Category: Argument
-
ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ብነበር ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ንዝቐረቡ ክስታት ኣመልኪቱ ዝሃቦ መብርሂ።

“ሓሳውን ቆርበትን እንዳሓረ ይፎክስ” ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዝነበረ ናይ ፅንተት ኵናት ብዘላቒ ቶኽሲ ደው ምስበለ (ስሞምዕነት ፕሪቶርያ ) ጠጠው ምስበለ ፤ ድምፂ ጥይት ጠፊኡ ፤ ተነፃፃሪ ሰላም ሰፊኑ ፤ መንግስታዊ ግልጋሎታት ስረሖም ምስጀመሩ ህዝብን ሰራዊትን ትግራይ ንሰላም ዝነበሮም ባህጊ ብተግባር ብምግላፅ ንተግባራዊነት ስምምዕ ፕሪቶርያ ክርባረቡ እዮም ፀኒሖም ። ይኹን ‘ምበር <እቲ ሓደ ብገርሁ እቲ ሓደ…
-
ፅልዋታት ምቁራፅ ሓገዝ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ተመዛበልቲ ዜጋታትን ኣብ ቅልውላው ዘላ ኢትዮጵያን።

ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ስልጣኖም ካብ ዝተረከቡሉ ዕለት ጀሚሩ ብዙሓት ውሳነታት እናመሓላለፉ ይርከቡ ካብኣቶም ሓደ ኣብ እዋን ጎስጓስ መረፅኦም ጀሚሮም ብተደጋጋሚ ቃል ካብ ዝኣተውሎም ዛዕባታት ሓደ ሕጋዊ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ምብራር እዩ። እዚ ድማ ብተግባር ሕጋዊ ሰነድ ወይ እውን ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ካብታ ሃገር ናይ ምውፃእ ሰራሕቲ እናተኻየደ ይርከብ። በዚ ድማ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም…
-
ቀፃላይ ዕድል ትግራይን ትግራዋይነትን (4ይ ክፋል)

ኣብ ሕሉፍ ኣብ ትሕቲ ስእነት ኣማቲ ስትራቴጅያዊ መሪሕነት ዝብል ሃገራዊ ኢኮኖሚ ኢትዮዽያ ኣብ ድሑር ባህላዊ ዕዳጋ ዝተመስረተ ምኳኑ … በዚ’ውን ኣብ ልቓሕ ተረግሪጉ ናብ ሰላሕታ ባዕዳዊ መግዛእቲ ይኣቱ ምህላው … ኣብ ስሑት ስትራቴጂ ምህዞ ዋንነት መሬትን ኢንዱስትሪ ልምዓት ዝተደረኸ ምኳኑ ሪኢና ኔርና … ሎሚ’ውን ክልተ ኢኮኖሚያዊ ዓንድታት ወሲኸ ናብ ሃገራዊ ማሕበራዊ ጉዳይ ክኣቱ:: ሃገራዊ ምዕባለ…
-
ከም ተጋሩ፦ 1.ካበይ ኢና ክንብገስ?(Foundation) 2.ከመይ ኢና ክንጓዓዝ? (Institutionalization) 3.ኣበይ ንምብጻሕ?(Aspiration) … 1.ካበይ ኢና ክንብገስ?

ትግራይ ካብ ጥንተ ሥልጣነ ጀሚራ ማለት እውን ካብ መስዋዕተ-ኦሪት ክሳብ ድሕሪ ልደተ ክርስቶስ ብብርኪ ሥልጣነ፣ብሥርዓተ ፍልስፍና፣ ብመጻሕፍተ ምርምር፣ብቅመማ ስነ እጽዋት፣…ወዘተ ብሓፈሻ ኣዝዮም ብዙሓት ውጽኢታት ናይ ዘበናት ስራሕቲ ተሃኒጾምን ተሰሪሖምን እዩ።እዚኦም ድማ ብፍላይ ካብ መሰረቶም ካብ ካልእ ህዝብን ዓድን ንምንታይ ብዝተፈለየ መልክዑ ኣብ ትግራይ ብተጋሩ እሞ ድማ ካብ መንግስቲ ደኣማት ጀሚሩ ቀጺሉ እውን ርኡይ መንግስቲ ኣክሱም…
-
ቀፃላይ ዕድል ትግራይን ትግራዋይነትን (3ይ ክፋል)

By Girmay Yihdego ኣብ ካልኣይ ክፋል ኣብ ትሕቲ ስእነት ኣማታይ ስትራቴጅያዊ መሪሕነት ዝብል ርእሲ ፖለቲካዊ ኢትዮዽያ ዝቖመሎም ዓንድታት ዝብል ንኡስ ርእሲ ብምምዛዝ ሃገራዊ ፖለቲካ ንምርኣይ ፈቲነ ኔረ:: ኣብዚ ምስ ስልጣን ተኣሳሰረ ረብሓ … ምስ መንነት ኣምሓራ፣ ረግረግ ሃፀያዊ ቢሮክራሲ፣ ሃይማኖታዊ ክድምና፣ ህላወ ናይ ብዙሓት ፖርቲታት ብመንፅር ኣመተን ስትራቴጅያዊ መሪሕነትን ንምርኣይ ፈቲና ኔርና:: ቅድሚ ናብ ሃገራዊ…
-
ቀፃላይ ዕድል ትግራይን ትግራዋይነትን (2ይ ክፋል)

By Girmay Yihdego ኣብ ቀዳማይ ክፋል ካፍቲ ቁልፊ ፀገም ትግራይ ስእነት ኣማቲ ስትራቴጂክ መሪሕነት ኣብ ትሕቲ ዝብል ቀዳማይ ዓለማዊ መነፅርና እንታይ ይመስል ዝብል ክርኢ ምፍታነይ ይዝከር። እቲ ቀንዲ ዓለማዊ ዓውዲ ጥምጥም’ውን ኣብ ማእኸል ምእኹልን ዘይተማእኸለን ፋይናንሳዊ ስርዓት ኣብ ማእኸል ዘቤታውን ድጅታላዊ ናይ ዕዳጋ ስርዓት ምኳኑ ንምሕባር ፈቲነ ኔረ። ኣብዚ ዓለማዊ መዳይ ክልተ ናይ ጥምጥም ዓውድታት…
-
ቀፃሊ ዕድላት ትግራይን ትግራዋይነትን (1ይ ክፋል)

By Girmay Yihdego ቅድም ክብል ወያነን ህዝቢ ትግራይን ኣብ ትሕቲ ዝብል ርእሲ ሰለስተ ክፋላት ናብ መንበብቲ ኣቢለ ኔረ። እዚ ናቱ መቐፀልታ ኮይኑ ዳርጋ ዓሰርተ ክፋላት ዘለውዎ እዩ። ፀገማት ትግራይ 1. ስእነት ኣማቲ ስትራቴጅያዊ መሪሕነት 2. ስእነት ምግቢ፣ መድሓኒት፣ ነዳዲ ሃለቕቲ ሸቐጣት፣ ድኹዒ ዘርኢ ትምህርቲ (ሕፅረት ናይ ሓፂርን ነዊሕን ፅልዋ ዘለዎም መሰረታዊ ጠለባት ሕብረተሰብ) 3. ካብ…
-
A Tigrayan perspective of Tigrai: Is a Tigrayan under the weight of its rich history?

By Romady I love Tigrai. I am a Tigrayan nationalist. All I think of is Tigrai. And Tigrai is so rich, there is so much to think about that Tigrai offers, it’s mesmerizing. Yes, Tigrai is a land of civilization. A land of Axum, a land that accepted the three Abrahamic religions, Judaism, Christianity, and…

