Category: Documentary
-
ምምሕዳር ፍልስጤም ኣብ ልዕሊ ኣልጀዚራ ግዝያዊ እግድ ኣንቢሩ።

ምምሕዳር ፍልስጤም ንኣልጀዚራ ኣብ ዌስትባንክ ፈነወ ከየካይድ ብግዝያውነት ኣጊዱ። ሰፊሕ ተደማፅነት ዘለዎ ቴሌቭዥን አልጀዚራ ብምኽንያት ጎንፂ ቀስቀስትን ዝንቡዓት ሓበሬታታት ብምቕራብን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ፍልስጤም ጣልቃ ብምእታውን ብዝብል ምምሕዳር ፍልስጤም ከምዝኣገዶ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ እናፀብፀባ ይርከባ። በዚ መሰረት ዝኾነ ይኹን ጋዜጠኛ አልጀዚራ ኣብ ግዝኣታት ፍልሰጤም ኣትዩ ከይሰርሕ ዝኣገደ እንትኾን ኣብ ራማላህ ዝርከብ ቴሌቭዥን ጣብይኡ እውን ክዕፆ…
-
ድሕረ ባይታ ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ እንታይ ይመስል ?

ዶናልድ ጆን ትራምፕ ኒውዮርክ ኣብ ዝትርከብ ኩዊንስ ኣብ ዝትበሃል መንደር ብኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ሰነ 14/1946 እዮም ተወሊዶም ። ካብ 3 ደቂ ተባዕትዮን 4 ደቂ ኣነስትዮን ስድረኦም መበል ራብዓይ ውላድ እዮም ። ወላዲ ኣቡኦም ፍሬድ ኣብ ኒውዮርክ ወናኒ ዕውት ናይ( construction ) ህንፀት ትካል ነይሮም ። ትራምፕ ኣብ 1968 ኣቆፃፅራ አውሮፓውያን ናብ ናይ ኣቡኦም ስራሕ ምስተፀንበሩ ቡዝሕ…
-
ስደት መንእሰያት ትግራይ፡ ‘ህይወተይ ንምድሓን ብዙሕ ዘይሕጋዊ ነገራት ሰሪሐ’
ሳራ ብርሃነ፡ ‘ኣብ ዓደይ እንከለኹ’ ጽቡቕ ህይወት ነይሩኒ ትብል።ኣብ ዛላምበሳ ንእሽቶ ካፈ፡ ክልተ ቤት መግብን መደቀስን ነይሩዋ፤ በዚ ንኻልኦት ሰባት’ውን ዕድላት ስራሕ ብምፍጣር ዕጕብ ናብራ ትመርሕ ምንባራ ትዛረብ።“ሕጂ ግን ንርእሰይ’ውን ክኸውን ኣይከኣልኩን፤ ደቀይ ዘብልዖም ስኢነ’የ”።ሳራ፡ ኣደ ክልተ ቈልዑ’ያ። ካልኦት ክልተ ኣቦኦም ዝሞተ ደቂ ሓፍታ’ውን ትናቢ።ድሕሪ’ቲ ኣብ 2020 ኣብ መንጐ መራሕቲ ትግራይን ማእከላይ መንግስትን ዝተወልዐ ረጽሚ…
-
ኮሚሽነር ጀነራል ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ተጋዳላይ ግርማይ ከበደ ( ግርማይ ማንጁስ) ብዘሓደሮ ሕማም ዓሪፉ።

ተጋዳላይ ግርማይ ከበደ ካብ እዋን ንእስነቱ ጀሚሩ ኣብ መስርዕ ህወሓት ዝመርሖ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ተፀንቢሩ ክሳብ ዕረፍቱ ብዝተፈላለየ ልኡኽቶን ሓላፍነትን ህዝቡ ዘገልገለ ተጋዳላይ ነይሩ። ተጋዳላይ ግርማይ ከበደ /ግርማይ ማንጁስ/ ካብ ወላዲኡ ሓለቓ ሓምሳ ከበደ ኣባድን ካብ ወላዲቱ ወ/ሮ ንግስቲ ኣርኣያን ብ1952 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ዝተወለደ ኮይኑ ዕድሚኡ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ ናብ መኣዲ ትምህርቲ…
-
ካብ ዋዕሮታትና

Tigray Academy | 31 July 2024 ወ/ሮ ኬርያ ኣንዋር መሓመድ ትበሃል። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣባል ላዕለዋይ ኣመራርሓ ማተሰኣ እያ። ወ/ሮ ኬርያ – ካብተን ንህዝበን ሕልፊ ፍቕሪ ዘለወንን ለይትን ቀትርን ዝቃለሳን ዋዕሮታት ትግራይ ሓንቲ እያ። ንኬርያ ብቕርበት ዝፈልጡዋ ኩሎም ኣድኒቖም ኣይፀግቡን። ኬርያ – ከም ኣደ ለዋህ፣ ከም ተቓላሲት ቆራፅን መስተውዓሊትን እያ ይብሉዋ። ኣብ ዝኣተወቶ ቃልሲ ኩሉ…
-
Operation Alula: A Historic Heroism

Operation Alula Aba Nega (Tigrigna: ወፍሪ አሉላ አባ ነጋ), commonly shortened to Operation Alula (Tigrigna: ወፍሪ አሉላ), was a counter-offensive during the Tigray War by the Tigray Defence Forces (TDF) against the Ethiopian Military and its allies in Tigray. The operation was named after Ethiopian general Ras Alula Aba Nega, who was of Tigrayan descent. The offensive was launched on the 18th of June 2021 – continued to the 28th…

