Tag: Tigray
-
ከባብታት ዶግዓ ተምቤን ዓለምለኸ ጅኦፓርክ ኮይኖም ናብ ዩኒስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ምህላው ተገሊፁ ።

ከባብታት ዶግዓ ተምቤን ዓለምለኸ ጅኦፓርክ ኮይኖም ናብ ዩኒስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ምህላው ተገሊፁ ። “ኣስፓየሪንግ ጅኦፓርክ ዶግዓ ተምቤን” ዓለምለኸ ጅኦፓርክ ኮይኖም ናብ ዩኒስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ኣፍሊጡ። ቱሪዝም ሚኒስቴር ኢትዮጵያ ምስ ትካል ዓለምለኸ ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህልን (UNESCO) ብምዃን ኣርባዕተ ቦታታት ኢትዮጵያ ብዘለዎም ሃፍተ ገነትን ፅንዓትን መሰረት ከም ዓለምለኸ ጅኦፓርክ ኮይኖም ብትካል ዓለምለኸ…
-
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ መጣየሺ ደንቢ ሓይሊ ኒውክለር ኢትዮጵያ ብምፅዳቕ ን ኣይተ ሳንዶካ ደበበ ኮምሽነር ገይሩ ከም ዝሾመ ኣፍሊጡ።

ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ መጣየሺ ደንቢ ሓይሊ ኒውክለር ኢትዮጵያ ብምፅዳቕ ን ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ኮምሽነር ገይሩ ከም ዝሾመ ኣፍሊጡ። ቤትምኽሪ ሚኒስራት ኢትዮጵያ ሎሚ ዕለት 4 ጥቅምቲ 2018 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ መበል 49 መደበኛ ኣኼብኡ ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክለር ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ዝወፅአ ረቒቕ ኣፅዲቑ። ነዚ ስዒቡ ድማ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ካብ ሎሚ ዕለት ጀሚሩ…
-
እዋናዊ መግለፂ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ።

ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኣምሓራን ኣምሓራ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽንን ሎሚ 08 ሚያዝያ “የተከዜ ትውልድ የተከዜ ዘብነቱን በተግባር ማሳየት ይጠበቅበታል” ዝብል ርእሲ ተጠቒሞም ኣብ ዘቃልሕዎ ዛዕባ ሑመራ ኣካል ክልል ኣምሓራ ገይሮም ብምቕራብ ብቅሉዕ ሕገ-መንግስታዊ ጥሕሰት ዝተመልኦን ንውዕሊ ፕሪቶርያ ዝፃባእን ተንኳባይ ዜና ሒዞም ወፂኦም ኣለዉ። እዚ ተግባር ተራ ነገር ዘይኮነስ ኮነ ተባሂሉ ሕገ መንግስታዊ ግዝኣት ትግራይ ኣካል ክልል…
-
ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ተገሊፁ።

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ሶማልያ ክልል ማእኸላይ ሸበሌ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ኣልሸባብ መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ኣዲስ ስታንዳርድ ፀብፂቡ። ኣዲስ ስታንዳርድ ንሚኒስትሪ ምክልኻል ሶማልያ ኣብዱልቃድር መሀመድ ጠቒሱ ከምዝፀብፀቦ ፥ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ድፋዓት ኣልሸባብ ዘካየዶ ናይ ሚሳኤል መጥቃዕቲ ምስ ፌደራል መንግስቲ ሶማልያ ብምትሕብባር ከምዝኾነ ተገሊፁ። በቲ መጥቃዕቲ ዝበፅሐ መጠን ሞት ዘይተገለፀ እንትኾን እቶም ሚኒስትሪ ኣብ…
-
ካብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ።

ናይ ሽርሕን ጠቐነን ፖለቲካ ጠጠው ክብል ንፅውዕ !! ሰራዊት ትግራይን መሪሕነቱን ስምምዕነት ምቁራፅ ተፃብኦ ፕሪቶርያ ካብ ዝፍረም ጀሚሩ ፣ እቲ ስምምዕነት ብተፈራረምቲ ወገናት ከይተሸራረፈ ክትግበር ካብ ዝነበሮም ሰናይ ድሌትን እምነትን ተበጊሶም ፤ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ሽቱኡ ወቒዑ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ኾይኑ ዝግፋዕን ዝሳቐን ዘሎ ህዝብና ነፃ ክወፅእ ፤ ሕገ መንግስታዊ ግዝኣትና ናብ ቦትኡ ክምለስ ፤ ከምኡ…
-
ንመናእሰይ ትግራይ ዝቐረበ ለበዋ….

