Tag: ኹነታት ትግራይ
-
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤች ኣይቪ ኤድስ ምኽንያት ብምግባር መድረኽ መዕበዪ ግንዛበ ኣካይዱ።

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይን ማሕበር ምድሓን ወሎዶ ትግራይን ብሓባር ንሙዃን ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤች ኣይቪ ኤድስ ምኽንያት ብምግባር መድረኽ መዕበዪ ግንዝበ ኣካይዶም። ኣብቲ ዋዕላ ተረኺቦም መልአኽቲ ዘሕለፉ ኣብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዳይሬክትሬት ዳይሬክተር ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ኤች ኣይቪ ኤድስ ዝኾኑ ኣይተ ፍስሃ ብርሃነ ብምኽንያት ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤድስ ኣብ ትግራይ ” ሰብኣዊ መሰል ዘኽበረ…
-
ምፍፃም ዲዲር ዘላቒ ስላም ብዝፈጥርን ውሕስና ትግራይ ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ይግባእ ኢሎም ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ።

ምፍፃም ዲዲር ዘላቒ ስላም ብዝፈጥርን ውሕስና ትግራይ ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ይግባእ ኢሎም ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ። ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ነዚ ዝገልጹ ሎሚ ኣብ ዝተጀመረ ዕላዊ ምጅማር ስነ ስርዓት ፕሮግራም ዲሞቢላዜሽንን እግሪ ምትካልን እዩ እቲ ዝተጀመረ ከይዲ ዶንግዩ እምበር ዘደናግጽ ነገር የብሉን ክብሉ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቦም። ዝተመዛበለ ህዝብና ናብ መረበቱ…

