Skip to content
Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • ሚኒስተር ንግድን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኢትዮጵያ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ንመበል ሳላሳይ ግዜ ወሰኽ ከምዝገበረ ተገሊፁ።

    ሚኒስተር ንግድን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኢትዮጵያ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ  ነዳዲ ንመበል ሳላሳይ ግዜ ወሰኽ ከምዝገበረ ተገሊፁ።

    ሚኒስተር ንግድን ቀጠናዊ ምትእስሳርን መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ንሳላሳይ ዙር ወሰኽ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ንግድን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ ሓዱሽ ናይ ነዳዲ ችርቻሮ ዋጋ ንሓደ ሊትሮ ቤንዚን 112.67 ብር ንሓደ ሊትሮ ናፍጣ ድማ 107.93 ብር ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እዚ ወሰኽ ካብ ትማሊ ሰንበት 14.07.2017 ዓ.ም ምሸት ጀሚሩ ተግባራዊ ዝተገበረ እንትኸውን እዚ ድማ ንመበል ሳልሳይ ግዜ ዝተገበረ…

    kahsaywelay

    March 25, 2025
    NEWS
    #ኢትዮጵያ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ
  • ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ልዕሊ ጀነራል ምግበይ ሃይለ ንዘቐረቦ ክሲ መልሲ ሂቡ።

    ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ልዕሊ ጀነራል ምግበይ ሃይለ ንዘቐረቦ ክሲ መልሲ ሂቡ።

    ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ልዕሊ ጀነራል ምግበይ ሃይለ ንዘቐረቦ ክሲ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ከምገለፆ “ናይ ህዝቢ ትግራይ ሰላምን ጥቕምን ዝረጋገፅ ብሰላማዊ ቃልስን ዘተን እምበር ብኲናት ኣይኮነን ዝብል ፅኑዕ እምነትና ናይ ትማሊን ናይ ሎምን ፅባሕን መትከል እዩ” ዝበለ እንትኾን ህዝቢ ትግራይ ብረት ኣልዒሉ ዘጋጦሞ ፅንተታዊ ኲናት እንትጋፈጥ ዘጋጥሞ ኩለመዳያዊ ኪሳራ…

    kahsaywelay

    March 23, 2025
    NEWS
    #ሰራዊት ኢትዮጵያ, #ቢሮ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ, #ትግራይ ወቕታዊ, #ጀነራል ምግበይ ሃይለ
  • ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምብሓዱሽ ከም ዝጣየሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ኣመላኺቶም።

    ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምብሓዱሽ ከም ዝጣየሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ኣመላኺቶም።

    ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ከምዝገለፅዎ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምብሓዱሽ ተጣይሹ ክሳብ ቀፃሊ መረፃ ከመሓድርን ቀፃሊ መረፃ  ናይ ምምችቻውን  ህዝቢ በዓል ዋና ስልጣን ናይ ምግባርን ከይዲ ከረጋግፅ ትፅቢት ከም ዝግበረሉ ሓቢሮም። ድሕሪ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ዝተጣየሸ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ናይ ስልጣን ዘመኑ ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ ቀፃሊ ሓዱሽ ግዝያዊ ምምሕዳር ከም ዝጣየሽ ሎሚ ዕለት 11. 07.…

    kahsaywelay

    March 21, 2025
    NEWS
    #ትግራይ, #ኣብዪ ኣሕመድ, #ውዕሊ ፕሪቶርያ, ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ
  • ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ኣብ ቀረባ እዋን ብዘይ ናይ ቀበሌ መለለዪ መንነት ምንቅስቓስ ጠጠው ክም ዝብል ብምግላፅ ኩሉ ነባራይ ካብ ቀበሌኡ መለለዪ መንነት ክወሰድ ኣተሓሳሲቡ።

    ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ኣብ ቀረባ እዋን ብዘይ ናይ ቀበሌ መለለዪ መንነት ምንቅስቓስ ጠጠው ክም ዝብል ብምግላፅ ኩሉ ነባራይ ካብ ቀበሌኡ መለለዪ መንነት ክወሰድ ኣተሓሳሲቡ።

    ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ቀበሌ መለለዪ መንነት ከይሓዝካ ምንቅስቓስ ጠጠው ክም ዝብል ብምግላፅ ኩሉ ነባራይ ካብ ቀበሌኡ መለለዪ መንነት ክወሰድ ኣተሓሳሲቡ። ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ናይ ኩለን ዞባታት ጠለብ መሰረት ዝገበረ ሕትመት መለለዪ መንነት ተዛዚሙ ንዕደላ ከም ዝተዳለወ ዝሓበረ እንትኾን በዚ መሰረት ድማ ኣብ ዞባታት ሰሜን ምዕራብ፣ ምምሕዳር ከተማ መቐለ፣ ዞባ…

    kahsaywelay

    March 19, 2025
    NEWS
    #ቢሮ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ, #ትግራይ ወቕታዊ
  • ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ጠጠው ምባል ኲናት ዩክሬይን ንምዝታይ ምስ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ከምዝራኸቡ ተገሊፁ።

    ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ጠጠው ምባል ኲናት ዩክሬይን ንምዝታይ ምስ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ከምዝራኸቡ ተገሊፁ።

    ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኲናት ዩክረይን ጠጠው ንምባል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መሰረት ብምግባር ምስ ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ፅባሕ ከምዝዛተዩ ተገሊፁ። እዚ ዝተገለፀ ልኡኻት ኣሜሪካ ምስ ፕረዚዳንት ፑቲን ውፅኢታዊ ምይይጥ ምክያዶም ስዒቡ እዩ። ትራምፕ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ከም ዝገለፅዎ “እቲ ኲናት ጠጠው ንምባል ንምኩር ኣለና ክሳኻዕን ዘይክሳኻዕን ይኽእል እዩ፤ ግን ዝሰፍሐ ናይ ምስኻዕ ዕደል…

    kahsaywelay

    March 18, 2025
    NEWS
    #ሕብረት ኣውሮፓ, #ሩስያ, #ኣሜሪካ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ዩክረይን
  • ኢምባስታት ምዕራባውያንን ኣባል ሃጋራት ኣውሮፓ ሕብረትን ኣብ ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ዘለው ምዕባለታትን ይከታተሉዎ ከምዘለው ገሊፆም።

    ኢምባስታት ምዕራባውያንን ኣባል ሃጋራት ኣውሮፓ ሕብረትን ኣብ ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ዘለው ምዕባለታትን ይከታተሉዎ ከምዘለው ገሊፆም።

    ጉጅለ ኤምባሲታት ምዕራባውያንን ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓን ሎሚ ብሓባር ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ ኣብ ትግራይ “እናገደደ ዝኸይድ ዘሎ ወጥሪን ቀፃሊ ምዕባለታን ” ዝበልዎ ኩነታት ይከታተሉዎ ከምዘለው ገሊፆም። ኣብቲ ሎሚ ዕለት ዘውፅኦ’ኦ መግለፂ ሃገራት ኣሜሪካ፣ ኢንግሊዝ፣ ኖርወይ ፣ጀርመን ፣ጃፓን ፣ኒውዝሊንድ ፣ቤልጀም ፣ቡልጋርያ ፣ቼክ ሪፐብሊክ ፣ዴንማርክ ፣ኣየርላንድ ፣ግሪክ ፣ስፔን ፣ፈረንሳይ ፣ጣልያን ፣ሉክዘምበርግ ፣ሃንጋሪ ፣ኔዘርላንድ ፣ኦስትሪያ ፣ ሮማንያ፣ ፖርቹጋል…

    kahsaywelay

    March 14, 2025
    NEWS
    #ሕብረት ኣውሮፓ, #ትግራይ ወቕታዊ, #ኢትዮጵያ, #ኣሜሪካ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • ካብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ዝተውሃበ ሓበሬታ…..

    ካብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ዝተውሃበ ሓበሬታ…..

    ብዛዕባ ኣብ ከተማ ዓዲ ጉደም ዝተፈጥረ ጎንፂ ህዝብና ክፈልጦ ዝግባእ ንፁር ሓበሬታ። ብዕለት 02/07/2017 ዓ/ም ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ከተማ ዓዲ ጉደም ዝተፈጠረ ውሱን ጎንፂ ገለ ናይ ህዝብና ሰላም ክዝረግን ኣብ ትግራይ ህውከት ክጋደድን ዝደልዩ ኣካላትን ነቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ገልቢጦም ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ የቕርብዎ ምህላዎም ተዓዚብና ኣለና።ስለዙይ ኣብ ርሑቕን ቀረባን ዘሎ ትግራዋይ…

    kahsaywelay

    March 13, 2025
    Press Release
    #ቢሮ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ዝተዋህበ መግለፂ።

    ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ዝተዋህበ መግለፂ።

    ኣብ ጥቅምቲ 2013 ብፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን መላፍንቱን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኸፍተ ናይ ፅንተት ኲናት ብጅግንነት መኪቱ ንፅላእቱ ኣገዲዱ ናብ ስምምዕ ደው ምባል ተፃብኦ እኳ እንተምፅኦም፣ እቲ ተስፋ ዘንበረሉ ውዕል ፕሪቶሪያ ብሽርሒ መንግስቲ ኢትዮጵያን ብሕመቕ ነቲ ውዕል ኸተግብሩ ሓላፍነት ዝተዋህቦም መራሕቲ ትግራይን እንተይተተግበረ ክልተ ዓመት ሓሊፍዎ፣ ህዝብና ኣብ ሰንፈለልን ቅልውላውን ወዲቑ ኣብዝነበረሉ ኩነታት፣ ሓይልታት ሰላምን…

    kahsaywelay

    March 13, 2025
    NEWS
    #ማተስኣ, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • ካብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ዝተውሃበ መግለፂ . . . .

    ካብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ዝተውሃበ መግለፂ . . . .

    ጠበቓ ገበነኛታት ምዃን የብቅዕ!! ህዝቢ ትግራይ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ስርዓተ መንግስቲ ፈጢሩ ፤ ብስርዓትን ሕግን ዝምራሕ ፤ ኣብ ሕግን ስርዓትን ዝአምን ፤ ውሕሉል ህዝቢ ምዃኑ ማንም ዝፈልጦ ሓቂ እዩ ። እንተኾነ ግና ኣብዞም ዝሓለፉ 4ተ ዓመታት ብምኽንያት እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ናይ ፅንተት ኲናት ስርዓተ ኽብሩ ፣ ስርዓት ብዘይብሎም ወረርቲ ፈሪሱ ፤ ሃይማኖቱን…

    kahsaywelay

    March 11, 2025
    Press Release
  • ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ተገሊፁ።

    ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ተገሊፁ።

    ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ሶማልያ ክልል ማእኸላይ ሸበሌ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ኣልሸባብ መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ኣዲስ ስታንዳርድ ፀብፂቡ። ኣዲስ ስታንዳርድ ንሚኒስትሪ ምክልኻል ሶማልያ ኣብዱልቃድር መሀመድ ጠቒሱ ከምዝፀብፀቦ ፥ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ድፋዓት ኣልሸባብ ዘካየዶ ናይ ሚሳኤል መጥቃዕቲ ምስ ፌደራል መንግስቲ ሶማልያ ብምትሕብባር ከምዝኾነ ተገሊፁ። በቲ መጥቃዕቲ ዝበፅሐ መጠን ሞት ዘይተገለፀ እንትኾን እቶም ሚኒስትሪ ኣብ…

    kahsaywelay

    March 8, 2025
    NEWS
    #ሶማልያ, #ኢትዮጵያ, #ኣልሸባብ, #እዋናዊ ዛዕባታት, Tigray
Previous Page
1 … 15 16 17 18 19 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...