Skip to content
Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • “ስምምዕ ፕሪቶርያ ይከበር! ሕጋዊ ኣፍልጦ ውድብና ናብ ዝነበሮ ይመለስ” ሰሙናዊ መልእኽቲ ውድብ ህወሓት።

    “ስምምዕ ፕሪቶርያ ይከበር! ሕጋዊ ኣፍልጦ ውድብና ናብ ዝነበሮ ይመለስ” ሰሙናዊ መልእኽቲ ውድብ ህወሓት።

    23 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ኣብ መንጎ ውድብና ህወሓትን መንግስቲ ፌደራልን ዝተፈፀመ ስምምዕ ቀዋሚ ምቁራፅ ቶኸሲ፤ ፈረምቲ ኣካላት ንሕድሕዶም ማለት እውን እቲ ሓደ ፈራሚ ነቲ ካሊእ ፈራሚ ኣፍልጦ ብምሃብ ዝተበፅሐ ስምምዕ እዩ፡፡ ብመሰረት እቲ ሰምምዕ መንግስቲ ፌደራል ብባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ኣቢሉ ኣብ ልዕሊ ውድብና ኣንቢርዎ ዝነበረ ስያመ ራዕዲ ኣልዒሉ እዩ፡፡ ካብዚ ቀፂሉ ክመፅእ ዝግበኦ ዝነበረ ዝተሰረዘ…

    kahsaywelay

    April 26, 2025
    Press Release
    #ህወሓት, #ትግራይ ወቕታዊ
  • ግብፅን ጁቡቲን ኣብ ጉዳይ ምምሕዳር ቀይሕ ባሕሪ ብሕታዊ ሓላፍነት መዳውውቲ እቲ ባሕሪ ናይ ዝኾና ሃገራት ጥራሕ ምዃኑ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሐን ገሊፀን።

    ግብፅን ጁቡቲን ኣብ ጉዳይ ምምሕዳር ቀይሕ ባሕሪ ብሕታዊ ሓላፍነት መዳውውቲ እቲ ባሕሪ ናይ ዝኾና ሃገራት ጥራሕ ምዃኑ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሐን ገሊፀን።

    ግብፅን ጁቡቲን ኣብ ጉዳይ ምምሕዳር ቀይሕ ባሕሪ ብሕታዊ ሓላፍነት መዳውውቲ እቲ ባሕሪ ናይ ዝኾና ሃገራት ጥራሕ ምዃኑ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሐን ገሊፀን። ክልቲኤን ሃገራት ምምሕዳራዊ ሓላፍነት ባሕርታት ኤደንን ቀይሕ ባሕርን ናይ ገማግማት እቶም ባሕርታት ዘዋስና ሃገራት ከምዝኾነ ኣብ ምርድዳእ ምብፅሐን ፕረዚዳንት ሃገረ ግብፂ ኣብደልፋታሕ ኣልሲሲ ተዛሪቦም ክብል ቢቢሲ ፀብጺቡ። ፕረዚዳንት ኣልሲሲ ትማሊ ሮቡዕ 15/2027 ዓ/ም ንዕላዊ…

    kahsaywelay

    April 25, 2025
    NEWS
    #ቀርኒ ኣፍሪካ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ጁቡቲ, #ግብፂ
  • ርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሮም ፖፕ ፍራንሲስ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም።

    ርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሮም ፖፕ ፍራንሲስ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም።

    ንነዊሕ እዋን ኣብ ከቢድ ናይ ጥዕና ፀገም ኮይኖም ብሕክምና እናተሓገዙ ዝፀንሑ ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሮም ፖፕ ፍራንሲስ ሎሚ ዕለተ ሶኒ 13 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ኣብ 88 ዓመቶም ካብዚ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ቫቲካን ኣፍሊጣ። ፖፕ ፍራንሲስ ናብ መንበረ ጵጵስና ቅድሚ ምምፅኦም ካርዲናል ጆርጅ ማርዮ ቤርጎልዮ ተባሂሎም ዝፍለጡ ዝነበሩ እንትኾኑ መበል 16 ጳጳስ ካቶሊካዊት ቢተክርስትያን ዝነበሩ…

    kahsaywelay

    April 21, 2025
    NEWS
    #እዋናዊ ዛዕባታት, #ካቶሊካዊት ቤትክርስትያን, #ፖፕ ፍራንሲስ
  • “ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ዘሎ ህዝብና ሓራ ይውፃእ! ዝተመዛበሉን ዝተሰደዱን ወገናትና ውሕስንኦም ተሓልዩ ሕዚ ይመለሱ!!” ካብ ውድብ ህወሓት ዝተውሃበ ሰሙናዊ መልአኽቲ።

