Tag: #ሕብረት ኣፍሪካ
-
ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ላዕለዋይ ሓላፊ ኮሚቴ ምክትታልን ምርግጋፅን ስምምዕነት ፕሪቶርያ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪካ ኮይኖም ንዝተመደቡ ሜጀር ጀነራል ሳማድ ኣላዴ ኣክሶዴ ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡ ተገሊፁ።

ኣቦወንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ላዕለዋይ ሓላፊ ኮሚቴ ምክትታል፣ ምርግጋፅን ምኽባርን ስምምዕ ፕሪቶርያ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪካ ኮይኖም ንዝተመደቡ ሜጀር ጀነራል ሳማድ ኣላዴ ኣክሶዴ ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡ ተገሊፁ። ሜጀር ጀነራል ሳማድ ኣላዴ ላዕለዋይ ሓላፊ እቲ ኮሚቴ ንዝነበሩ ሜጀር ጀነራል ስቴፈን ራዲና ተኪኦም ብሕብረት ኣፍሪካ ዝተመደቡ እንትኾኑ ኣብቲ እዋን ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ንሜጀር ጀነራል ሳማድ ኣላዴ ሰናይ…
-
ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት ኣብ ኣስመራ ዑደት ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት ኣብ ኣስመራ ዑደት ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ብኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ዝኾኑ ሙሳ ፋኪ መሃመት ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኣስመራ ምስ ፕረዚዳንት ኢሳያስ አፍወርቂ ከም ዝተዛተየ ሚኒስተር ሓበሬታ ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል ኣፍሊጡ። ኣይተ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ኤክስ ገፁ ከምዝሓበሮ ፕሬዘዳንት ኢሳያስ ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ኣብ ጉዳያት…

