Skip to content
Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ዝቕፅል ዘሎ ኵናት ጠጠው ንምባል ዘቕረበቶ ሓሳብ ሰራዊት ሱዳን ውድቂ ከምዝገበሮ ተገሊፁ።

    ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ዝቕፅል ዘሎ ኵናት ጠጠው ንምባል ዘቕረበቶ ሓሳብ ሰራዊት ሱዳን ውድቂ ከምዝገበሮ ተገሊፁ።

    ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ዝቕፅል ዘሎ ኵናት ጠጠው ንምባል ዘቕረበቶ ሓሳብ ሰራዊት ሱዳን ውድቂ ከምዝገበሮ ተገሊፁ። ሰራዊት ሱዳን ንፕሮፖዛል ኣሜሪካ ውድቂ ዝገበሮ ብጀነራል ኣብደልፋታህ ኣልብርሃን ዝምራሕ ቤትምኽሪ ሰራዊት ሱዳን ኣብ ህልዊ ኩነታት እታ ሃገር ንምዝታይ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ከምዝኾነ ድማ ማዕኸን ዜና ሚድል ኢስት ሞኒተር ፀብፂቡ እዩ። ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ዝቕፅል ዘሎ ኵናት ብሰላማዊ ኣገባብ…

    kahsaywelay

    November 7, 2025
    NEWS
    #ሓይልታት-ወሃብቲ-ደገፍ-RSF, #ሱዳን, #ኣሜሪካ, #ኵናት-ሱዳን
  • ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢ ዓዲ ዝተለቀሐቶ መጠን ገንዘብ ልዕሊ 2.56 ትሪልዮን ብር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ ።

    ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢ ዓዲ ዝተለቀሐቶ መጠን ገንዘብ ልዕሊ 2.56 ትሪልዮን ብር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ ።

    ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢ ዓዲ ዝተለቀሐቶ መጠን ገንዘብ ልዕሊ 2.56 ትሪልዮን ብር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ ። መንግስቲ ናይ ግምጃ ቤት ሰነዳት ማለት እውን መሸጣ (T-Bils) ብምጥቃም ገንዘብ ዋላ እኳ እንተኣከብ ብርክት ዝበሉ ሰብ ሃፍቲ ግን ናይ ነዋሕቲ ግዜ ልቓሓት ብምጥንቃቕ ኣብ ንሓፀር ግዜ ኣብ ዝሽየጡ ሰነዳት ጥራሕ ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ። ሚኒስተሪ ገንዘብ ኢትዮጵያ ከምዝገለፆ ድማ ኣብ መስከረም 2025…

    kahsaywelay

    November 4, 2025
    NEWS
    #ሚኒስትሪ_ገንዘብ_ኢትዮጽያ, #ኣሕመድ_ሽዴ, #ኣብዪ ኣሕመድ, #እዋናዊ ዛዕባታት, ኢትዮጵያ
  • ዶ.ር ቴድሮስ አድሓኖም ሓይልታት ውሃብቲ ደገፍ ሱዳን ኣብ ሳውዲ ሆስፒታል ከምዝፈፀምዎ ብዝተሓበረ መጥቃዕቲ ልዕሊ 460 ሰባት ሙማቶም ከምዘደንገፆም ገሊፆም።

    ዶ.ር ቴድሮስ አድሓኖም ሓይልታት ውሃብቲ ደገፍ ሱዳን ኣብ ሳውዲ ሆስፒታል ከምዝፈፀምዎ ብዝተሓበረ መጥቃዕቲ ልዕሊ 460 ሰባት ሙማቶም ከምዘደንገፆም ገሊፆም።

    ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ አድሓኖም ሓይልታት ውሃብቲ ደገፍ ሱዳን ኣብ ሳውዲ ሆስፒታል ከምዝፈፀምዎ ብዝተሓበረ መጥቃዕቲ ልዕሊ 460 ሰባት ሙማቶም ከምዘደንገፆም ገሊፆም። ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ (ሃሚቲ) ዝምርሑ ሓይልታት ውሃብቲ ደገፍ ሱዳን ንከተማ ኣል-ፋሽር ድሕሪ ምቁፅፃሮም ሳውዲ ናብ ዝተብሃለ ሆስፒታል እታ ከተማ ብምእታው ብኣማኢት ዝቑፀሩ ሰባት ከምዝቐተሉ ተሓቢሩ እዩ። ነዚ ስዒቡ ድማ ዋና ዳይሬክተር…

    kahsaywelay

    October 30, 2025
    NEWS
    #ሓይልታት-ወሃብቲ-ደገፍ-RSF, #ማእኸላይ ምብራቕ, #ሱዳን, #ቢቢሲ, #ኣልጀዚራ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #እዋናዊ-ዜና -ሱዳን
  • ናይ ቪዛ ግዜኦም ዘሕለፉ ልዕሊ 36,000 ዝኾኑ ወፃእተኛታታት ከምዝቐፅዐ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

