Skip to content
Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • “መስዋእቲ ዝኸፈልና ንምልእቲ ትግራይ እዩ!” ፃውዒት ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ።

    “መስዋእቲ ዝኸፈልና ንምልእቲ ትግራይ እዩ!” ፃውዒት ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ።

    ብ ዕለት 11 ሰነ 2017 ዓ/ም ዝጀመረ ሰልፊ ተመዛበልቲ ወገናት ሎሚ እውን ቀፂሉ እንትውዕል ብተሳትፎ ተምሃሮን ነበርቲ ከተማ መቐለ ደሚቑ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ ብተመሳሳሊ ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድ እውን እናተኻየደ ይርከብ። ይኣክል! 5ይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ ብዝብል መሪሕ ጭርሖ እናቐፀለ ዘሎ እቲ ሰልፊ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ብተኸታታሊ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብቲ ሰልፊ እቶም ተመዛበልቲ ብስም…

    kahsaywelay

    June 20, 2025
    Uncategorized
  • ምክትል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ኣማንኤል ኣሰፋ ኣብ ሰልፊ ይኣክል! ተረኺቦም ዘመሓላለፉዎ መልአኽቲ. . .

    ምክትል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ኣማንኤል ኣሰፋ ኣብ ሰልፊ ይኣክል! ተረኺቦም ዘመሓላለፉዎ መልአኽቲ. . .

    kahsaywelay

    June 20, 2025
    NEWS
    #ሰልፊ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ, #ትግራይ ወቕታዊ, #ኣማንኤል ኣሰፋ
  • ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ክምለሱ ዝሓትት ሰላማዊ ሰልፊ እናካየዱ ይርከቡ።

    ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ክምለሱ ዝሓትት ሰላማዊ ሰልፊ እናካየዱ ይርከቡ።

    ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ክምለሱ ዝሓትት ሰላማዊ ሰልፊ እናካየዱ ይርከቡ። እቶም ተመዛበልቲ ካብ ሎምዓንቲ ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሰለስተ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ሮማናት ኣደባባይን ኣብ ጄኔቫ ሃገረ ስዊዘርላንድ ተመዛበልቲ ብዛዕባ ዘለውዎ ኩነታት ግንዛበ ንምፍጣርን ብህፁፅ ቅድሚ ክረምቲ ናብ መረበቶም ንክምለሱ ፃውዒት ንምግባርን ዝዓለመ ከምዝኾነ ኣዳላዊ እቲ ሰልፊ ዝኾነ ፅላል ሲቪል ማሕበረሰብ ምዕራብ…

    kahsaywelay

    June 19, 2025
    NEWS
  • ተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስን ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ብሙሉእነት ተፈፃሚ ምግባርን ካብቶም ቁልፊ መደባት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምዃኖም ፕረዚዳንት ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ ኣፍሊጦም።

    ተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስን ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ብሙሉእነት ተፈፃሚ ምግባርን ካብቶም ቁልፊ መደባት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምዃኖም ፕረዚዳንት ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ ኣፍሊጦም።

    ህላወን ድሕንነትን ትግራይን ህዝባን ንምውሓስ ውድዓዊ ኩነታት ትግራይን ከባብናን ብብሰለት ብምርዳእን ጌጋታት ከይንፍፅም ተጠንቕቕናን ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ፕረዚደንት ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ ገሊፆም። ፕረዚደንት ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ ነዚ ዝገለፁ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ብዛዕባ ዝፍፀሙ መደባትን ኣንፈታትን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣመልኪቶም ንኣመራርሓ ወረዳታት ፣ ከተማታትን ዞባታትን ትማሊ 8 ሰነ 2017 ዓ/ም ናይ ስራሕ መምርሕን ናይ መደብ ኦረንቴሽንን…

    kahsaywelay

    June 17, 2025
    NEWS
    #ቤት ፅሕፈት ፕረዚዳንት, #ትግራይ ወቕታዊ, #ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ, #ፕረዚዳንት ታደሰ ወረደ
  • “ዝሓሰሞ ህዝቢ ህፁፅ መፍትሒ ይጠልብ ኣሎ!” ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት

    “ዝሓሰሞ ህዝቢ ህፁፅ መፍትሒ ይጠልብ ኣሎ!” ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት

    ህዝቢ ትግራይ ብፅንዓት ተቓሊሱ ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝተኣወጀ ጀኖሳይድ ዓጊቱ ስምምዕ ፕሪቶርያ ካብ ዝፍረም ሰለስተ ዓመቱ ክመልእ ኣዋርሕ ተሪፍዎ ኣሎ። እንተኾነ ግን እቲ ሞትን ስቓይን ህዝብና ጠጠው ከብል ተስፋ ዝተገበረሉ ስምምዕ ፕሪቶርያ ዛጊድ ብዘይምትግባሩ ኣብ ውሽጢ ወረርቲ ዝርከብ ህዝብና ብመንነቱ ይቕተልን ይሳቐን፣ ዝተሰደደን ዝተመዛበለን ህዝብና ሕዚ እውን ኣብ ከቢድ ስቓይን ሞትን ኮይኑ ኣብ ድርኩኺት ሓምሻይ…

    kahsaywelay

    June 15, 2025
    NEWS, Press Release
    #ህወሓት, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • ኢራን ብእስራኤል ንዝበፅሓ መጥቃዕቲ ናብ ከተማታት እስራኤል ልዕሊ 150 ሚሳኤላት ብምትኳስ ግብረመልሲ ሂባ።

    ኢራን ብእስራኤል ንዝበፅሓ መጥቃዕቲ ናብ ከተማታት እስራኤል ልዕሊ 150 ሚሳኤላት ብምትኳስ ግብረመልሲ ሂባ።

    ኢራን ብእስራኤል ንዝበፅሓ መጥቃዕቲ ናብ ከተማታት እስራኤል ልዕሊ 150 ሚሳኤላት ብምትኳስ ግብረመልሲ ሂባ። ኢራን ብናይ ሓይሊ ኣየር እስራኤል ንዝበፅሓ መጥቃዕቲ ግብረ መልሲ እዩ ዝበለቶ ናይ ባለለስቲክ ሚሳኤል መጥቃዕቲ ኣብ ከተማታት እስራኤል ኣካይዳ ኣላ። ከምፀብፃብ ኣልጀዚራ፥ ኢራን 3ይ ሓቀኛ ቃል ኪዳን ክትብል ዝሰየመቶ ናይ ሕነ ምፍዳይ ስጉምቲ ኣብ ርእሰ ከተማ እስራኤል ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት እስራኤል…

    kahsaywelay

    June 15, 2025
    NEWS
    #ማእኸላይ ምብራቕ, #ኣሜሪካ, #ውጥጥ ኢራንን እስራኤልን
  • እስራኤል ኣብ ልዕሊ ናይ ኢራን ናይ ኒኩለር ጣብያታትን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓያል መጥቃዕቲ ኣካይዳ።

    እስራኤል ኣብ ልዕሊ ናይ ኢራን ናይ ኒኩለር ጣብያታትን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓያል መጥቃዕቲ ኣካይዳ።

    እስራኤል ኣብ ልዕሊ ናይ ኢራን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ናይ ኒኩለር ጣብያታትን ሓያል መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ሓይሊ ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ። በዚ ከቢድ መጥቃዕቲ ሓላፊ ኣብዮታዊ ሰራዊት ኢራን ሆሰይን ሳላሚ ከምዝተቐተሉ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢራን ፀብፂበን። እስራኤል (operation raising lion) ክትብል ብዝሰየመቶ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ ኢራን ከቢድ ዕንወት ዘብፅሐ መጥቃዕቲ ኣካይዳ ኣላ። ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኢራን ንናይ እስራኤል…

    kahsaywelay

    June 13, 2025
    NEWS
    #ማእኸላይ ምብራቕ, #እስራኤል, #ውሳነታት ዶናልድ ትራምፕ
  • ሓምሻይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ ኣይንኸርምን” ብዝብል ጭርሖ ዝቕፅል ዘሎ ሰልፊ ተመዛበልቲ ወገናት ሎሚ እውን ኣብ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ቀፂሉ ውዒሉ።

    ሓምሻይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ ኣይንኸርምን” ብዝብል ጭርሖ ዝቕፅል ዘሎ ሰልፊ ተመዛበልቲ ወገናት ሎሚ እውን ኣብ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ቀፂሉ ውዒሉ።

    ካብ ትማሊ ጀሚሩ ዝቐፀለ ሰልፊ ተመዛበልቲ ወገናት ሎምዓንቲ እውን ቀፂሉ እንትውዕል ናብ ቤትፅሕፈት ውድብ ህወሓት ብምኻድ ምስ ሓላፊት ቤትፅሕፈት ህወሓት ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር (ሞንጀሪኖ)ን ሓላፊት ዘፈር ውዳበታት ህዝቢን ምክትል ሓላፊት ቤትፅሕፈት ውድብ ህወሓት ሊያ ካሳን ዘተ ኣካይዶም። እቶም ተመዛበልቲ ንሓምሻይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ ክነሕልፍ ኣይግበኣን፣ ፅንተት ብዘይ ኩናት ይኣክል፣ ድምፂ ተመዛበልቲ ይሰማዕ፣ ናብ ስራሕኹም ክትኣትዉ…

    kahsaywelay

    June 13, 2025
    NEWS
    #ህወሓት, #ሰልፊ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ, #ሰልፊ ይኣክል, #ትግራይ ወቕታዊ, ፈትለወርቅ ገ/ሄር
  • “ፅንተት ተመዛበልቲ ትግራይ ይኣክል ፤ ሰሪሕና ፣ሓሪስና፣ነጊድና ክንበልዕ ናብ መረበትና መሉስና” ፃውዒት ተመዛበልቲ ትግራይ!

    “ፅንተት ተመዛበልቲ ትግራይ ይኣክል ፤ ሰሪሕና ፣ሓሪስና፣ነጊድና ክንበልዕ ናብ መረበትና መሉስና” ፃውዒት ተመዛበልቲ ትግራይ!

    ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወረርቲ ሓይሊታት ካብ ሉኣላዊ መሬት ትግራይ ብህፁፅ ክወፁን ተመዛባላቲ ናብ መረበቶም ክምለሱን ዝሓትት ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ በደል ደው ይበል፣ ተሓራሲ መሬት እንዳሃለወና ብጥሜት ንፀንት ኣለና፣ ስኣን ረድኤት ብጥሜት ንሃልቕ ኣለና፣ ናብ ስራሕኹም ክትኣትው ናብ መረበትና መልሱና፣ ሰሪሕና ክንነብር ናብ መረበትና…

    kahsaywelay

    June 11, 2025
    NEWS
  • “ዝቐፀለ ፅንታ ብሰላሕታ፤ የብቅዕ!” ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት

    “ዝቐፀለ ፅንታ ብሰላሕታ፤ የብቅዕ!” ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት

    ውድብና ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ናይ ቀዳምነት ቀዳማይ ዋኒኑ ምርግጋፅ ውሕስና ህዝቢ ትግራይን ምውሓስ ሉእላውነት ትግራይን እዩ፡፡ ነዚ እውን እዩ ንዝሓለለፉ ሰሙናት ኣብ ዘውፆ ሰሙናዊ መልእኽቲ ስምምዕ ፕሪቶርያ ክትግበር ሞትን ሰቓይን ህዝብና ከብቅዕ፣ ልኡላዊነት ትግራይ ክኽበር ኣብ ምፅዋዕ ዝርከብ፡፡ እንተኾነ ግን ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክንዲ ነቶም ዝቐርቡ ዘለዉ ፃውዒታት ብውነ…

    kahsaywelay

    June 8, 2025
    NEWS
    #ሰሙናዊ መልአኽቲ ህወሓት, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት
Previous Page
1 … 9 10 11 12 13 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...