Skip to content
Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • ኩሎም ፀገማት ብሰላማዊን ፖለቲካዊን መንገዲ ጥራሕ ክፍትሑ ከምዘለዎም ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ሓቢሮም።

    ኩሎም ፀገማት ብሰላማዊን ፖለቲካዊን መንገዲ ጥራሕ ክፍትሑ ከምዘለዎም ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ሓቢሮም።

    ናይ ሓይሊ ስጉምቲ ዘላቂ ሰላምን ዘተኣማምን ድሕንነትን ከረጋግፅ ስለዘይኽእል ንኹሎም ፀገማት ብሰላማዊን ፖለቲካዊን ጥራሕ ክፍታሕ ከምዘለዎ ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ሓቢሮም። ፕረዚደንት ሌ/ጀ ታደሰ ነዚ ዝገለፁ ትማሊ 03 ጉንበት 2017 ዓ/ም ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ምስ ዘለው ኣመራርሓ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ዛዕባታት ኣመልኪቶም ኣብ ዘካይድዎ መድረኽ ዘተ እዩ። ብናይ ሓይሊ ስጉምቲ ዘላቂ…

    kahsaywelay

    May 12, 2025
    NEWS
    #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
  • ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሮም ንኣሜሪካዊ ካርዲናል ሮበርት ፕሪቮስት ርዕሰ – ሊቃነ ጳጳሳት ገይራ ከም ዝሰየመቶም ኣፍሊጣ።

    ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሮም ንኣሜሪካዊ ካርዲናል ሮበርት ፕሪቮስት ርዕሰ – ሊቃነ ጳጳሳት ገይራ ከም ዝሰየመቶም ኣፍሊጣ።

    ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሮም ንኣሜሪካዊ ካርዲናል ሮበርት ፕሪቮስት ርዕሰ – ሊቃነ ጳጳሳት ኮይኖም ከም ዝተሰየሙ ተገሊፁ። ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሮም ሕልፈተ ህይወት ነበር ሊቀ-ጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ ስዒቡ ንካርዲናል ሮበርት ፕሪቮስት ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዎ 14 ገይራ ከም ዝሰየመቶም ተገሊፁ። ኣብ መላእ ዓለም ልዕሊ 1.4 ቢልዮን ስዓብቲ ከምዘለውዋ ዝንገረላ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮም ንወዲ 69 ዓመት ዝኾኑ ኣሜሪካዊ ካርዲናል…

    kahsaywelay

    May 9, 2025
    NEWS
    #እዋናዊ ዛዕባታት, #ካቶሊካዊት ቤትክርስትያን
  • እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ።

    እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ።

    ህዝቢ ትግራይ ህልውንኡን ብሄራዊ ረብሕኡን ንምርግጋፅ ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ እናካየደ ምዃኑ ይፍለጥ። ቁልፊ ሕቶኡን ጠለቡን ‘ውን ውዕል ፕሪቶሪያ እንከይተሸራረፈ ክትግበርን ካብ ናይ ኲናት ስግኣት ተናጊፉ ረብሕኡን መሰሉን ክሕለወሉን እዩ። ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ’ውን መሰረታዊ ሕቶታትን ጠለባትን ህዝቢ ትግራይ ንምምላስን ሰላሙን ድሕንነቱን ብዘተኣማምን ውሑስ ንምግባርን፣ ሰምምዕ ፕሪቶርያ ዝፈጠረሉ ዕድል ብዘየናስሕ ደረጃ ፀንቂቑ ብምጥቃም ብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ንምርግጋፅን…

    kahsaywelay

    May 8, 2025
    NEWS
    #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
  • ናይዚ መድረኽ ልኡኽና ቅድሚ ኹሉን ልዕሊ ኹሉን ሕገ መንግስታዊ ወሰን ትግራይ ምርግጋፅን ዝተመዛበሉ ወገናትና ናብ መረበቶም ምምላስን እዩ ክብሉ ፕረዚደንት ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም።

    ናይዚ መድረኽ ልኡኽና ቅድሚ ኹሉን ልዕሊ ኹሉን ሕገ መንግስታዊ ወሰን ትግራይ ምርግጋፅን ዝተመዛበሉ ወገናትና ናብ መረበቶም ምምላስን እዩ ክብሉ ፕረዚደንት ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም።

