Category: News Analysis
-
ፑንትላንድ ኣብ ቤትዕዮታት ፀጥታን ትምህርትን ሓደሽቲ ሸመታት ኣፅዲቓ።

ፑንትላንድ ኣብ ቤትዕዮታት ፀጥታን ትምህርትን ሓደሽቲ ሸመታት ኣፅዲቓ። ፕረዚደንት ክፋል ልኣላዊት ክልል ፑንትላንድ ሰይድ ኣብዱላሂ ደኒ ሓደሽቲ ሽመታት ከምዝሃቡ ተገሊፁ። ሆርስድ ሚድያ ዝተብሃለ መርበብ ሓበሬታ ከምዝፀብፀቦ ፕረዚዳንት ፑንትላን ኣብ ቤተዕዮታት ትምህርቲን ፕረዚዳንታዊ ሓይሊ ፀጥታን ሓደሽቲ ሽመታት ከምዝሃቡ ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ፀብፃብ ሌተናንት ጀነራል ሰይድ ኑር ሽሬ ኣዛዚ ፕሬዚደንታዊ ሓይልታት ፀጥታ ፑንትላንድ ኮይኖም ተሸይሞም። ቅድም ክብል…
-
ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንመጥቃዕቲ ኣጥፊአን ዝጠፍኣ ዶሮናት ኢራን ንምዕጋት ዘመነወት ነፈርቲ ውግእ ይጥቀማ ምህላወን ተሓቢሩ።

ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንመጥቃዕቲ ኣጥፊአን ዝጠፍኣ ዶሮናት ኢራን ንምዕጋት (ንምምካን) ዘመነዎት ተዋጋእቲ ኣውሮፕላን ይጥቀማ ምህላወን ተሓቢሩ። ኣሜሪካን እስራኤልን ኣብ ልዕሊ ኢራን ዘካይድኦ ዘለዋ ኵናት ስዒቡ ኢራን ሕነ ንምፍዳይ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ሰፊሕ ቁፅሪ ዘለዎን ሻሄድ ዝተብሃላ ዋግአን ኣዝዩ ውሕድ ዝኾና ኣጥፊአን ዝጠፍኣ ድሮናት ብምጥቃም መጥቃዕቲ እናካየደት ዘላ ኮይና፤ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ብግደአን ነዘን…
-
ኢራን ንስትራተጂካዊ መስመር ሆርሙዝ ምዕፃዋ ስዒቡ ሕፀረት ቀረብ ነዳዲን ናህሪ ዋጋን ክስዕብ ከምዝኽእል ተሓቢሩ።

ኢራን ንስትራተጂካዊ መስመር ሆርሙዝ ምዕፃዋ ስዒቡ ሕፀረት ቀረብ ነዳዲን ናህሪ ዋጋን ክስዕብ ከምዝኽእል ተሓቢሩ። እስራኤልን ኣሜሪካን ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝጀመርኦ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኢራን ቅድሚ ክልተ መዓልታት ኣቢላ ንመስመር ሆርሙዝ ዝዓፀወቶ እንትኾን ነዚ መስመር ንምኽፋት ዝተንቀሳቐሳ 3ተ መርከባት ኣሜሪካ እውን ከምዘተዓናቐፈተንን ዛጊድ ነዚ መስመር ንምኽፋት ዝግበሩ ፈተናታት ኣሜሪካ ከምዘይተሳኽዑ እናተገለፀ እዩ። ስፍሓት መስመር ወሽመጥ ሆርሙዝ ኣስታት…
-
ጎንፂ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ እዋን ፅንታዊ ኲናት ትግራይ ኣትሒዙ ዝተጀመረ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ተዛሪቡ።

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝተፈጠረ ጎንፂ ካብ ምጅማር ፅንታታዊ ኲናት ትግራይ ኣትሒዙ ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ሎምዓንቲ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃብቦ መብርሂ ገሊፁ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ከምዝገለፆ መበገሲ ጎንፂ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ብዝፈፀሞም ግፍዕታት እምበር ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዝጀመረቶ በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ኣጀንዳ ከምዘይኮነ ተዛሪቡ። እቲ…
-
ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ዕለት 7ይ ዙር ጠቕላላ መረፃ ንምክያድ ዘኽእል ኩነታት ፀጥታ ንምግምጋም ዝዓለመ መድረኽ ኣካይዱ።

ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ዕለት መበል 7ይ ዙር ጠቕላላ መረፃ ንምክያድ ዘኽእል ኩነታት ፀጥታ ንምግምጋም ዝዓለመ መድረኽ ኣካይዱ። እዚ መድረኽ ብርክት ዝበሉ መራሕቲ ክልላትን ውድባት ፖለቲካን ከምዝተረኸቡ ዝተሓበረ እንትኾን ኣከቢት ቦርድ እቲ ቦርድ መረፃ ዝኾነት ሜላተወርቅ ሃይሉ እቲ ቦርድ ቅድም ክብል ብዘውፅኦ መርሃ ግብሪ መሰረት ስራሕቱ እናካየደ ከምዝርከብ ገሊፃ እያ። በዚ መሰረት ድማ ካብ ጥሪ…
-
እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን ሕነ ንምፍዳይ ምችው እዋን ትፅበ ከም ዘላ ተሓቢሩ።

እስራኤል ቅድሚ ሓደ ሰሙን ብኢራን ንዝተፈጸማ መጥቃዕቲ ሚሳይላት ዳርጋ ዘይተርፍ ስጉምቲ ሕነ ምፍዳይ ንምውሳድ ሰዓታት ትቘጽር ዘላ ትመስል። ኢራን፡ ንቕትለታት እቶም ናይ ቀረባ መመሳጥርታ ዝዀኑ መራሒ ሕዝቦላህ ሓሰን ናስራላህን ፖለቲካዊ መራሒ ሓማስ እስማዒል ሃኒየን ምላሽ ንምሃብ ዝወሰደቶ ስጉምቲ ምዃኑ እያ ትገልጽ። ሚኒስተር ምክልኻል እስራኤል ዮኣቭ ጋላንት፡ ብረቡዕ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ስጉምቲ ምፍዳይ ሕነ ሃገሩ ክመጽእ…
-
What else do they need to know to call it a “genocide”?

By Haile Arefayne (Ph.D.) Now, the world knows everything about the genocidal war in Tigray. Thanks to the Tigrayan diaspora and their allies, the Tigrayan Flag has been blowing in every corner of the world accompanied by heart-rending chants like “Stop the Genocide in Tigray”, “Abiy Ahmed to the ICC”, “Isayas Afeworki to the ICC”,…
-
“አያ ናይዝጊ” እንጂ “አያና እግዚአ” የሚባል መሪ አልነበረም!

By: THE TIGRAY INTERCEPT የትግራይ ግዛት ለክፍለ ዘመናት እስከ እምባ ጊዩርጊስ (ዳባትን አልፈህ እስከ ጎንደር አካባቢ) ድረስ የነበረ መሆኑን በቂ የታሪክ ማስረጃዎች አሉን:: ቢሆንም የአማራ ተስፋፊ ሀይል በሕግ: በስርዓት እና በታሪክ ማስረጃ ሳይሆን እንደ ፍላጎቱ በሀይል አስተማሪ ቅጣት በመቅጣት በጉልበት ግዛታችንን እናስመልሳለን:: ታሪክ መስራት የማይችሉ ነገር ግን የታሪክ ዘራፊዎቹ የአማራ ተስፋፊ ሀይሎች የትግራዋይ ንጉስ ታሪኩ…
-
The Ethiopian/Amhara Authorities are busy destroying tell-tale evidence of their genocidal campaign against Tigrayans

Getachew Reda The Ethiopian/Amhara Authorities are busy destroying tell-tale evidence of their genocidal campaign against Tigrayans by churning out dramas after dramas aimed at blaming the victim and lionising the villain. Evidence is never in short supply of course. Their crimes were flaunted in public as a badge of honor. No amount of poorly written…

