Category: Opinion
-
እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ

ዕለት 29/7/2014 ዓ/ም ሰብኣዊ ሓገዝ ንህዝብና ብዘይዓንቀፍቀፍ ንክበፅሕ ካብ መጋቢት 15/ 2014 ዓ.ም. ምሸት ጀሚሩ ጊዝያዊ ደው ምባል ተፃብኦ ክትግበር መንግስቲ ትግራይ ከምዝወሰነ ዝፍለጥ እዩ። እቲ ብዓለምለኸ ማሕበረሰብ ንህዝቢ ትግራይ ተባሂሉ ዝመፀ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝድለ ዓይነት፥ መጠንን ጊዜን ናብ ትግራይ ክኣቱ ኣድላይ ምትሕብባር ከምዝገብር መንግስቲ ትግራይ ብእዋኑ ዕላዊ ገይሩ እዩ። እንተኾነ ኣፍቶም ዝሓለፉ ዓሰርተ ኣርባዕተ…