    40 ሚኢታዊ ግዝኣት ትግራይ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ሓይልታት እዩ ዘሎ፤ ስለዚ ናይዚ መድረኽ ልኡኽና ቅድሚ ኹሉን ልዕሊ ኹሉን ሕገ መንግስታዊ ወሰን ትግራይ ምርግጋፅን ዝተመዛበሉ ወገናትና ናብ መረበቶም ምምላስን እዩ ክብሉ ፕረዚደንት ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም። ፕረዚደንት ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ነዚ ዝበሉ ንኣምባሳዶር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ጄነስ ሃኒፈልድ ሎሚ 28 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ኣብ ፅሕፈቶም ተቐቢሎም…

    kahsaywelay

    May 7, 2025
    NEWS
    #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ, Tigray Genocide
  • መግለፂ ቅዋም ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ውድብ ህወሓት።

    መግለፂ ቅዋም ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ውድብ ህወሓት።

    መእተዊ፥ህዝቢ ትግራይ ብመሪሕ ውድቡ ህወሓት እናተመርሐ ድሕሪ ዘካዶ መሪር ናይ 17 ዓመታት ብረታዊ ተጋድሎ ፣ ክቡር መስዋእትነት ከፊሉ ንፋሽሽታዊ ስርዓት ደርጊ ስዒሩ ፤ ዓዲ ካብ ምብትታን ዘድሐነ ሓዱሽ ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ክትከል ዝገበረ ህዝቢ እዩ። ንሕገ- መንግስታዊ ስርዓት ተኸቲሉ ብዝሃቦ መሪሕነትን ፣ ዘካየዶ ኩለ መዳይ ቃልስን ኣብ መላእ እዛ ሃገር ንሰለስተ 10ታት ዓመት ዓላም ዝመስከሮ…

    kahsaywelay

    May 4, 2025
    Press Release
    #ህወሓት, #ትግራይ ወቕታዊ, #ኢትዮጵያ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • “ብሄራዊ ሓድነት ንምኽባር ሉእላውነት!” ሰሙናዊ መልአኽቲ ውድብ ህወሓት

    “ብሄራዊ ሓድነት ንምኽባር ሉእላውነት!” ሰሙናዊ መልአኽቲ ውድብ ህወሓት

    ህዝቢ ትግራይ በቢመዋእሉ ንዝገጠምዎ ወራራት ብስጡም ብሄራዊ ሓድነት እናመከተ ህልውንኡን ግዝኣታዊ ሓድነቱን ዘረጋገፀ ህዝቢ እዩ። ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ ህዝቢ ትግራይ ክምብርከኽ፣ ህልውንኡ ኣብ ሰናይ ድሌቶም ክሙርኮስ፣ መሬቱ ክቀራመቱ ንሶም ኣብ ዝመተርሉ ክነብር ሃቂኖም ናብ መረበቱ ንዝመፁ ወረርትን ዓመፀኛታትን ዝተቓለሰን ዝቃለስ ዘሎን ህዝቢ እዩ፡፡ ነዚ ከምዚ ዝበለ በቢእዋኑ ዝደግስ ሓደጋ ብብቕዓት ክምክት ዝኸኣለ ድማ ብሳላ…

    kahsaywelay

    May 3, 2025
    Press Release
    #ህወሓት, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቱ ካብ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተወሃበ መግለፂ፦

    እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቱ ካብ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተወሃበ መግለፂ፦

    ከም ዝፍለጥ ከም ህዝቢ ናይ ህልውና መሪር ተጋድሎ ከነካይድ ድሕሪ ምፅናሕ፣ ዘላቂ ተፃብኦ ጠጠው ብናይ ምባል ውዕል ተኸቲሙ፣ ኣብ ክሊ እቲ ውዕል ኮይንና ሰላማዊን ፖለቲካዊን ቃልሲ እናካየድና ምዃንና ኩሉ ዝርድኦ’ዩ ። ምእንተ ዘላቂ ሰላም ክበሃል ሕገ መንግስታዊ ወሰን ትግራይ እንከይተረጋገፀ፣ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ዘሎ ኮነ ኣብ መዕቆቢ ማእኸላት ዘሎ ህዝብና ንምግላፁ ዝድንፁ ህይወት እናሕለፈ፣ ከም…

    kahsaywelay

    May 1, 2025
    Press Release
    #ምዕራብ ትግራይ, #ትግራይ ወቕታዊ, #ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
  • ኣብ ህልው ኩነታት ኣድሂቡ ካብ ፅላል ሲቪል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ዝተወሃበ መግለፂ።

