Tag: Tigray Government
-
መግለፂ ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ ንህልውናን ድሕንነትን ህዝብና

ንኢትዮጵያ ዝመርሕ ዘሎ ሓይሊ ዘራያት ኣሰሊፉ ህዝቢ ትግራይ ንምፅናት ዝወጠኖ ትልሚ ብዕሊ ምትግባር ካብ ዝጅምር ልዕሊ 500 መዓልትታት ተቖፂሮም እዮም። ኣብዘን ናይ ዕፅዋን ክባን እዋናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ሰፍ ዘይብል መከራ ብምብፃሕ ካብ ግፍዓዊ መቕተልቲ ክሳብ መዋቕርን ትሕተ ቕርፂን ትግራይ ንምጥፋእ ሰሪሖም። ሎሚ እውን መላእ ትግራዋይ ኣጥሚኻ ንምፅናት ብትሉም መንገዲ ይሰርሑሉ ኣለዉ። ህዝቢ ትግራይ…

