Tag: Tigrai Tv
-
ደደቢት ሚድያ

ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ትግራይን ከባቢናን ሙሉእ ሓበሬታ ዝረኽብሉ ሚድያ እዩ። ቤተሰብ ደደቢት ሚድያ ብምዃን መዓልታዊ ዜናታት ትግራይን ከባቢናን ብፍጥነትን ብተኣማንነትን ይርከቡ። ብኩሉ ማሕበራዊ ሚድያ ደደቢት ሚድያ ይረኽቡና! ********
-
ቀፃሊ ዕድል ትግራይን ትግራዋይነትን (ሻድሻይ ክፋል)

By Girmay Yihdego Reviewed by: Legese Kidane ቅድም ክብል እቲ ዓለማውን ሃገራውን ሕሉፉን ህልውን ኩነታት ብመንፅር ስእነት ኣማቲ ስትራቴጅያዊ መሪሕነት ንምርኣይ ፈቲና ኔርና:: ሕዚ ድማ ፖለቲካ ትግራይ ዝቖመሎም ቀንዲ ዓንድታት ብምፍታሽ ስእነት ኣማቲ ስትራቴጂክ መሪሕነት እንታይ ኣሲኢኑና ከምዘሎ ንምሕባር ንፈትን:: እቶም ቀዲ ዓንድታት ፖለቲካ ትግራይ እዞም ዝስዕቡ ጌርካ ምውሳድ ዝክኣል ይመስለኒ:: ደርባዊ ምዝመዛን ብሄራዊ ዕብለላንፀረ…
-
ቀፃላይ ዕድል ትግራይን ትግራዋይነትን (5ይ ክፋል)

ኣብ ዝሓለፈ ራብዓይ ክፋል ጭላፍ ዓንድታት ሃገራዊ ኢኦኖሚን ማሕበርዊ ህይወትን ዝምልከት (ዘይመፍረያይ ብቱን ኣሰፋፍራ፣ ብቱን ማንነት፣ ትሑት ናይ ስራሕ ግዘ፣ ወፅዓ ደቂ ኣንስትዮ፣ ጥምየት፣ ፅልኢ ዘንቀሎ ጅኖሳይድ ካብ ማሕበርዊ ዋኒን ዝርሓቐ ሚድያን ድሑር ባህሊ ሃፀያዊት ኢትዮዽያን) ንምቕራብ ፈቲነ ኔረ:: ኣብ ትሕቲ ስእነት ኣማቲ ስትራቴጅያዊ መሪሕነት ዓንድታት ሃገራዊ ድፕሎማሲ ንምርኣይ ክፍትን እየ:: እቲ ቀዳማይ ዓንዲ ሃገራዊ…