    ኣብ ህልው ኩነታት ኣድሂቡ ካብ ፅላል ሲቪል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ዝተወሃበ መግለፂ።

    ፀላእትና ካብ መርየት ምዕራብ ትግራይ ብዝረኸብዎ ኢኮነሚያውን ፖለቲካውን ፋይዳ ጥራሕ ዘይኮነስ፤ ትግራይን ህዝባን እዚ ከባቢ ብምስኣኖም ዝኸስርዎ መጠን እናለክዑ ኩሉ መደያዊ ክፍኣተ-ተግባሮም ኣጠናኺሮም ቀፂሎምሉ ኣለው። መንግስቲ ፌደራልን መሻርኽቱን እዚ ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ሰብ-ስራሕ ክፍተት ፖለቲካዊ መሪሕነት እናመዝመዙ ኣብ ጥቅሞም ናይ ምውዓል ተግባር ብዝኸፈአን ብዘተሓሳስብን መልክዑ ኣጠናኺሮም እናቐፀልሉ ይርከቡ። ሰራዊት ምክልኻል ሀገር ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት…

    kahsaywelay

    April 30, 2025
    NEWS
    #ትግራይ ወቕታዊ, #ፅላል ሲቪል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ
  • ኣሜሪካ ኣብ የመን ብዝፈፀመቶ ደብዳብ ኣየር ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ልዕሊ 68 ስደተኛታት ከምዝተቐተሉ ተሓቢሩ።

    ኣሜሪካ ኣብ የመን ብዝፈፀመቶ ደብዳብ ኣየር ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ልዕሊ 68 ስደተኛታት ከምዝተቐተሉ ተሓቢሩ።

    ኣሜሪካ ብዝፈፀመቶ ደብዳብ ኣየር ዕጡቓት ሁቲ ኣብ ዝቆፃፀርዎ ሰሚናዊ ምዕራብ የመን ኣብ ዝርከብ ማእኸል መዳጎኒ ስደተኛታት ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ልዕሊ 68 ስደተኛታት ከምዝተቐተሉ ሮይቶርስ ፀብፂቡ። ብዕጡቓት ሁቲ ከም ዝመሓደር ኣብ ዝተገለፀ ናይ የመን ቴሌቭዥን ጣብያ ካብቲ ደብዳብ ዝተፈፀመሉ ቦታ ዝወፅኡ ጉድኣት ዝበፅሖም ስደተኛታት ካብቲ ፍረስራስ እንትወፅኡ ኣብ ዝረኣየሉ ስርጭት ብኣምሓርኛ “ወይኔ እናቴ” ዝብል ድምፂ ዘስምዕ…

    kahsaywelay

    April 30, 2025
    NEWS
    #ስደተኛታት ኢትዮጵያ, #ኣሜሪካ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #የመን
  • ሩስያ ብቕትለት ላዕለዋይ ወተሃድራዊ ኣዛዚኣ ዝጠርጠረቶ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለት ኣፍሊጣ።

    ሩስያ ብቕትለት ላዕለዋይ ወተሃድራዊ ኣዛዚኣ ዝጠርጠረቶ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለት ኣፍሊጣ።

    ሩስያ ብቕትለት ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ጀነራል ያርስላቭ ሞስካሊክ ዝተጠርጠረቶ ወልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅራ ከምዘውዓለት ኣፍሊጣ። ሩስያ ብጥርጣረ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅራ ዘውዓለቶ ውልቀ ሰብ ኢግናት ኩዚን ዝተብሃለ እንትኾን ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ንሞት እቲ ጀነራል ምኽንያት ዝኾነ ኣብ መኪና ዝተፀመደ ፈንጂ ብዝተትሓሓዘ ከምዝኾነ ኮሚቴ ምርመራ ሩስያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ሓቢሩ። ኮሚቴ ምርመራ ሩስያ ኣብ ቀትለት ላዕለዋይ…

    kahsaywelay

    April 29, 2025
    NEWS
    #ሩስያ, #እዋናዊ ዛዕባታት
Previous Page
1 … 12 13 14 15 16 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...