Tag: #ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ
-
እዋናዊ መግለፂ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ።

ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኣምሓራን ኣምሓራ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽንን ሎሚ 08 ሚያዝያ “የተከዜ ትውልድ የተከዜ ዘብነቱን በተግባር ማሳየት ይጠበቅበታል” ዝብል ርእሲ ተጠቒሞም ኣብ ዘቃልሕዎ ዛዕባ ሑመራ ኣካል ክልል ኣምሓራ ገይሮም ብምቕራብ ብቅሉዕ ሕገ-መንግስታዊ ጥሕሰት ዝተመልኦን ንውዕሊ ፕሪቶርያ ዝፃባእን ተንኳባይ ዜና ሒዞም ወፂኦም ኣለዉ። እዚ ተግባር ተራ ነገር ዘይኮነስ ኮነ ተባሂሉ ሕገ መንግስታዊ ግዝኣት ትግራይ ኣካል ክልል…

