ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዬ ትግራይ
ከምቲ ዝፍለጥ ጓል ኣንሰተይቲ ትግራይ ማለት ብርሃን ገዛ ዓንዲ ሕቖ ናይ ማሕበረሰብ እያ ኮታስ ጓል ኣንስተይቲ ማለት ትግራይ እያ። ግን ብኣንፃሩ ዕሸላት ደቂ ኣንስትዮ ኣሓትና ኣብ ዛዓለም ክትነብራ ኣይተፈቐደክንን ተባሂለን ይግፍዓን፤ይድፈራን፣ ይቕተላን ኣለዋ ብፍላይ ድማ ኣብ ዝቐረባ ግዜ ንሰሞዖን ንርእዬን ዘለና መስካሕክሕን መሕዘኒን ንትግራዋይ ዘይምጥንን ነተን ካፍቱ ናይ ፅንተትን ጆኖሳይዳል ኩናት ዞምለጣ ጀጋኑ ዕሸላት ሓትና ዘይግበአን ምኻኑ ኣጥብቕና ብትሪ ንኹንን። ገበነኛታት ብሁፁፅ ናብ ሕጊ ቐሪቦም ፍርዲ ክውሃቦም ብትሪ ንፅውዕ።
ዝኾነ ይኹን ንመሰል ንደቂ ኣንስትዬ ክጣበቕን ዝግቦኦ ኣካል ብልቢ ትኹረት ሂቡ ክሰርሓሉ ይግባእ ንላቦ ዉን
ፍትሒ ንታ ጀግና ኣዶ ትግራይ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ሰሜን ኣሜሪካ።



Leave a Reply