Tag: Tigrai Media House
-
ቀፃላይ ዕድል ትግራይን ትግራዋይነትን (5ይ ክፋል)
ኣብ ዝሓለፈ ራብዓይ ክፋል ጭላፍ ዓንድታት ሃገራዊ ኢኦኖሚን ማሕበርዊ ህይወትን ዝምልከት (ዘይመፍረያይ ብቱን ኣሰፋፍራ፣ ብቱን ማንነት፣ ትሑት ናይ ስራሕ ግዘ፣ ወፅዓ ደቂ ኣንስትዮ፣ ጥምየት፣ ፅልኢ ዘንቀሎ ጅኖሳይድ ካብ ማሕበርዊ ዋኒን ዝርሓቐ ሚድያን ድሑር ባህሊ ሃፀያዊት ኢትዮዽያን) ንምቕራብ ፈቲነ ኔረ:: ኣብ ትሕቲ ስእነት ኣማቲ ስትራቴጅያዊ መሪሕነት ዓንድታት ሃገራዊ ድፕሎማሲ ንምርኣይ ክፍትን እየ:: እቲ ቀዳማይ ዓንዲ ሃገራዊ…