Skip to content
Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Tigrai Academy of Sciences and Technology (TAST)

Educational site

  • Home
  • About us
  • Articles
  • Tigray Genocide
  • Dedebit Entertainment
  • Literature
  • Lectures
  • Gallery
  • Contact
  • ግብፂ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ሱዳንን ግብፅን ኣብፂሕዎ እዩ ንዝበሎቶ ጉድኣት ኢትዮጵያ ክትክሕሰን ሓቲታ።

    ግብፂ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ሱዳንን ግብፅን ኣብፂሕዎ እዩ ንዝበሎቶ ጉድኣት ኢትዮጵያ ክትክሕሰን ሓቲታ።

    ግብፂ ንጉዳይ ህዳሴ ግድብ ኣመልኪታ እትጥቀመሎም ዝነበረት መከራኸርታት ብምቕያር እቲ ግድብ ኣብ ልዕሊ ግብፅን ሱዳንን ኣብፂሕዎ እዩ ንዝበለቶ ጉድኣት ካብ ኢትዮጵያ ካሕሳ ንክወሃበን ሓቲታ። ሚኒስትሪ ሃፍቲ ማይን መስኖን ግብፂ ዝኾኑ ሀኒ ስዊለም ኣብ ዝሓለፈ ሰምበት ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ግብፂ ቀሪቦም ከም ዝተዛረብዎ ኣብ ሩባ ኣባይ ከም ግድብ ህዳሴ ዝበሉ ዓበይቲ ህንፀታት ብበየናዊ ኣገባብ…

    kahsaywelay

    January 21, 2026
    NEWS
    #ሩባ_ኣባይ, #ሱዳን, #ኢትዮጵያ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ዶናልድ_ትራምፕ, #ግብፂ
  • “ንትግራይ ዘግለለ ዛዕባ ትግራይ ብኣግኡ ክእረም ይግባእ” ሰሙናዊ መልአኽቲ ውዱብ ህወሓት

    “ንትግራይ ዘግለለ ዛዕባ ትግራይ ብኣግኡ ክእረም ይግባእ” ሰሙናዊ መልአኽቲ ውዱብ ህወሓት

    ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ዝተበፅሐ ስምምዕ ፕሪቶርያ ድምፂ ቶኽሲ ከብቅዕ ካብ ምግባር ሓሊፉ ንዘላቒ ሰላም ባይታ ከንፅፍን ከመቻቹን ዕላማ ጌሩ ዝተበፅሐ ስምምዕ ምዃኑ ኣብ ዓንቀፅ ሓደ ተቐሚጡ ይርከብ፡፡ ህዝቢ ትግራይን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን እውን ብመሰረት እቲ ዝተበፅሐ ስምምዕን ዝፀንሐ ኣብ ሰላም ዘለዎም ዘይነቓነቕ ቅዋምን እቲ ኣብ ፕሪቶርያ ዝተበፅሐ ዘላቒ ምቁራፅ…

    kahsaywelay

    January 19, 2026
    Uncategorized
  • ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።

    ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።

    ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ብዘጋጠሞ ድንገተኛ ሕማም ምኽንያት ሎሚ ረፋድ ካብዚ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለየ ኢቢ ኤስ ቴሌቭዥን ኣፍሊጡ። ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ብኣቕራቢ ቴሌቪዥን ፕሮግራም፣ ብተዋሳኢነትን ብካልኦት ናይ ሰነጥበብ ስራሕቱ ኣዝዩ ዝለዓለ ተፈታውነት ዘጥረየ ኣርቲስት እንትኾን ሎሚ ረፋድ ብድንገት ካብዚ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለየ ኢቢ ኤስ ቴሌቪዥን ኣፍሊጡ። ንብርክት ዝበሉ ዓመታት ኣብ ኢ ቢ ኤስ ቴሌቪዥን ዝመሓላለፍ “የቤተሰብ…

    kahsaywelay

    January 17, 2026
    NEWS
    #ነፃነት_ወርቅነህ, #EBS
  • ኢመራት ዓረብ ሰራዊታ ከብ ሶማልያ ተውፅእ ከምዘላ ተሓቢሩ።

