Tag: ICC
-
Operation Alula: A Historic Heroism
Operation Alula Aba Nega (Tigrigna: ወፍሪ አሉላ አባ ነጋ), commonly shortened to Operation Alula (Tigrigna: ወፍሪ አሉላ), was a counter-offensive during the Tigray War by the Tigray Defence Forces (TDF) against the Ethiopian Military and its allies in Tigray. The operation was named after Ethiopian general Ras Alula Aba Nega, who was of Tigrayan descent. The offensive was launched on the 18th of June 2021 – continued to the 28th…
-
ቀፃሊ ዕድል ትግራይን ትግራዋይነትን (ሻድሻይ ክፋል)
By Girmay Yihdego Reviewed by: Legese Kidane ቅድም ክብል እቲ ዓለማውን ሃገራውን ሕሉፉን ህልውን ኩነታት ብመንፅር ስእነት ኣማቲ ስትራቴጅያዊ መሪሕነት ንምርኣይ ፈቲና ኔርና:: ሕዚ ድማ ፖለቲካ ትግራይ ዝቖመሎም ቀንዲ ዓንድታት ብምፍታሽ ስእነት ኣማቲ ስትራቴጂክ መሪሕነት እንታይ ኣሲኢኑና ከምዘሎ ንምሕባር ንፈትን:: እቶም ቀዲ ዓንድታት ፖለቲካ ትግራይ እዞም ዝስዕቡ ጌርካ ምውሳድ ዝክኣል ይመስለኒ:: ደርባዊ ምዝመዛን ብሄራዊ ዕብለላንፀረ…
-
ቀፃላይ ዕድል ትግራይን ትግራዋይነትን (5ይ ክፋል)
ኣብ ዝሓለፈ ራብዓይ ክፋል ጭላፍ ዓንድታት ሃገራዊ ኢኦኖሚን ማሕበርዊ ህይወትን ዝምልከት (ዘይመፍረያይ ብቱን ኣሰፋፍራ፣ ብቱን ማንነት፣ ትሑት ናይ ስራሕ ግዘ፣ ወፅዓ ደቂ ኣንስትዮ፣ ጥምየት፣ ፅልኢ ዘንቀሎ ጅኖሳይድ ካብ ማሕበርዊ ዋኒን ዝርሓቐ ሚድያን ድሑር ባህሊ ሃፀያዊት ኢትዮዽያን) ንምቕራብ ፈቲነ ኔረ:: ኣብ ትሕቲ ስእነት ኣማቲ ስትራቴጅያዊ መሪሕነት ዓንድታት ሃገራዊ ድፕሎማሲ ንምርኣይ ክፍትን እየ:: እቲ ቀዳማይ ዓንዲ ሃገራዊ…
-
ቀፃላይ ዕድል ትግራይን ትግራዋይነትን (4ይ ክፋል)
ኣብ ሕሉፍ ኣብ ትሕቲ ስእነት ኣማቲ ስትራቴጅያዊ መሪሕነት ዝብል ሃገራዊ ኢኮኖሚ ኢትዮዽያ ኣብ ድሑር ባህላዊ ዕዳጋ ዝተመስረተ ምኳኑ … በዚ’ውን ኣብ ልቓሕ ተረግሪጉ ናብ ሰላሕታ ባዕዳዊ መግዛእቲ ይኣቱ ምህላው … ኣብ ስሑት ስትራቴጂ ምህዞ ዋንነት መሬትን ኢንዱስትሪ ልምዓት ዝተደረኸ ምኳኑ ሪኢና ኔርና … ሎሚ’ውን ክልተ ኢኮኖሚያዊ ዓንድታት ወሲኸ ናብ ሃገራዊ ማሕበራዊ ጉዳይ ክኣቱ:: ሃገራዊ ምዕባለ…
-
ከም ተጋሩ ከመይ ንጓዓዝ?-ትካላውነት፦
(Institutionalization)By Tsegazeab ኣብ ድሕረ ባይታ ሥልጣነን መንነትን ተመርኲሱ ”ሃፍቲ ትግራይ ሰብ እዩ፤” ብዝብል መሰረታዊነት ንኩላትና ዘረዳድእ ግሁድ ሓቂን መትከልን እዩ።ሃፍቲ ድማ ዓቕምን ኩለ መዳይ ፍልጠትን ትግራዋይ ዘካተተ እዩ።እዞም ዓቕምታት ድማ ብከመይ እዮም ናብ ባይታ ዝወርዱ? ብምንታይ እዮም ኸ ዝግለጹ? ዝብሉ መሰረታዊ ነጥብታት እንትነልዕል #ትካል ዝብል ሓደ መጉዓዚ መንገዲና ዝኸውን ፈውሲ ትግራይ ንረክብ።እታ ናይ ጽባሕ እንብህጋ:እሞ…
-
ቀፃላይ ዕድል ትግራይን ትግራዋይነትን (3ይ ክፋል)
By Girmay Yihdego ኣብ ካልኣይ ክፋል ኣብ ትሕቲ ስእነት ኣማታይ ስትራቴጅያዊ መሪሕነት ዝብል ርእሲ ፖለቲካዊ ኢትዮዽያ ዝቖመሎም ዓንድታት ዝብል ንኡስ ርእሲ ብምምዛዝ ሃገራዊ ፖለቲካ ንምርኣይ ፈቲነ ኔረ:: ኣብዚ ምስ ስልጣን ተኣሳሰረ ረብሓ … ምስ መንነት ኣምሓራ፣ ረግረግ ሃፀያዊ ቢሮክራሲ፣ ሃይማኖታዊ ክድምና፣ ህላወ ናይ ብዙሓት ፖርቲታት ብመንፅር ኣመተን ስትራቴጅያዊ መሪሕነትን ንምርኣይ ፈቲና ኔርና:: ቅድሚ ናብ ሃገራዊ…
-
A Tigrayan perspective of Tigrai: Is a Tigrayan under the weight of its rich history?
By Romady I love Tigrai. I am a Tigrayan nationalist. All I think of is Tigrai. And Tigrai is so rich, there is so much to think about that Tigrai offers, it’s mesmerizing. Yes, Tigrai is a land of civilization. A land of Axum, a land that accepted the three Abrahamic religions, Judaism, Christianity, and…
-
The Abiy Ahmed regime has already rejected the UNHRC resolution on Tigray
The regime has already rejected the UNHRC resolution on Tigray and vowed not to allow the team to enter into Ethiopia to conduct its investigation. As of very recent, the regime is expressing its “readiness ” through its internal communication to work with UNHRC team if two conditions are met: 1. That the UNHRC accepts…