Skip to content
Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • ኣውስትራልያ ትሕቲ 16 ዕድሚኦም ማሕበራዊ መራኸቢታት ከይጥቀሙ ኣጊዳ።

    ኣውስትራልያ ትሕቲ 16 ዕድሚኦም ማሕበራዊ መራኸቢታት ከይጥቀሙ ኣጊዳ።

    ኣውስትራልያ ትሕቲ 16 ዕድሚኦም ማሕበራዊ መራኸቢታት ከይጥቀሙ ኣጊዳ። ኣውስትራልያ ትሕቲ 16 ዕድሚኦም ህፃናት ሰገናትን ከም ቲክቶክ፣ ኤክስ/ትዊተር፣ ፌስቡክ፣ ኢንስታግራም፣ ዩቲዩብ፣ ስናፕቻት ዝበሉ መተግበርታት ከይጥቀሙ ዝኽልክል ሕጊ ክትትግብር ምዃና ኣፍሊጣ። ዛጊድ ምስ ሜታ፣ ዩቲዩብ ቲክቶክን ንተግባራውነት እቲ ሕጊ ምርድዳእ ከም ዝተፈጠረን ምስ ሰብ ዋና እዞም ትካላት ከም ዝተስማዕምዑን ምስ ኤክስ/ትዊተር ድማ ኣብ ምዝርራብ ከም ዘለዉ ተገሊፁ።…

    kahsaywelay

    December 11, 2025
    NEWS
    #ማሕበራዊ_ሚድያ, #ትግራይ ወቕታዊ, #አውስትራሊያ
  • ኣብ ትግራይ መረፃ ንምክያድ ንግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተደጋጋሚ ሕቶታት ዋላ እንተቕረብና መልሲ ክንረክብ ኣይከኣልናን ክብል ሃገራዊ ቦርድ መረፅ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

    ኣብ ትግራይ መረፃ ንምክያድ ንግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተደጋጋሚ ሕቶታት ዋላ እንተቕረብና መልሲ ክንረክብ ኣይከኣልናን ክብል ሃገራዊ ቦርድ መረፅ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

    ኣብ ትግራይ መረፃ ንምክያድ ንግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተደጋጋሚ ሕቶታት ዋላ እንተቕረብና መልሲ ክንረክብ ኣይከኣልናን ክብል ሃገራዊ ቦርድ መረፅ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ዓመት ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ክኸውን ወሲኑ። እቲ ቦርድ ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ 7ይ ሓፈሻዊ መረጻ ናይ ግድን ክካየድ እዩ ክብል ኣፍሊጡ ኣሎ.። ኣደ…

    kahsaywelay

    December 11, 2025
    NEWS
    #ህወሓት, #ምዕራብ ትግራይ, #ብሄራዊ_ቦርድ_መረፃ_ኢትዮጵያ, #ግዝያዊ_ምምሕዳር_ትግራይ
  • “ማሕበረሰብ ዓለም ስምምዕ ፕሪቶርያ ካብ ምፍራስ ንምድሓን ክረባረበሉ ዝግባእ እዋን ሕዚ እዩ!” ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት

    “ማሕበረሰብ ዓለም ስምምዕ ፕሪቶርያ ካብ ምፍራስ ንምድሓን ክረባረበሉ ዝግባእ እዋን ሕዚ እዩ!” ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት

    መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ጀኖሳይድ ኣዊጁ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምፅናት ይርከብ፡፡ ዋላ እኳ ነቲ ዝጀመሮ ቅሉዕ ወታደራዊ ወራር ጠጠው ንምባል ዘላቒ ስምምዕ ምቁራፅ ቶኽሲ እንተተፈረመ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግን ሕዚ እውን ዝጀመሮ ፕሮጀክት ምጥፋእ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣጠናኺሩ ይቕፅለሉ ኣሎ፡፡ ኣርብዓ ሚኢታዊ መሬት ትግራይ ብዝወደቦምን ዘዕጠቖምን ሓይልታት ወሪሩ ፣ ዝተመዛበሉን ዝተሰደዱን…

    kahsaywelay

    December 8, 2025
    NEWS
    #ህወሓት, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ_ዛዕባታት
  • ድጎማ በጀት ሓዱሽ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ትግራይ ተለቒቑ።