    ኢመራት ዓረብ ሰራዊታ ከብ ሶማልያ ተውፅእ ከምዘላ ተሓቢሩ።

    ሶማልያ ምስ ኢማራት ዓረብ ዝነበራ ስምምዕነት ምቁራፃ ስዒቡ ኢማራት ዓረብ ሰራዊታ ካብ ቦሳሶ ተውፅእ ኣላ። ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ዘሎ ንሕንሕ እናተጋደደ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ኢማራት ካብ ዝተፈላለዩ ወተሃደራዊ መዓስከራት ሶማልያ ወተሃደራዊ ናውትን ኣባላታን እናውፀአት ከም ትርከብ ተገሊፁ። ከም ፀብፃብ ሚድል ኢስት ኣይ ኣብ ግዝኣት ሶማልያ ዝኾነት ፑንትላንድ…

    kahsaywelay

    January 13, 2026
    NEWS
    #ሰራዊት_ኢመራት_ዓረብ, #ሶማልያ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ዓረብ_ኢመራት, #ፑንትላንድ
  • ኣብ ኣዝዩ ዝኸፍአ ናይ ሂወት ሓደጋ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ፀገሞም ብዘላቕነት ንምፍታሕ ክንረባረብ ይግባእ” ጀነራል ታደሰ ወረደ

    ኣብ ኣዝዩ ዝኸፍአ ናይ ሂወት ሓደጋ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ፀገሞም ብዘላቕነት ንምፍታሕ ክንረባረብ ይግባእ” ጀነራል ታደሰ ወረደ

    ዘላቒ መፍትሒ ንተመዛበልቲ ትግራይ ኣብ ዝብል ዛዕባ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ጀነራል ታደሰ ወረደ ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ሎሚ ጥሪ 4/2018 ዓ/ም ዘትዮም። ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ይኹን ካብ ትግራይ ወፃኢ ብፍላይ ድማ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ከቢድ ናይ ጥምየት ሓደጋ ኣጋጢምዎ ከም ዘሎ ብምግላፅ ዘለዎም ፀገም ብዘላቕነት ኣብ ምፍታሕ መንግስቲ ምስ ዝምልከቶም…

    kahsaywelay

    January 12, 2026
    NEWS
    #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ ዛዕባታት, #ግዝያዊ_ምምሕዳር_ትግራይ
  • መቐመጢኡ ኣብ ፖርት ሱዳን ገይሩ ዝነበረ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ድሕሪ ኣስታት ሰለስተ ዓመት ናብ ርእሰ ከተማ ካርቱም ተመሊሱ።

    መቐመጢኡ ኣብ ፖርት ሱዳን ገይሩ ዝነበረ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ድሕሪ ኣስታት ሰለስተ ዓመት ናብ ርእሰ ከተማ ካርቱም ተመሊሱ።

    መቐመጢኡ ኣብ ፖርት ሱዳን ገይሩ ዝነበረ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ድሕሪ ኣስታት ሰለስተ ዓመት ናብ ርእሰ ከተማ ካርቱም ተመሊሱ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ካሚል እድሪስ ትማሊ ሰንበት ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ናይ “ተስፋ መንግስቲ” ብዕሊ ናብ ካርቱም ተመሊሱ ኣሎ ክብሉ ዝገለፁ እንትኾን ነቶም ብኲናት ዝተሃስዩ ሰዳናውያን ዝተመሓየሸ ኣገልግሎት ንምሃብ ፃዕርታት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ብሰራዊት እታ ሃገር ዝምራሕ…

    kahsaywelay

    January 12, 2026
    NEWS
    #ሱዳን, #ኣልቡርሃን, #እዋናዊ-ዜና -ሱዳን, #እዋናዊ_ዛዕባታት, #RSF
  • ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ክሪስ ስሚዝ እስራኤል ንሶማሊላንድ ወግዓዊ ኣፍልጦ ሃገርነት ምሃባ ብኣዎንታ ከምዝቕበልዎ ገሊፆም።

    ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ክሪስ ስሚዝ እስራኤል ንሶማሊላንድ ወግዓዊ ኣፍልጦ ሃገርነት ምሃባ ብኣዎንታ ከምዝቕበልዎ ገሊፆም።

    ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ክሪስ ስሚዝ እስራኤል ንሶማሊላንድ ወግዓዊ ኣፍልጦ ሃገርነት ምሃባ ብኣዎንታ ከምዝቕበልዎ ገሊፆም። ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ክሪስ ስሚዝ እስራኤል ንሶማሊላንድ ወግዓዊ ኣፍልጦ ምሃባ ብኣዎንታ ከምዝቕበልዎ ብምግላፅ ኣሜሪካ ሓዊሱ ካልኦት ሃገራት ተመሳሳሊ ስጉምቲ ክወስዳ ፀዊዑ ክብል ሆርን ዲፕሎማት ዝተብሃለ መርበብ ሓበሬታ ፀብፃቡ። ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ክሪስ ስሚዝ እስራኤል ንሪፓብሊክ ሶማሊላንድ ኣፍልጦ ምሃባ ስዒቡ ኣብ ዝሃብዎ…

    kahsaywelay

    January 9, 2026
    Uncategorized
  • “ሞትን ስቓይን ህዝቢ ብመደናገሪ ኣጀንዳታት ንምኽዋል ምፍታን ናይ ገበን ገበን እዩ!” ሰሙናዊ መልአኽቲ ውድብ ህወሓት

