽቲ ዛዕባታት, ሩሲያ, ዩክራይን, Tigray
  • እስራኤል መንግስቲ ኣየርላንድ ፀረ እስራኤል ፖሊሲ ተኸቲሉ እዩ ብምባል ኣብ ኣየርላንድ ዝርከብ ኢምባሲኣ ከምእትዓፁ ኣፍሊጣ።

    እስራኤል መንግስቲ ኣየርላንድ ፀረ እስራኤል ፖሊሲ ተኸቲሉ እዩ ብምባል ኣብ ኣየርላንድ ዝርከብ ኢምባሲኣ ከምእትዓፁ ኣፍሊጣ።

    እስራኤል መንግስቲ ኣየርላንድ ፀረ እስራኤል ፖሊሲ ተኸቲሉ እዩ ብምባል ኣብ ኣየርላንድ ዝርከብ ኢምባሲኣ ከምእትዓፁ ኣፍሊጣ። እስራኤል መንግስቲ አየርላንድ ንፍልስጤም ናይ ሃገርነት ኣፍልጦ ምሃብ ሓዊሱ ብዝኽተሎ ዘሎ ጫፍ ዝረገፀ ፀረ እስራኤል ፖሊሲ ምኽንያት ኣብ ደብሊን አየርላንድ ዝርከብ ኤምባሲኣ ክትዓፅው ከምእተኽእል ኣፍሊጣ። አየርላንድ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጉንበት ንፍልስጤም ናይ ሃገርነት ኣፍልጦ ምሃባ ስዒቡ እስራኤል ኣምባሳደራ ፀዊዓ እያ።…

    kahsaywelay

    December 17, 2024
    NEWS
    ማእኸላይ ምብራቕ, ኣየርላንድ, እስራኤል
  • ቲክቶክ ዝተወሰነሉ ናይ እግድ ወሳነ ንክቕየር ዘቅረቦ ናይ ይግባይ ሕቶ ውድቂ ተገይሩ።

    ቲክቶክ ዝተወሰነሉ ናይ እግድ ወሳነ ንክቕየር ዘቅረቦ ናይ ይግባይ ሕቶ ውድቂ ተገይሩ።

    ቲክቶክ ዝተወሰነሉ ናይ እግድ ወሳነ ንክቕየር ዘቅረቦ ናይ ይግባይ ሕቶ ውድቂ ተገይሩ። መሰረቱ ኣብ ቻይና ዝገበረ ኩባንያ ቲክቶክ ኣብ ኣሜሪካ ናይ ድሕንነት ስግኣት ፈጢሩ እዩ ብምባል ንክእገድ ቅድሚ ኣዋርሕ ተወሲኑሉ ምንባሩ ዝዝከር እንትኾን ነዚ ስዓቡ ቲክቶክ ይግባይ ሓቲቱ እንዳተኸራኸረ ፀኒሑ እዩ። ዋንነቱ ናይ ባይት ዳንስ ኩባንያ ዝኾነ ቲክቶክ ኣብ ኣሜሪካ ልዕሊ 170 ሚልዮን ተጠቀምቲ ኣፍሪዩ…

    kahsaywelay

    December 15, 2024
    NEWS
    ሓደሽቲ ዛዕባታት, ቲክቶክ, ኣሜሪካ, Tigray
  • ብኣደራዳራይነት ቱርኪ ኢትዮጵያ እና ሶማሊያ ኣብ ስምምዕነት ምብፀሐን ተገሊፁ።

    ብኣደራዳራይነት ቱርኪ ኢትዮጵያ እና ሶማሊያ ኣብ ስምምዕነት ምብፀሐን ተገሊፁ።

    ቅድሚ ሓደ ዓመት ኢትዮጵያ ምስ ዲፋክቶ ስቴት ዝኾነት ሶማሊላንድ ናይ ወደብ ስምምዕነት ምፍርራመን ዝዝከር እንትኾን ነዚ ስምምዕነት ስዒቡ ሶማልያ ሉኣላውነተይ ዝጥሕስ እዩ ብምባል ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ርክብ በምቁራፅ ንኤርትራን ግብፅን ሓዊሱ ምስ ዝተፈላለዩ ሓይልታት ኣንፃር ኢትዮጵያ ምንቅስቓሳት ክትገብር ምፅንሓ ይፈለጥ። ምስ ክልቲአን ሃገራት ኣንፃራዊ ምሕዝነት ዘለዋ ቱርኪ ኣብ ኣንካራ ናይ ዘተ መድረኽ ብምድላው ቀዳማይ ሚኒስተር…

    kahsaywelay

    December 13, 2024
    NEWS
    #ኢትዮጵያ, ሓደሽቲ ዛዕባታት, ሶማልያ, ቱርኪ
Previous Page
1 … 19 20 21 22 23 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...