ዝኸበርካ መንእሰይ ትግራይ፣ ብመጀመርታ ዝኸበረ ሰላምታይ ይብፃሕኻ፥ ምሕፅንታ ንመንእሰይ ትግራይ፥ ብልፅግናን ህግደፍን ኣብ ትግራይ ንክልተ ዓመታት ብዘካየድዎ፣ ዕላምኡ ዘርኢ ምጥፋእ ዝገበረ ኲናት፣ ንብረትካ ዘሪፎም፣ ፋብሪካታት ኣባዲሞም፣ ኣሓትካን ኣዴታትካን ደፊሮም ኮታስ ሰፍ ዘይብል ስነ ኣእምሮኣዊ በሰላ ገዲፎምልካ ከይዶም እዮም። ብምዃኑ’ውን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ከቢድ ስራሕ ስእነትን ንሱ ዝወለዶ ከርፋሕ ናብራን ተስፋ ምቁራፅን ከም ትርከብ ኩልና…
-
ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ኣዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቱ ዝሃቦ መግለፂ።

ዘይዛሪ ፀለመ ንምንታይ?!ሰራዊት ትግራይ ምእንቲ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቡ፣ ምእንቲ ብሄራዊ ረብሕኡን ክብሪ ዓዱን ክብል ክባር ናይ ሂወት ዋጋ እናኸፈለ ዝመፀን ዘሎን ፣ ህዝባዊ ባህሪኡ ንዋጋ ዕዳጋ ዘየቕርብ ፤ ዋልታ ህዝቡ ኮይኑ ኣብ ዘይሕለል መኸተ ዝርከብ ህዝባዊ ሓይሊ እዩ ። ይኹንምበር ብዘይፍላጥ ዝሕወስ የለን እኳ እንተዘይተባህለ፤ እቲ ዝበዝሕ ኮነ ተባሂሉ ናይ ፀጥታ ሓይልናን ኣመራርሕኡን ካብ ህዝቢ…
-
ካብ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ።

ባህጊ ህዝቢ ትግራይ ሓቀኛ ሰላም’ዩ!! ህዝቢ ትግራይ ሕዚ ዘለዎ ግዝያዊ ኩነታት ከምዘሎ ኮይኑ፤ ኣብ መዋእል ታሪኽ ዓለም ዘኹርዕን ነዊሕ ዘበን ዘቑፀረ ስልጣነ ዘለዎን ንዝኾነ ይኹን መግዛእቲ ርኡሱ ኣድኒኑ ዘይቕበል ታሪኽ ዝወነነ ህዝቢ እዩ። ህዝቢ ትግራይ ኣብ ታሪኹ ንሉኡላውነቱን መንነቱን ዝፃብኡ ወረርትን ጨቆንቲ ገዛእትን ተቓሊሱ ዝመከተ ህዝቢ ምዃኑ ኩሉ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። ናይ ቀረባ ታሪኽ ኲናት…
-
ውሳነታት ብሄራዊ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ

ንሕና በዝሕና ልዕሊ ሓደ ሽሕን ክልተ ሚእትን ዝኾንና ካብ ኩሉ ከባብታት ትግራይ ተወኪልና ዝመፃእና፤ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ትግራይን ኣፈፃፅማ ስምምዕ ፕሪቶሪያን ብሓፈሻ፤ ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ኣብ ትሕቲ ወራር ኮይኑ ሕዚ ‘ውን ጄኖሳይድ ዝፍፀመሉ ዘሎ ህዝብና፣ ሓራ ዘይወፅአ ልኡላዊ ሕገ መንግስታዊ ግዝኣትና፣ ካብ መረበቱ ዝተመዛበለን ዝተሰደደን ህዝብና፣ ብሄራዊ ረብሓታትን፣ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ህልውና ኣብያተ ምኽርና፣ ኩነታት…
-
ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል ኣመልኪቱ ንዝበፅሖ ደብዳበ ዝሃቦ መልሲ።

ዋኒኑ፡ ኣማኻሪ ካውንስል ብዝምልከት ዘለና መርገፂ ምፍላጥ ይምልከት። ቤት ፅሕፈትኩም ብቁፅሪ 9/34/8/07 ናብ ውድብና ብዝለኣኽኩምልና ደብዳበ መሰረት ብቤት ምኽሪ ስራሕ ፈፃሚ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቅድም ክብል ዝፀደቐ ደንቢ ቁፅሪ 10/2016 መሰረት ካብ ውድብና ሽዱሽተ (6ተ) ኣባላት ኣማኻሪ ካውንስል ኮይኖም ዝሳተፉ ብስሩዕ ደብዳበ ኣቢልኩም ሽም ዝርዝሮም ክንልእኽ ከም ዝሓትትኩምና ይፍለጥ። ብመሰረት እዚ ፃውዒት ድማ ውድብ ሳልሳይ…

