Skip to content
Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • ኣብ ሱዳን መዓስከር ተነድባ ኣብ ከቢድ ስቕይ ዝርከቡ ስደተኛታት ተጋሩ ሰላማዊ ሰለፊ ኣካይዶም።

    ኣብ ሱዳን መዓስከር ተነድባ ኣብ ከቢድ ስቕይ ዝርከቡ ስደተኛታት ተጋሩ ሰላማዊ ሰለፊ ኣካይዶም።

    ኣብ ሱዳን መዓስከር ተነድባ ኣብ ከቢድ ስቕይ ዝርከቡ ስደተኛታት ተጋሩ ሰላማዊ ሰለፊ ኣካይዶም። እኹል ሕክምናን መድሓኒትን ብዘይምህላው መዓልታዊ ኣብ ምሟትን ከቢድ ስቓይን ዘለው እቶም ስደተኛታት ተጋሩ ትማሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዝወፅሉ ምኽንያት ውድብ ምግቢ ዓለም/WFP/ቅድሚ ሕጂ ብዓይነት እናቕረቦ ዝፀንሐ ሓገዝ ኣዝዩ ክንክይ ብምውሳኑ ስዒቡ እዩ ። ቅድም ክብል እቲ ብጥረ ገንዘብ 14900 SDG ናይ ሱዳን ዑምላ…

    kahsaywelay

    November 25, 2025
    NEWS
    #ተጋሩ_ስደተኛታት_ሱዳን, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት, Ethiopian Crisis
  • ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዞባታት ኮርዶፋንን ዳርፉርን መጥቃዕታቱ ኣጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ።

    ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዞባታት ኮርዶፋንን ዳርፉርን መጥቃዕታቱ ኣጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ።

    ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዞባታት ኮርዶፋንን ዳርፉርን መጥቃዕታቱ ኣጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ። ብመሰረት ጸብጻባት ዝተፈላለዩ ወገናት፡ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ ዞባ ሰሜን ኮርዶፋንን ዳርፉርን መጥቃዕትታቱ ብምዝያድ፡ ብርክት ዝበላ ከተማታት ኣብ ምቁጽጻር ይርከብ። እቲ ሰራዊት፡ ትማል ንስትራተጂካዊት ከተማ ሰሜን ኮርዶፋን ዝኮነት ባብኖዉዛ (Babnousa) ክቆጻጸር ከሎ፡ ኣብ ዞባ ዳርፉር ዝኸሰረት ከተማታት ከማልስ ዉን፡ ኣብ ሓያል ዉግእ ኣትዩ ይርከብ።…

    kahsaywelay

    November 20, 2025
    NEWS
    #ሰራዊት_ሱዳን, #ሱዳን, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • ከባብታት ዶግዓ ተምቤን ዓለምለኸ ጅኦፓርክ ኮይኖም ናብ ዩኒስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ምህላው ተገሊፁ ።

    ከባብታት ዶግዓ ተምቤን ዓለምለኸ ጅኦፓርክ ኮይኖም ናብ ዩኒስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ምህላው ተገሊፁ ።

    ከባብታት ዶግዓ ተምቤን ዓለምለኸ ጅኦፓርክ ኮይኖም ናብ ዩኒስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ምህላው ተገሊፁ ። “ኣስፓየሪንግ ጅኦፓርክ ዶግዓ ተምቤን” ዓለምለኸ ጅኦፓርክ ኮይኖም ናብ ዩኒስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ኣፍሊጡ። ቱሪዝም ሚኒስቴር ኢትዮጵያ ምስ ትካል ዓለምለኸ ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህልን (UNESCO) ብምዃን ኣርባዕተ ቦታታት ኢትዮጵያ ብዘለዎም ሃፍተ ገነትን ፅንዓትን መሰረት ከም ዓለምለኸ ጅኦፓርክ ኮይኖም ብትካል ዓለምለኸ…

    kahsaywelay

    November 20, 2025
    NEWS
    #ዶግዓ_ተምቤን_ትግራይ, #Tigray_cultural_Heritage, Tigray, Tigray History
  • መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ነዳዲ ዘቐመጦ 30% ወሰኽ ግብሪ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝኾን ተገሊፁ።

    መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ነዳዲ ዘቐመጦ 30% ወሰኽ ግብሪ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝኾን ተገሊፁ።

    መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ነዳዲ ዘቐመጦ 30% ወሰኽ ግብሪ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝኾን ተገሊፁ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ንነዊሕ እዋን ዝመፅአ ኣብ ነዳዲ ዝግበር ድጎማ ቀስ ብቀስ ብምልዓል ናብ ሓዱሽ ናይ ግብሪ መዋቕር ዘእተዎ እንትኾን እዚ ሓዱሽ ወሰኽ ግብሪ ድማ ካብ መፃኢ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝኾን ተሓቢሩ። እዚ ሓዱሽ ስጉምቲ ኣብ ምህርቲ ነዳዲ 15% ተወሳኺ…

    kahsaywelay

    November 19, 2025
    NEWS
    #ትግራይ ወቕታዊ, #ነዳዲ, #ኢትዮጵያ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • “ንግዲ ኲናት ክሳብ መዓዝ?” መልአኽቲ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ

    “ንግዲ ኲናት ክሳብ መዓዝ?” መልአኽቲ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ

    ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሕሉፋት ዘመናት በዘጋጠምዎ ተደጋጋምቲ ወራራት ኲናት ስዒቡ ኣብ ህይወቱን ንብረቱን ንምእማኖም ዘፀግሙ ሰፍ ዘይብሉ ኪሳራ,ታት እናኸፈለ ዝመፅአን ይኸፍል ዘሎን ህዝቢ እዩ ። ብተደጋጋሚ ንዘጋጠምዎ ወራራት ኲናት ስዒቡ ድማ ብማሕበረ ኢኮኖሚ ፣ ስነ ልቦናውን ካልኦትን ውድቀታት እናተፈተነ ከምዝመፅአ ድርሳናት ታሪኽ የዘንትዉ። ነዞም በቢዘመኑ ዘጋጥሙ ማሕለኻታት መሰረት ብምግባር ድማ መጋደድቲ ውሽጣዊ ሕምስምሳት ከጋጥምዎ ምርኣይ…

    kahsaywelay

    November 15, 2025
    NEWS
    #ቢሮ_ጉዳያት_ኮሚኒኬሽን_ትግራይ, #ትግራይ ወቕታዊ, #ኵናት_ትግራይ, #ግዝያዊ_ምምሕዳር_ትግራይ
  • ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጽያ ከተማ ጂንካ ዘጋጠመ ሕማም መበገሲኡ ብምርመራ ከም ዘረጋገፀ ሚኒስተር ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

    ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጽያ ከተማ ጂንካ ዘጋጠመ ሕማም መበገሲኡ ብምርመራ ከም ዘረጋገፀ ሚኒስተር ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

    ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ጂንካ ዘጋጠመ ሄሞራጂክ ፌቨር (Hemirrhagic Fever) ዝተብሃለ ሕማም መልዐሊኡ ማርበርግ (Marburg Virus) ዝተብሃለ ዓይነት ቫይረስ ከም ዝኾነ ኣረጋጊፀ ክብል ሚኒስትሪ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ጥዕና ኢትዮጵያ ሎሚ ኣማስዩ ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ ኣብ ብሄራዊ ሪፈረንስ ላቦራቶሪ ኢኒስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ብዝተኻየደ ምርመራ ናሙና መሰረት እዚ ቫይረስ ቅድሚ ሐዚ ኣብ ካልኦት ሃገራት…

    kahsaywelay

    November 15, 2025
    NEWS
    #ሄሞራጂክ ፌቨር (Hemirrhagic Fever), #ሚኒስትሪ ጥዕና ኢትዮጵያ, #ኢትዮጵያ, #ውድብ_ጥዕና_ዓለም, #ጂንካ
  • እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ….

    እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ….

    ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ጅንካ (Hemirrhagic Fever) ሄሞራጂክ ፌቨር እንታይነቱ ንምፍላጥ ፃዕሪ ዝግበረሉ ዘሎ ሕማም ሚኒስተር ጥዕና ኢትዮጵያ 03 ሕዳር 2018 ዓ/ም ኣብ ዝለኣኾ ህፁፅ ሓበሬታ እቲ ሕማም ከምዝተኸሰተ እቲ ዳህሳስ ኣመላኺቱ እዩ። ክሳዕ ሕዚ ሸሞንተ ሰባት በቲ ሕማም ተጠርጢሮም፣ብምትሕብባር ሚኒስትር ጥዕና፣ ኢንስቲትዩት ጥዕናን ቢሮ ጥዕና እቲ ክልልንን መንቀሊ እቲ ሕማም ንምፍላጥን ተወሳኺ ምልባዕ…

    kahsaywelay

    November 13, 2025
    NEWS
    #ቢሮ_ጥዕና_ክልል_ትግራይ, #ትግራይ ወቕታዊ
  • ፕረዚደንት ኢስማኤል ኡመር ጊሌህ ንመበል 6ይ ግዜ ሕፁይ ፕረዚዳንት ኮይኖም ተመሪፆም።