    “ሞትን ስቓይን ህዝቢ ብመደናገሪ ኣጀንዳታት ንምኽዋል ምፍታን ናይ ገበን ገበን እዩ!” ሰሙናዊ መልአኽቲ ውድብ ህወሓት

    ብሰንኪ ወረርቲ ካብ መረበቱ ተመዛቢሉ ኣብ ማእኸላት መዕቖቢ ውሽጢ ዓድን ስደትን ዝነብር ህዝብና ብሕማምን ጥሜትን ይሃልቕ ኣሎ። እዚ ብጥሜትን ሕማምን ዝሃልቕ ዘሎ ህዝብና ኣብ ከመይ ዝበለ ዝኸፍአ ኩነታት ከምዝርከብ ማሕበረሰብ ዓለም ክርዳእን እጃሙ ክዋፃእን ዘኽእል ርብርብ ምድሓን ሂወት ይካየድ ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ መቐፀልታ እቲ ንስምምዕ ፕሪቶርያ ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘካይዶ ዘሎ ሰላሕታዊ ጀኖሳይድ፤…

    kahsaywelay

    January 5, 2026
    NEWS
    #ህወሓት, #ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ, #ትግራይ ወቕታዊ, #እዋናዊ_ዛዕባታት
  • ዶናልድ ትራምፕ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ቬንዙዌላ ከበድቲ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ከምዘካየደት ኣፍሊጡ።

    ዶናልድ ትራምፕ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ቬንዙዌላ ከበድቲ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ከምዘካየደት ኣፍሊጡ።

    ዶናልድ ትራምፕ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ቬንዙዌላ ከበድቲ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ከምዘካየደት ኣፍሊጡ። ነዚ ስዒቡ ድማ ንቢቢሲ ሒዊሱ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ዓለምና ኣብ ርእሰ ከተማ ቬንዙዌላ ካራካስ ከበድቲ ደብዳብ ነፈርቲ ከምዝተፈፀመ እናፀብፀባ ይርከባ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ትካላትን መደበር ሓይሊ ኣየርን ቬንዝዌላ ከም ዝተፈጸመ ዘርእዩ ዝተፈላለዩ ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እናተዘርግሑ ይርከቡ። ኣሜሪካ ንፕረዚደንት ቬንዙዌላ ኒኮላስ ማዱሮን በዓልቲ…

    kahsaywelay

    January 4, 2026
    NEWS
    #ቬንዙዌላ, #እዋናዊ_ዛዕባታት, #ወታሃድራዊ_ስጉምቲ_ኣሜሪካ, #ውድብ_ሕቡራት _መንግስታት, #ዶናልድ_ትራምፕ
  • ብዘይካ ኣሜሪካ ኩለን ኣባል ሃገራት ቤትምኽሪ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኣፍልጦ ሃገርነት ሶማሊላንድ ተቓዊመን።

    ብዘይካ ኣሜሪካ ኩለን ኣባል ሃገራት ቤትምኽሪ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኣፍልጦ ሃገርነት ሶማሊላንድ ተቓዊመን።

    ምክትል ቀዋሚ ወኪል ኣሜሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ታሚ ብሩስ ኣብ ፖሊሲ ​​ወጻኢ ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ሶማሊላንድ ዝኾነ ለውጢ ከምዘየለ ንባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ብግልጺ ኣፍሊጠን። ኣሜሪካ ንሶማሊላንድ ኣፍልጦ ምሃባ ብዝምልከት ኣብ ኒውዮርክ ንዝርከብ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ዝሃብኦ መግለጺ ኣምባሳደር ታሚ ብሩስ “ኣብ ፖሊሲ ​​ኣሜሪካ ዝኾነ ለውጢ የለን ብምባል መርገጺ ዋሽንግተን ገሊጻ። እተን ኣምባሳደር መርገጺ…

    kahsaywelay

    December 31, 2025
    NEWS
    #ሶማሊላንድ, #ሶማልያ, #ቤትምኽሪ_ፀጥታ_ውድብ_ሕቡራት_መንግስታት, #ኣሜሪካ, #እስራኤል
Previous Page
1 … 4 5 6 7 8 … 35
Next Page

Proudly Powered by WordPress

Loading Comments...