Skip to content
Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • “ንትግራይ ብጥሜት ናይ ምቕፃዕን ምድቃቕን ፖሊሲ ‘ኣራት ኪሎ’ ኣብ ቦትኡ ከምዘሎ ዘረጋግፅ እዩ”ሳልሳይ ወያነ ትግራይ

    “ንትግራይ ብጥሜት ናይ ምቕፃዕን ምድቃቕን ፖሊሲ ‘ኣራት ኪሎ’ ኣብ ቦትኡ ከምዘሎ ዘረጋግፅ እዩ”ሳልሳይ ወያነ ትግራይ

    ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ሎሚ ኣማስዩ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፡ ነቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ሓደጋ ጥምየት ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ዝግበር ዘሎ ህዝባዊ ርብርብ ከምዝንእድ ዝገለፀ እንትኾን ናብ ዘላቒ ፍታሕ ኣብ ዝጥምት ውሕስናን ክብርን ህዝቢ ብዘረጋግፅ መንገዲን ፤ ተፈናቐልቲ ናብ ቤቶም ዝምለስሉን ግዝኣት ትግራይ ኣብ ዝኽበረሉ ዕማም ኩሉ ሰሚሩ ፅዕንትኡ ከበርኽ ግድንን ግቡእን እዩ ኢሉ ከምዝኣምን እውን ሳወት ኣብ…

    kahsaywelay

    December 30, 2025
    NEWS
    #ሳልሳይ_ወያነ_ትግራይ, #ትግራይ_ወቕታዊ, #እዋናዊ_ዛዕባታት
  • “ብዛዕባ ፅባሕ ምምላስ ተመዛበልቲ እናሓሰብና ቅልጡፍ ስራሕቲ ሂወት ምድሓን ክንሰርሕ ኣለና” ፕረዝደንት ለ/ጀነራል ታደሰ ወረደ

    “ብዛዕባ ፅባሕ ምምላስ ተመዛበልቲ እናሓሰብና ቅልጡፍ ስራሕቲ ሂወት ምድሓን ክንሰርሕ ኣለና” ፕረዝደንት ለ/ጀነራል ታደሰ ወረደ

    ብፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝተመርሐ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ዘካየዶ ዑደት ማእኸል ገይሩ ሎሚ ታሕሳስ 19/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ ሽረ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብ ኩለን ማእኸላት መዕቖቢ ተመዛበልቲ ወገናትምውሓድ ሓገዝ፣ ዝርካቡ ሓገዝ እውን ፅሬት ዘይብሉ ምዃኑ፣ ፀገም ሕክምናን መጎዓዝያን፣ ጠዋሪ ዘይብሎም ኣረጋውያንን ህፃናትን ቀንዲ ግዳያት እቲ ፀገም ምኳኖም፣ ስእነት ክዳንን…

    kahsaywelay

    December 29, 2025
    NEWS
    #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ግዝያዊ_ምምሕዳር_ትግራይ
  • ቀንዲ መፍትሒ ፀገም ተመዛበልቲ መበገሲ እቲ ፀገም ምፍታሕ እዩ” ፕረዚደንት ለ/ጀነራል ታደስ

    ቀንዲ መፍትሒ ፀገም ተመዛበልቲ መበገሲ እቲ ፀገም ምፍታሕ እዩ” ፕረዚደንት ለ/ጀነራል ታደስ

    ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ለ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ነዙይ ዝበሉ ኣብ ህልዊ ኩነታት ኣድሂቦም ንሚዲያታት ሎሚ ታሕሳስ 14 /2018 ዓ/ም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ እዩ። ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ኣብ ሕፃፅ ሓዊሱ ኣብ ትግራይ ዘለዋ 146 ካምብታት ተመዛበልቲ ዘሎ ተመዛባሊ ኣብ ከቢድ ፀገም ይርከብ። ካብ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ዝወሃቦ ሓገዝ 16.1 ኪሎ ብወርሒ ምዃኑ ዝሓበሩ…

    kahsaywelay

    December 24, 2025
    NEWS
    #ሕፃፅ, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ_ዛዕባታት, #ግዝያዊ_ምምሕዳር_ትግራይ
  • “ህዝቢ ካብ መረበቱ ምምዝባል ከይኣኽሎ ንማእለያ ዘይብሉ ጥሜትን ዓፀቦን ተሳጢሑ ይርከብ።” ቢሮ ጉዳያት ከሙዩኒኬሽን ትግራይ