    ፕረዚደንት ኢስማኤል ኡመር ጊሌህ ንመበል 6ይ ግዜ ሕፁይ ፕረዚዳንት ኮይኖም ተመሪፆም።

    ገዛኢ ውድብ ሃገረ ጁቡቲ Peoples Rally for Progress (RPP) ንኢስማኤል ኡመር ጌሌህ ሕፁይ ፕረዚዳንት ገይሩ ከምዝመረፀ ኣፍሊጡ። ገዛኢ ውድብ ሃገረ ጁቡቲ ዝኾነ Peoples Rally for Progress (RPP) ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም 29 ጥቅምቲ 2018 ዓ/ም ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣብ መፃኢ ወርሒ ሚያዝያ ንዝካየድ ፕረዚዳንታዊ መረፃ ኣብዚ ሐዚ እዋን ፕረዚደንት ጁቡቲ ኮይኑ እናመርሐ ዘሎ ኢስማኤል ኡመር ጊሌህ…

    kahsaywelay

    November 13, 2025
    NEWS
    #ቀርኒ_ኣፍሪካ, #ኢስማኤል_ኡመር_ጊሌህ, #እዋናዊ_ዛዕባታት, #ጁቡቲ
  • ግብፂ ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርግጋዕን ንክሰፍንን ግዝኣታዊ ሓድነት ሱዳን ንክረጋገፅን ከምእትድግፍ ገሊፃ።

    ግብፂ ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርግጋዕን ንክሰፍንን ግዝኣታዊ ሓድነት ሱዳን ንክረጋገፅን ከምእትድግፍ ገሊፃ።

    ግብፂ ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርግጋዕን ንክሰፍንን ግዝኣታዊ ሓድነት ሱዳን ንክረጋገፅን ከምእትድግፍ ገሊፃ። እዙይ ዝተገለፀ ሚኒስትሪ ጉደያት ወፃኢ ግብፂ ባድር ኣብደላቲ ትማሊ 2 ሕዳር 2018 ዓ/ም ናብ ፖርት ሱዳን ተጓዒዞም ካብ ፕረዚዳንት ግብፂ ኣብደልፈታህ ኣልሲሲ ዝተልኣኸ መልአኽቲ ናብ ኣቦ መንበር ልኣላዊ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ጀነራል ኣብደልፈታህ ኣልቡርሃን ኣብ ዘብፅሑሉ እዋን እዩ። እቶም ሚኒስትሪ ኣብ ፖርት ሱዳን…

    kahsaywelay

    November 13, 2025
    NEWS
    #ሱዳን, #ቀርኒ ኣፍሪካ, #ኣልሲሲ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ግብፂ
  • እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ…

    እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ…

    ካብዚ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ንሰላማዊን ፖለቲካዊን መስርሕ ዝህውኹ ምዕባለታት፣ ንውዕል ፕሪቶርያ ዝጎድኡ ምንቅስቃሳት ንዕዘብ ኣለና። ትግራይ ንምህዋኽን ነኒባዕልና ንምድማይን ኮነ ተባሂሉ ኣብ ዓፋር ዕጡቃት ክውደቡን ክዕጠቑን ጥጡሕ ባይታ ብምፍጣር ፣ ብምድጋፍን ተልእኾ ብምሃብን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ተደጋጋሚ ፃሕታሪ ምንቅስቃስ ክግበር ፀኒሑን ኣሎን። እዚ ብስም “ሓራ መሬት” ኣብ ዓፋር ዝርከብ ዕጡቕ ሓይሊ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብተደጋጋሚ፣…

    kahsaywelay

    November 7, 2025
    NEWS, Press Release
    #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ_ዛዕባታት, #ግዝያዊ_ምምሕዳር_ትግራይ
Previous Page
1 … 7 8 9 10 11 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...