Category: Opinion
-
ንመናእሰይ ትግራይ ዝቐረበ ለበዋ….

ዝኸበርካ መንእሰይ ትግራይ፣ ብመጀመርታ ዝኸበረ ሰላምታይ ይብፃሕኻ፥ ምሕፅንታ ንመንእሰይ ትግራይ፥ ብልፅግናን ህግደፍን ኣብ ትግራይ ንክልተ ዓመታት ብዘካየድዎ፣ ዕላምኡ ዘርኢ ምጥፋእ ዝገበረ ኲናት፣ ንብረትካ ዘሪፎም፣ ፋብሪካታት ኣባዲሞም፣ ኣሓትካን ኣዴታትካን ደፊሮም ኮታስ ሰፍ ዘይብል ስነ ኣእምሮኣዊ በሰላ ገዲፎምልካ ከይዶም እዮም። ብምዃኑ’ውን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ከቢድ ስራሕ ስእነትን ንሱ ዝወለዶ ከርፋሕ ናብራን ተስፋ ምቁራፅን ከም ትርከብ ኩልና…
-
ኢትዮጵያ ንድጂታል ምጭብርባር ካብ ዝተጋለፁ ሃገራነት ሓንቲ ሙዃና Sumsub ዝተብሃለ ትካል ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

Sumsub ዝተብሃለ ትካል ናይ 103 ሃገራት ንድጂታል ምጭብርባር ዝተጋለፃ ሃገራት ዘርኢ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ዕላዊ ገይሩ ። እዚ መፅናዕቲ ሰግኣት ድጅታል ምጭብርባር ዘርኢ ኣብ 103 ሃገራት ዝተኻየደ ናይ መጀመርያ ዓሚቕ መፅናዕቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ ። ኢትዮጵያ ንድጅታል ምጭብርባር ዝተጋለፃ ካብ ዝተብሃላ ሃገራት ሓንቲ እንትትኸውን ኣብ ዝርዝር እተን መፅናዕቲ ዝተገበረለን 103 ሃገራት መበል 99 ደረጃ ትርከብ ።…
-
ኣብ 2027 ኣ.ፈ ዓለምና ፈላማይ ትሪሊየነር ክትረክብ ምኻና ፎርብስ ገሊጹ።

ኣብ 2027 ኣ.ፈ ዓለምና ፈላማይ ትሪሊየነር ክትረክብ ምኻና ፎርብስ ገሊጹ። ኣብ ዓውድታት ቴክኖሎጂን ፈጠራን ዝዋፈሩ ዘለዉ ሰባት መጠን ዘኻዕብትዎ ዘለዉ ሃፍቲ ካብ ግዘ ናብ ግዘ እናወሰኸ ይኸይድ ከምዘሎ ተገሊፁ ።ዓለምና ኣብ 2027 ኣ.ፈ ፈላማይ ትሪሊየነር ከምእትረክብ ድማ ፎርብስ ተንብዩ ኣሎ። ኣብዚ እዋን 236 ቢልዮን ዩሮ ሃፍቲ ብምዉናን ናይ ፕላኔትና ቀዳማይ በዓል ሃፍቲ ብምዃን ዝመርሕ ዘሎ…
-
ካብ ዋዕሮታትና

Tigray Academy | 31 July 2024 ወ/ሮ ኬርያ ኣንዋር መሓመድ ትበሃል። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣባል ላዕለዋይ ኣመራርሓ ማተሰኣ እያ። ወ/ሮ ኬርያ – ካብተን ንህዝበን ሕልፊ ፍቕሪ ዘለወንን ለይትን ቀትርን ዝቃለሳን ዋዕሮታት ትግራይ ሓንቲ እያ። ንኬርያ ብቕርበት ዝፈልጡዋ ኩሎም ኣድኒቖም ኣይፀግቡን። ኬርያ – ከም ኣደ ለዋህ፣ ከም ተቓላሲት ቆራፅን መስተውዓሊትን እያ ይብሉዋ። ኣብ ዝኣተወቶ ቃልሲ ኩሉ…
-
Once upon a time, there will be a place named the United States of Africa Federation.

PROF.PLO LUMUMBA BEST QUOTES Once upon a time, there will be a place named the United States of Africa Federation. It will be a vast territory comprised of many countries all mashed up together. The leaders will convene and decide to unite the region to make it stronger, thus creating a federation. In this United…
-
How do we ensure the reconstruction of Tigray? ሕዉይት ትግራይ ከመይ ነረጋግጾ?

By Dr Kahsay Tadese (Biography included at the bottom) | June 06/2023 ሕዉይት ትግራይ ከምይ ነረጋግጾ? ኣብ ልዕሌና ዝበኣብጽሐና ከቢድ ሰብኣዊ ጨፍጫፍ፥ ማሕበራዊ ምስቅልቅል፥ ስነ ኣእምሮኣዊ በሰላ፥ ናይ ትካላት ዕንወትን ብኸመይ ካብ ዝነበሮ ብዝበለጸ ይህነጽ ወይ ካብዚ ዝበጽሐና ኩለመዳያዊ ዕንወትን በሰላን ብኽከመይ ንሓዊ? ኣብ ዓለምና ብዙሓት ዓሌት ወይ ዘርኢ መሰረት ዝገበሩ ብዙሓት ዘራዊ-ጽንተታት [ጀኖሳይድ] ተፈጺሞም…
-
ቀፃሊ ዕድል ትግራይን ትግራዋይነትን (ሻድሻይ ክፋል)

By Girmay Yihdego Reviewed by: Legese Kidane ቅድም ክብል እቲ ዓለማውን ሃገራውን ሕሉፉን ህልውን ኩነታት ብመንፅር ስእነት ኣማቲ ስትራቴጅያዊ መሪሕነት ንምርኣይ ፈቲና ኔርና:: ሕዚ ድማ ፖለቲካ ትግራይ ዝቖመሎም ቀንዲ ዓንድታት ብምፍታሽ ስእነት ኣማቲ ስትራቴጂክ መሪሕነት እንታይ ኣሲኢኑና ከምዘሎ ንምሕባር ንፈትን:: እቶም ቀዲ ዓንድታት ፖለቲካ ትግራይ እዞም ዝስዕቡ ጌርካ ምውሳድ ዝክኣል ይመስለኒ:: ደርባዊ ምዝመዛን ብሄራዊ ዕብለላንፀረ…
-
ቀፃላይ ዕድል ትግራይን ትግራዋይነትን (5ይ ክፋል)

ኣብ ዝሓለፈ ራብዓይ ክፋል ጭላፍ ዓንድታት ሃገራዊ ኢኦኖሚን ማሕበርዊ ህይወትን ዝምልከት (ዘይመፍረያይ ብቱን ኣሰፋፍራ፣ ብቱን ማንነት፣ ትሑት ናይ ስራሕ ግዘ፣ ወፅዓ ደቂ ኣንስትዮ፣ ጥምየት፣ ፅልኢ ዘንቀሎ ጅኖሳይድ ካብ ማሕበርዊ ዋኒን ዝርሓቐ ሚድያን ድሑር ባህሊ ሃፀያዊት ኢትዮዽያን) ንምቕራብ ፈቲነ ኔረ:: ኣብ ትሕቲ ስእነት ኣማቲ ስትራቴጅያዊ መሪሕነት ዓንድታት ሃገራዊ ድፕሎማሲ ንምርኣይ ክፍትን እየ:: እቲ ቀዳማይ ዓንዲ ሃገራዊ…