    “ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ዘሎ ህዝብና ሓራ ይውፃእ! ዝተመዛበሉን ዝተሰደዱን ወገናትና ውሕስንኦም ተሓልዩ ሕዚ ይመለሱ!!” ካብ ውድብ ህወሓት ዝተውሃበ ሰሙናዊ መልአኽቲ።

    ስምምዕ ፕሪቶርያ ካብ ዝፍረም ክልተ ዓመትን መንፍቕን ኣቑፂሩ ኣሎ። እንተኾነ ግን እቲ ህዝቢ ትግራይ፣ ህወሓት ኮነ ደላይ ሰላም ዝኾነ ማሕበረሰብ ዓለም ትፅቢት ዝገበረሉ ስምምዕ፤ ናብ ተግባር ብዘይምስግጋሩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ጀኖሳይድ መልክዑ ቀይሩ ሞት ፣ ስቓይን ሕሰምን ህዝብና ይቕፅል ኣሎ። ሉእላዊ መሬት ትግራይ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ሓይልታት ይርከብ ፣ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ዝነብር…

    kahsaywelay

    April 18, 2025
    NEWS, Uncategorized
    #ህወሓት, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • እዋናዊ መግለፂ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ።

    እዋናዊ መግለፂ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ።

    ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኣምሓራን ኣምሓራ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽንን ሎሚ 08 ሚያዝያ “የተከዜ ትውልድ የተከዜ ዘብነቱን በተግባር ማሳየት ይጠበቅበታል” ዝብል ርእሲ ተጠቒሞም ኣብ ዘቃልሕዎ ዛዕባ ሑመራ ኣካል ክልል ኣምሓራ ገይሮም ብምቕራብ ብቅሉዕ ሕገ-መንግስታዊ ጥሕሰት ዝተመልኦን ንውዕሊ ፕሪቶርያ ዝፃባእን ተንኳባይ ዜና ሒዞም ወፂኦም ኣለዉ። እዚ ተግባር ተራ ነገር ዘይኮነስ ኮነ ተባሂሉ ሕገ መንግስታዊ ግዝኣት ትግራይ ኣካል ክልል…

    kahsaywelay

    April 17, 2025
    NEWS
    #ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ, #ኣምሓራ, Tigray
  • ቻይና ክብደት ሰውነቶም ትሕቲ 50 ኪሎ ግራም ዝኾኑ ዜጋታታ ካብ መንበሪ ገዝኦም ከይወፅኡ ኣታሓሳሲባ።

    ቻይና ክብደት ሰውነቶም ትሕቲ 50 ኪሎ ግራም ዝኾኑ ዜጋታታ ካብ መንበሪ ገዝኦም ከይወፅኡ ኣታሓሳሲባ።

    ኣብ ሰሜናዊ ግዝኣት ቻይና ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ንፋስ ምኽሳቱ ስዒቡ መንግስቲ ቻይና ክብደት ሰውነቶም ትሕቲ 50 ኪሎ ግራም ዝኾኑ ሰባት ካብ መንበሪ ገዝኦም ከይወፅኡ ከምዘተሓሳሰበ ተገሊፁ። እቲ ሓያል ንፋስ ካብ ናይ ቻይና ደቡባዊ ዶብ ሞንጎልያ ከም ዝተበገሰ ዝተገለፅ እንትኾን ኣብ ሓደ ስዓት 150 ኪሎሜተር ብምሽፍን ንከተማታት ቤጂንግ ፣ ቲያንጂንን ሄበይን ሓዊሱ ሰሜናዊ ክፋል ቻይና እናጥቀዐ…

    kahsaywelay

    April 14, 2025
    NEWS
    #ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታት, #ቻይና, #ኣዘራረብቲ ዛዕባታት
  • ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ላዕለዋይ ሓላፊ ኮሚቴ ምክትታልን ምርግጋፅን ስምምዕነት ፕሪቶርያ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪካ ኮይኖም ንዝተመደቡ ሜጀር ጀነራል ሳማድ ኣላዴ ኣክሶዴ ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡ ተገሊፁ።

    ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ላዕለዋይ ሓላፊ ኮሚቴ ምክትታልን ምርግጋፅን ስምምዕነት ፕሪቶርያ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪካ ኮይኖም ንዝተመደቡ ሜጀር ጀነራል ሳማድ ኣላዴ ኣክሶዴ ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡ ተገሊፁ።

    ኣቦወንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ላዕለዋይ ሓላፊ ኮሚቴ ምክትታል፣ ምርግጋፅን ምኽባርን ስምምዕ ፕሪቶርያ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪካ ኮይኖም ንዝተመደቡ ሜጀር ጀነራል ሳማድ ኣላዴ ኣክሶዴ ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡ ተገሊፁ። ሜጀር ጀነራል ሳማድ ኣላዴ ላዕለዋይ ሓላፊ እቲ ኮሚቴ ንዝነበሩ ሜጀር ጀነራል ስቴፈን ራዲና ተኪኦም ብሕብረት ኣፍሪካ ዝተመደቡ እንትኾኑ ኣብቲ እዋን ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ንሜጀር ጀነራል ሳማድ ኣላዴ ሰናይ…

    kahsaywelay

    April 14, 2025
    NEWS
    #ሕብረት ኣፍሪካ
  • ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ ምስ ኣማራርሓን ተወከልትን ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ዘትዮም።

    ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ ምስ ኣማራርሓን ተወከልትን ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ዘትዮም።

    ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ማሕለኻታትን ፀገማትን ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ኣመልኪቶም ኣማራርሓን ተወከልትን እቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ሎሚ 5 ማዝያ 2017 ዓ/ም ዘትዮም። እቶም ኣመራርሓን ተወከልትን ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ዘለውዎም ቁልፊ ፀገማትን ማሕንቆታትን ጠሚሮም ዘቕረቡ ኮይኖም፣ ብቐንዱ ድማ እቶም ፀገማት ምስ መስርሕን መሸጥን ፣ ምስ ግልጋሎት ልቃሕ ባንክታት፣ ፌዴራል መንግስቲ ዘውፅኦም መምርሕታትን ኣብቲ ንግዲ ማሕበረሰብ ብዛዕባ…

    kahsaywelay

    April 14, 2025
    NEWS
    #ትግራይ, #ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ, #ፕረዚዳንት ታደሰ ወረደ
  • ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)ዝተውሃበ መግለፂ።

    ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)ዝተውሃበ መግለፂ።

    ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ካብ 29 መጋቢት ክሳብ 3 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፃፅማ መደባት ሕሉፍ ሽዱሽተ ኣዋርሕን ትልሚ ቀፃሊ ሽዱሽተ ኣዋርሕን ገምጊሙ ዘፅደቐ እንትኾን፤ ኣብ ከባቢና ዘሎ ልዑል ቆላሕታን ጥንቃቐን ዝሓትት ዞባዊ ምዕባለን ጂኦ-ፖለቲካዊ ኩነታትን ንትግራይ ብዝህልዎ ፅልዋ ብምግምጋም ኣንፈታት ኣቐሚጡ ኣኼብኡ ብዓወት ዛዚሙ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ…

    kahsaywelay

    April 13, 2025
    Press Release
    #ህወሓት, #ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ሚኒስተር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይኖም ተሾይሞም።

    ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ሚኒስተር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይኖም ተሾይሞም።

    ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ንክልተ ዓመት ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኮይኖም ንዝመርሑ ነበር ፕረዚዳንት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ካብ 3 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ጀሚሩ ኣማኻሪ ሚንስተር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይኖም ክሰርሑ ከምዝሸየሙዎ ቤት-ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣፍሊጡ።

    kahsaywelay

    April 11, 2025
    NEWS
    #ኢትዮጵያ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ጌታቸው ረዳ
Previous Page
1 … 13 14 15 16 17 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...