Tag: #ኢቢ ኤስ ቲቪ
-
EBS ቲቪ ኣብቀረባ እዋን ዘመሓላለፎ ሰነዳዊ ፊልም ስዒቡ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ “ኣዲስ ምዕራፍ” ኣብ ዝተብሃለ መደቡ እግድ ከም ዘንበረ ኣፍሊጡ።

በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብቴሌቪዥን ኢቢስ (EBS) ዝመሓላለፍ “ኣዲስ ምዕራፍ” ዝተብሃለ መደብ ክእገድ ምምሕዳራዊ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። እዚ መደብ ታኣጊዱ ክፀንሕ ዝተወሰነሉ ምኽንያት ድማ ብ 14 መጋቢት 2017 ዓ.ም ብዝፈነዎ ሰነዳዊ ፊልም (ዶክመንተሪ) ምኽንያት ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ መደብ ተኣጊዱ ክፀንሕ ዝተወሰነሉ ምኽንያት ብዕለት 14 መጋቢት 2017 ዓ.ም ብርቱካን ተመስገን ዝተብሃለት ባዓልቲ ዛንታ ብቲ መደብ ኣብ…