    ድጎማ በጀት ሓዱሽ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ትግራይ ተለቒቑ።

    መንግስቲ ፌደራል መነባብሮ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ንምምሕያሽ ኢሉ ወሰክ መሃያ ከምዝገበረ ዝዝከር እዩ። በቲ ዝተገበረ ሓድሽ ምምሕያሽ ወሰክ መሃያ መሰረት ብፌደራል ዝውሃብ ድጎማ(እቲ ዝውስክ ገንዘብ ብሓፈሻ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ) ናብ ኩለን ክልላት ብግዚኡ ዝተልኣከ እንትከውን ናብ ትግራይ ግና ተወስክኩም ዝብል ደብዳቤ ወረቐት እምበር ጥረ ገንዘብ ምኽልካሉ ንብዙሓት ኣቖጢዑ ከምዝፀንሐ ዝፍለጥ እየ ። ሰራሕተኛታት መንግስቲ ትግራይ ኣብ…

    kahsaywelay

    December 7, 2025
    NEWS
  • ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ 6 ወረቀኛታት ተጋሩ ከምዝቐተለ ተገሊፁ ።

    ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ 6 ወረቀኛታት ተጋሩ ከምዝቐተለ ተገሊፁ ።

    ካብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ማይ ጋባ ዝተበገሰ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ በረኻታት ዋልድባ ኣትዩ ኣብቲ ቦታ ኣብ ስራሕቲ ምእራይ ወርቂ ዝተዋፈሩ 6 ወርቀኛታት ተጋሩ ከምዝቐተለ ፍልፍላትና ሓቢሮም ፡፡ መንግስቲ ብልፅግና ዘዋፈሮም ኣኽበርቲ ሰላም ዝብል ጉልባብ ዝተኸደኑ ዕጡቃት ምስ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብምኳን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ወረዳታት ፀልምቲ ከበድቲ ግፍዕታት ምፍፃም ቀፂሎሙሉ ዝርከቡ ኮይኖም ኣብቲ ናይ…

    kahsaywelay

    December 7, 2025
    NEWS
    #ሰራዊት ኢትዮጵያ, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ_ዛዕባታት, Tigray Genocide
  • ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ ኣሰንዳቦ ናይ ተቛውሞ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

    ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ ኣሰንዳቦ ናይ ተቛውሞ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

    ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ ኣሰንዳቦ ናይ ተቛውሞ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ ኣሰንዳቦ ካብ ንግዲ በርበረ ዝእከብ ቀረፅ ብብዙሕ ዕፅፊ ከውሰኽ ተጌሩ እዩ ብምባል ነጋዶ እቲ ከባብን ነበርትን ናይ ተቛውሞ ሰልፊ ኣብ ምክያድ ይርከቡ። እቶም ሰልፈኛታት ከምዝገለፅዎ ንሓደ በርበረ ዝፅዓነ መኪና ኣብ ዝሓለፈ ይኽፈል ካብ ዝነበረ 8000 ቀረፅ ሐዚ ብዘይ ዝኾነ ቅድመ መጠንቀቕታ ናብ…

    kahsaywelay

    December 6, 2025
    NEWS
    #ሰልፊ ነበርቲ ጅማ, #ብልፅግና, #ኢትዮጵያ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • “ፈፀምቲ ገበን ፅንተት ትግራይ ኩሉሻብ ብስሞም ክፅርሑን ፍትሕን ተሓታትነትን ክሳብ ዝነግስ ዘየቋርፅ ቃልሲ ይጠልብ” ሳልሳይ ወያነ ትግራይ

    “ፈፀምቲ ገበን ፅንተት ትግራይ ኩሉሻብ ብስሞም ክፅርሑን ፍትሕን ተሓታትነትን ክሳብ ዝነግስ ዘየቋርፅ ቃልሲ ይጠልብ” ሳልሳይ ወያነ ትግራይ

    መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ…….. ብጥምረት ሓይልታት ፅንተት ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ፅንተት ንደቒቕ እውን ክርሳዕን ክነኣኣስን የብሉን። ፈፀምቲ ገበን ፅንተት ትግራይ ኩሉሻብ ብስሞም ክፅርሑን ፍትሕን ተሓታትነትን ክሳብ ዝነግስ ዘየቋርፅ ቃልሲ ይጠልብ። ብምዃኑ እውን ባርባራዊ ጨፍጫፍ መግለፂኦምን ምስሎምን ዝኾኑ ስርዓታት ህግዴፍን ብልፅግናን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፈፀምዎ ዘስካሕክሕ ፅንተታዊ ጨፍጫፍ ኣይንርስዖን፤ ናብ ቆስልና ግራጭ ዝሰዱን ነዞም ገበነኛታት ኣብ…

    kahsaywelay

    December 2, 2025
    NEWS
    #ሳልሳይ_ወያነ_ትግራይ, #ትግራይ_ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • “ኣብ ትግራይ ዝረኣዩ ፀገማት ኣብ ምፍታሕን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብዕቱብ ክሰርሕ እዩ” ጀነራል ታደሰ ወረደ