    “ህዝቢ ካብ መረበቱ ምምዝባል ከይኣኽሎ ንማእለያ ዘይብሉ ጥሜትን ዓፀቦን ተሳጢሑ ይርከብ።” ቢሮ ጉዳያት ከሙዩኒኬሽን ትግራይ

    ህዝቢ ካብ መረበቱ ምምዝባል ከይኣኽሎ ንማእለያ ዘይብሉ ጥሜትን ዓፀቦን ተሳጢሑ ይርከብ። ናይዚ መርኣያ እውን ኣብ ማእኸል መዕቖቢ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ፍሉይ ቦታ ሕፃፅ ወገናትና ንዝኸፍአ ጥሜትን ሞትን ይቃልዑ ኣለዉ። ህዝብና ንምድሓን ብሕታዊ መማረፂ ናብ መረበቱ ምምላስ ከም ዝኾነ እናሓበርና ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ብዝነብሩ ዝተፈላለዩ ውልቀ ሰባት ዝተጀመረ ወገን ናይ ምድሓን ተበግሶ ንንእድ። ኣብ ሕፃፅ…

    kahsaywelay

    December 23, 2025
    Press Release
    #ሕፃፅ, #ሰልፊ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ, #ቢሮ ጉዳያት ከሙዩኒኬሽን ትግራይ, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • “ትዕግስቲ ልክዕ ኣለዎ!”ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት

    “ትዕግስቲ ልክዕ ኣለዎ!”ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት

    መትከላዊ እምነት ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን ሰላም እዩ። ካብዚ ፅኑዕ መትከሎም ተበጊሶም እውን ነቲ ኣብ ፕሪቶርያ ዝተበፅሐ ስምምዕ ክትግበር ብተደጋጋሚ ክምሕፀኑ ፀኒሖም እዮም። ባህጊ ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን እቲ ዘላቒ ስምምዕ ምቁራፅ ቶኽሲ ናብ ዘላቒ ስምምዕ ሰላም ክሰጋገር እምበር ንድሕሪት ክምለስ ኣይኮነን። እዚ ማለት ግን ሉእላውነትና ተወሪሩ ህዝብና ብዕጡቓት እናተጨፍጨፈ፣ ኣብ ማእኸላት መዕቖቢ እናሃለቐ፣ በዚን በትን ህዝቢ…

    kahsaywelay

    December 23, 2025
    Press Release
    #ህወሓት, #ሕፃፅ, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ_ዛዕባታት
  • ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቡ ብቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ዝተውሃበ መግለፂ

    ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቡ ብቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ዝተውሃበ መግለፂ

    መሰል ምንባር መንጢልካ ዝፀንዕ ስልጣን ክሳብ መዓዝ? – ቃንዛ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ብስንኪ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ መሰካሕከሒ ደማዊ ኩናት ንልዕሊ ኣርባዕተ ዓመታት ህዝቢ ትግራይ ብሓፈሻ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ድማ ብፍላይ ብዘይተፈተንዎ ዓይነት መከራ ዳርጋ የለን እንተተብሃለ ምግናን ኣይኸውንን ። እቲ ኩናት ጠጠው ንክብል ስምምዕ ሰላም ተፈሪሙ ተባሂሉ እፎይታ ዝተገብረሉ ግዜ ዋላ እኳ እንተነበረ ንተመዛበልቲ ምዕራብ…

    kahsaywelay

    December 17, 2025
    NEWS
    #ቢሮ_ጉዳያት_ኮሚኒኬሽን_ትግራይ, #ትግራይ_ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት
  • “ውሽጣዊ ተቐላዓይነትና ብምንካይ ንምውሓስ ህልውናና ንረባረብ!” ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት

    “ውሽጣዊ ተቐላዓይነትና ብምንካይ ንምውሓስ ህልውናና ንረባረብ!” ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት

    ውድብና ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ከምኡ እውን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተኸታታሊ መድረኻት ምድላው ፈፀምቲ ዓቕምታት ከካይዱ ቀንዮም ትማሊ 5 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ብዓወት ዛዚሞም ኣለዉ፡፡ እዞም መድረኻት ብዋናነት ኣብቲ ከም ህዝቢ ገጢሙና ዘሎ ሓደጋ ህልውና ትኹረት ጌሮም ብምዝታይ መላእ ኣመራርሓ ትግራይ ነዚ ሓደጋ ዝምጥን ቃልሲ ክገብር ብምርድዳእን ብምውሳንን ተዛዚሞም ኣለዉ፡፡ እዚ ቃልሲ ዝዕወት እቲ ወሳናይ…

    kahsaywelay

    December 15, 2025
    NEWS
    #ህወሓት, #እዋናዊ ዛዕባታት, #እዋናዊ_ዛዕባታት, #ግዝያዊ_ምምሕዳር_ትግራይ
  • “ኩናት ንምትራፍ ዝከኣለና ኹሉ ክንገብር ኢና ንሰላም ኢልና እንሸጦ ግዝኣት ግን የለን።” ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ

    “ኩናት ንምትራፍ ዝከኣለና ኹሉ ክንገብር ኢና ንሰላም ኢልና እንሸጦ ግዝኣት ግን የለን።” ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ

    ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ እዚ ዝበሉ ‘ንምርግጋፅ ህልውናን ድሕንነትን ትግራይ!’ ብዝብል ቴማ ኣብ ኣነፈተትን መደባትን ከምኡ ድማ ኣብ ኣብ ኣፈፃፅማ መደባትን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል፣ ዞባን ወረዳን ካብ ታሕሳስ 02/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ንሰለስተ መኣልቲ ክሳለጥ ኣብ ዝቐነየ መደብ እዩ። ትግራይ ብዝተፈላለዩ መዳያት ኣብ ኣዝዩ ዝተሓላለኸን ፀቕጢ ዝበዝሖን ኩነታት ኣላ…

    kahsaywelay

    December 14, 2025
    NEWS
    #ትግራይ_ወቕታዊ, #እዋናዊ_ዛዕባታት, #ግዝያዊ_ምምሕዳር_ትግራይ
  • ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ስምምዕ ኣልጀርስ ዘለወን ተወፋይነት ደጊመን ከረጋግፃ ፀዊዖም ።

    ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ስምምዕ ኣልጀርስ ዘለወን ተወፋይነት ደጊመን ከረጋግፃ ፀዊዖም ።

    ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ስምምዕ ኣልጀርስ ዘለወን ተወፋይነት ደጊመን ከረጋግጻ ጸዊዖም ። እቶም ዋና ጸሓፊ ነዚ ዝበሉ ብመንገዲ ኣፈኛኦም ስቴፋን ዱጃሪክ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ኮይኑ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዳግማይ ወጥሪ ኣብ ዝረኣየሉ ዘሎ እዋን’ዩ። እቲ ብ3 ታሕሳስ 1993 ዝተኸተመ ስምምዕ ኣልጀርስ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝተኻየደ ደማዊ ኲናት ብወግዒ…

    kahsaywelay

    December 12, 2025
    Education
    #ኣንቶኔ_ጉተሬዝ, #ኤርትራ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ውዕሊ_ኣለጀርስ, #ውድብ_ሕቡራት _መንግስታት
  • ፕረዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ቀጠናታት ተፋሰስ ሩባ ናይልን ቀይሕ ባሕርን ዘለዋ ተሳትፎ ክተዕቢ ሓቲቱ።

    ፕረዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ቀጠናታት ተፋሰስ ሩባ ናይልን ቀይሕ ባሕርን ዘለዋ ተሳትፎ ክተዕቢ ሓቲቱ።

    ፕረዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ቀጠናታት ተፋሰስ ሩባ ናይልን ቀይሕ ባሕርን ዘለዋ ተሳትፎ ክተዕቢ ሓቲቱ። ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ንኣርባዕተ መዓልቲ ፃንሒት ዘለዎ ናይ ስራሕ ዑደት ናብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተጓዓዘ እንትኾን፡ ትማሊ ረቡዕ ታሕሳስ 2/ 2018 ዓ/ም ምስ ኣልጋ ወራሽ መሓመድ ቢን ሳልማን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ፕረዚዳንት ኢሳያስ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ቀጠናታት…

    kahsaywelay

    December 12, 2025
    NEWS
    #ስዑዲ_ዓረብ, #ቀይሕ ባሕሪ, #ተፋሰስ_ሩባ_ናይል, #ኤርትራ, #እዋናዊ ዛዕባታት
Previous Page
1 … 5 6 7 8 9 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...