Tag: #ኣሕመድ_ሽዴ
-
ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢ ዓዲ ዝተለቀሐቶ መጠን ገንዘብ ልዕሊ 2.56 ትሪልዮን ብር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ ።

ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢ ዓዲ ዝተለቀሐቶ መጠን ገንዘብ ልዕሊ 2.56 ትሪልዮን ብር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ ። መንግስቲ ናይ ግምጃ ቤት ሰነዳት ማለት እውን መሸጣ (T-Bils) ብምጥቃም ገንዘብ ዋላ እኳ እንተኣከብ ብርክት ዝበሉ ሰብ ሃፍቲ ግን ናይ ነዋሕቲ ግዜ ልቓሓት ብምጥንቃቕ ኣብ ንሓፀር ግዜ ኣብ ዝሽየጡ ሰነዳት ጥራሕ ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ። ሚኒስተሪ ገንዘብ ኢትዮጵያ ከምዝገለፆ ድማ ኣብ መስከረም 2025…