    “ኣብ ትግራይ ዝረኣዩ ፀገማት ኣብ ምፍታሕን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብዕቱብ ክሰርሕ እዩ” ጀነራል ታደሰ ወረደ

    “ኣብ ትግራይ ዝረኣዩ ፀገማት ኣብ ምፍታሕን ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብዕቱብ ክሰርሕ እዩ” ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ኣብ ከተማ ኣኽሱም ተረኺቦም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ኣኽሱማውያን ወነንቲ ዓበይቲ ስልጣነ ዓለም ምንባሮም ብምዝኽኻር ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ኣቲናዮ ካብ ዘሎ ፀገም ንምውፃእን ታሪኽ ወለድና ንምድጋምን ብፍላይ እዚ ወለዶ ክሰርሐሉ…

    kahsaywelay

    November 30, 2025
    NEWS
    #ብዓል_ሕዳር ፅዮን, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ_ዛዕባታት, #ግዝያዊ_ምምሕዳር_ትግራይ
  • “ዘይሓወየን ኣብ ስቓይን ዘሎ ህዝብና ዳግም ናብ ዘይደልዮ ኣዕናዋይ ኩናት ከይኣቱን ደበና ናይ ኩናት ክነትርፍን ዝለዓለ ፃዕሪ ክንገብርን ሓላፍነት ወሲድና ክንሰርሕን ኢና።” ፕረዚደንት ለ/ ጀነራል ታደሰ ወረደ

    “ዘይሓወየን ኣብ ስቓይን ዘሎ ህዝብና ዳግም ናብ ዘይደልዮ ኣዕናዋይ ኩናት ከይኣቱን ደበና ናይ ኩናት ክነትርፍን ዝለዓለ ፃዕሪ ክንገብርን ሓላፍነት ወሲድና ክንሰርሕን ኢና።” ፕረዚደንት ለ/ ጀነራል ታደሰ ወረደ

    “ዘይሓወየን ኣብ ስቓይን ዘሎ ህዝብና ዳግም ናብ ዘይደልዮ ኣዕናዋይ ኩናት ከይኣቱን ደበና ናይ ኩናት ክነትርፍን ዝለዓለ ፃዕሪ ክንገብርን ሓላፍነት ወሲድና ክንሰርሕን ኢና።” ፕረዚደንት ለ/ ጀነራል ታደሰ ወረደ እዙይ ዝተገለፀ፣ ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ ናይ ሕሉፍ ርብዒ ዓመት ኣፈፃፅማ፣ናይ ቀፃሊ ኣንፈታትን መደባትን ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምግምጋምን ንምዝታይን ኣብ ዝተዳለወ ናይ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮ ክልል መድረኽ ተረኺቦም…

    kahsaywelay

    November 29, 2025
    NEWS
    #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ_ዛዕባታት, #ግዝያዊ_ምምሕዳር_ትግራይ
  • ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ብዓል ሕዳር ፅዮን ልዕሊ ክልተ ሚልዮን ሰባት ክርከቡ ትፅቢት ከምዝግበር ቤት ፅሕፈት ባህልን ትሪዝምን ከተማ ኣክሱም ገሊፁ።

    ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ብዓል ሕዳር ፅዮን ልዕሊ ክልተ ሚልዮን ሰባት ክርከቡ ትፅቢት ከምዝግበር ቤት ፅሕፈት ባህልን ትሪዝምን ከተማ ኣክሱም ገሊፁ።

    ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ብዓል ሕዳር ፅዮን ልዕሊ ክልተ ሚልዮን ሰባት ክርከቡ ትፅቢት ከምዝግበር ቤት ፅሕፈት ባህልን ትሪዝምን ከተማ ኣክሱም ገሊፁ። በቢዓመቱ ብዝለዓለ ድምቀት ኣብ ከተማ ኣኹሱም ዝኽበር ብዓል ማርያም ፅዮን ካብ መላእ ዓለም ብዝመፁ ቱሪስት ዝርከብሉ እንትኾን፡ ኣብዚ ዓመት እውን ልዕሊ ክልተ ሚልዮን ኣጋይሽ ነዚ ብዓል ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ክጓዓዙ ትፅቢት ከምዝግበር ሓላፊ…

    kahsaywelay

    November 29, 2025
    NEWS
    #በዓል_ሕዳር_ፅዮን, #ትግራይ ወቕታዊ, #ኣክሱም, #እዋናዊ ዛዕባታት
Previous Page
1 … 6 7 8 9 10 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...