Tag: #ካቶሊካዊት ቤትክርስትያን
-
ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሮም ንኣሜሪካዊ ካርዲናል ሮበርት ፕሪቮስት ርዕሰ – ሊቃነ ጳጳሳት ገይራ ከም ዝሰየመቶም ኣፍሊጣ።

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሮም ንኣሜሪካዊ ካርዲናል ሮበርት ፕሪቮስት ርዕሰ – ሊቃነ ጳጳሳት ኮይኖም ከም ዝተሰየሙ ተገሊፁ። ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሮም ሕልፈተ ህይወት ነበር ሊቀ-ጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ ስዒቡ ንካርዲናል ሮበርት ፕሪቮስት ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዎ 14 ገይራ ከም ዝሰየመቶም ተገሊፁ። ኣብ መላእ ዓለም ልዕሊ 1.4 ቢልዮን ስዓብቲ ከምዘለውዋ ዝንገረላ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮም ንወዲ 69 ዓመት ዝኾኑ ኣሜሪካዊ ካርዲናል…
-
ርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሮም ፖፕ ፍራንሲስ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም።

ንነዊሕ እዋን ኣብ ከቢድ ናይ ጥዕና ፀገም ኮይኖም ብሕክምና እናተሓገዙ ዝፀንሑ ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሮም ፖፕ ፍራንሲስ ሎሚ ዕለተ ሶኒ 13 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ኣብ 88 ዓመቶም ካብዚ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ቫቲካን ኣፍሊጣ። ፖፕ ፍራንሲስ ናብ መንበረ ጵጵስና ቅድሚ ምምፅኦም ካርዲናል ጆርጅ ማርዮ ቤርጎልዮ ተባሂሎም ዝፍለጡ ዝነበሩ እንትኾኑ መበል 16 ጳጳስ ካቶሊካዊት ቢተክርስትያን ዝነበሩ…