    ናይ ቪዛ ግዜኦም ዘሕለፉ ልዕሊ 36,000 ዝኾኑ ወፃእተኛታታት ከምዝቐፅዐ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

    ናይ ቪዛ ግዜኦም ዘሕለፉ ልዕሊ 36,000 ዝኾኑ ወፃእተኛታታት ከምዝቐፅዐ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ንክፀንሑ ዝተውሃቦም ናይ ቪዛ ግዜኦም ዘሕለፉ ልዕሊ 36,000 ናይ ወፃኢ ዜጋታታት ተቀፂዖም ናብ ሕጋዊ መስመር ንክምለሱ ከምዝገበረ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ገለፁ። ካብዚ ብተወሳኺ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ዜጋታት ሕጊ ኣኽቢሮም ንክንቀሳቐሱ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት…

    kahsaywelay

    October 24, 2025
    NEWS
    #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት, ኢትዮጵያ
  • ኢትዮጵያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ ሕቶ ቀዳማይ ብሄራዊ ኣጀንድኣ ከምዝገበረቶ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኮማንደር ተገኝ ለታ ኣፍሊጡ።

    ኢትዮጵያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ ሕቶ ቀዳማይ ብሄራዊ ኣጀንድኣ ከምዝገበረቶ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኮማንደር ተገኝ ለታ ኣፍሊጡ።

    “ናይ ግዜ ጉዳይ እንተዘይኮይኑ ብግፍዒ ዝሰኣንናዮ ኣፍደገ ባሕሪ ምምላሱ ኣይተርፍን” ክብል ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኮማንደር ተገኝ ለታ ተዛሪቡ። ኢትየጽያ ዘቕረበቶ ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምርካብ ሕቶ ምምላስ ንኢትዮጽያ ሓዊሱ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋዕን ንምስፋን ዝለዓለ ኣበርክቶ ከምዘለዎ እውን እቲ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ገሊፁ እዩ። ኮማንደር ተገኝ ለታ ንዚ ዝገለፀ ኣብ 8…

    kahsaywelay

    October 21, 2025
    NEWS
    #ሕቶ-ኣፍደገ_ባሕሪ_ኢትዮጵያ, #ቀይሕ ባሕሪ, #ኢትዮጵያ, #ኤርትራ, #እዋናዊ ዛዕባታት, Ethiopian Crisis
  • ተመዛበልቲ ድሕንነቶም ተሓልዪ ናብ መረበቶም ምምላስን ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ምርግጋፅን ቐዳምነት ዝወሃቦ ስራሕ እዩ።” ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ

    ተመዛበልቲ ድሕንነቶም ተሓልዪ ናብ መረበቶም ምምላስን ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ምርግጋፅን ቐዳምነት ዝወሃቦ ስራሕ እዩ።” ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ

    ተመዛበልቲ ድሕንነቶም ተሓልዪ ናብ መረበቶም ምምላስን ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ምርግጋፅን ቀዳምነት ዝወሃቦ ስራሕ እዩ ዝበሉ ኣይተ ኣማኑኤል ዓለም ለኻዊ ትካላት እውን ስምምዕነት ፕሪቶርያ ከይተሸራረፈ ክትግበር ዝከኣሎም ሓገዝ ክገብሩ ከም ዝውዑ ዕላፊ ፌስቡክ ገፅ ቤት ፅሕፈት ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፍሊጡ። ተመዛበልቲ ወገናት ድሕንነቶም ተሓልዪ ናብ መረበቶም ክምለሱን ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ስራሕቶም ክውግኑን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ…

    kahsaywelay

    October 16, 2025
    NEWS
  • ሕቶ መሰልን ተጠቃምነትን ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ናብ ዝምለከቶ ኣካል ከምዝተመርሐ ተሓቢሩ።

    ሕቶ መሰልን ተጠቃምነትን ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ናብ ዝምለከቶ ኣካል ከምዝተመርሐ ተሓቢሩ።

    ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ሕቶ መሰልን ተጠቃምነትን ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ዘትዩ ንዝምለከቶ ኣካል ከም ዝመርሐ ተገሊፁ። እዚ ሎሚ 05 ጥቅምቲ 2018 ዓ/ም ብፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ቐሪቡ ምይይጥ ዝተገበረሉ ሕቶ መሰልን ተጠቃምነትን: ካብ 2017 ዓ/ም ጀሚሩ እናተሰርሐሉ ዝመፀን ብፍላይ ካብ ሰነ 2017 ዓ/ም ድማ ነዚ ክሰርሕ…

    kahsaywelay

    October 15, 2025
    NEWS
    #ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ, #ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ, #ትግራይ ወቕታዊ, #ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ, #ፕረዚዳንት ታደሰ ወረደ
  • ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ መጣየሺ ደንቢ ሓይሊ ኒውክለር ኢትዮጵያ ብምፅዳቕ ን ኣይተ ሳንዶካ ደበበ ኮምሽነር ገይሩ ከም ዝሾመ ኣፍሊጡ።

    ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ መጣየሺ ደንቢ ሓይሊ ኒውክለር ኢትዮጵያ ብምፅዳቕ ን ኣይተ ሳንዶካ ደበበ ኮምሽነር ገይሩ ከም ዝሾመ ኣፍሊጡ።

    ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ መጣየሺ ደንቢ ሓይሊ ኒውክለር ኢትዮጵያ ብምፅዳቕ ን ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ኮምሽነር ገይሩ ከም ዝሾመ ኣፍሊጡ። ቤትምኽሪ ሚኒስራት ኢትዮጵያ ሎሚ ዕለት 4 ጥቅምቲ 2018 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ መበል 49 መደበኛ ኣኼብኡ ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክለር ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ዝወፅአ ረቒቕ ኣፅዲቑ። ነዚ ስዒቡ ድማ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ካብ ሎሚ ዕለት ጀሚሩ…

    kahsaywelay

    October 14, 2025
    NEWS
    #ሓይሊ ኒውክለር ኢትዮጵያ, #ኣብዪ ኣሕመድ, #እዋናዊ ዛዕባታት, ETHIOPIA, Tigray, Tigray Genocide
  • ኣሜሪካ ብዘካየደቶ ደብዳብ ኣብ ናይ ኢራን ኒውክሌራዊ ትሕዝቶታት ዝበፅሐ ጉድኣት ከምዘየለ ናይ ድሕንነት ግምገማታት ኣመላኺቶም።

    ኣሜሪካ ብዘካየደቶ ደብዳብ ኣብ ናይ ኢራን ኒውክሌራዊ ትሕዝቶታት ዝበፅሐ ጉድኣት ከምዘየለ ናይ ድሕንነት ግምገማታት ኣመላኺቶም።

    ኣሜሪካ ብዘካየደቶ ደብዳብ ኣብ ናይ ኢራን ኒውክሌራዊ ትሕዝቶታት ዝበፅሐ ጉድኣት ከምዘየለ ናይ ድሕንነት ግምገማታት ኣመላኺቶም። ኣሜሪካ ኣብ ኢራን ብዘካየደቶ መጥቃዕቲ ናይ ኒውክለር መማዕበሊ ትሕዝቶታት ኢራን ከምዘይዕነወ ማእኸል ምክልኻል ኣሜሪካ (ፔንታጎን) ኣርእዩ ክብል ቢቢሲ ፀብፂቡ።እቲ ገምጋም ከምዘመላኽቶ እቲ መጥቃዕቲ ንናይ ኢራን ኒውክለር ፕሮግራም ምናልባት ብኣወርሕ ንድሕሪት ካብ ምምላስ ዝዘለለ ጉድኣት ከምዘይብፅሐ ተሓቢሩ። ኣሜሪካ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም…

    kahsaywelay

    June 25, 2025
    NEWS
    #ማእኸላይ ምብራቕ, #ቴህራን, #ውጥጥ ኢራንን እስራኤልን, #ደብዳብ ኣሜሪካ
  • ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ናይ ኒውክለር ትካላት ኢራን ደብዳብ ኣካይዳ።

    ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ናይ ኒውክለር ትካላት ኢራን ደብዳብ ኣካይዳ።

    ኣሜሪካ ኣብ ናይ ኢራን ሰለስተ ናይ ኑኩለር ትካላት ደብዳብ ከምዘካየደት ኣፍሊጣ። ብተመሳሳሊ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢራን ፎርዶ ናይ ኒኩለር ትካል ብፀላኢ መጥቃዕቲ በፂሕዎ ክብላ ፀብፂበን እየን። ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣሜሪካ ንፎርዶ ሓዊሱ ኣብ ናይ ኢራን ሰለስተ ናይ ኒውክለር ትካላት ከምዝደብደቡ ኣፍሊጦም። ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ወታሃድራዊ ሓይልታት ኣሜሪካ ኣብ ፎርዶ ፣ ናታንዝን ኢስፈሃን ዝርከቡ ናይ ኢራን…

    kahsaywelay

    June 22, 2025
    NEWS
    #ማእኸላይ ምብራቕ, #ውጥጥ ኢራንን እስራኤልን, #ደብዳብ ኣሜሪካ
Previous Page
1 … 8 9 10 11 12 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...