Tag: #ኩነታት_ኣየር
-
ኩነታት ክረምቲ 2018/2019 ዓ/ም ኣብ ትግራይ ዘሎ ትምበያ

ትንበያ ክራማት 2018 ( ሰነ 2018 ዓ/ም -መስከረም 2019 ዓ/ም) ዘጠቓለለ እንትኾን ካብ ዓመታዊ ብፅሕት መጠን ዝናብ ልዕሊ 80% ሽፋን ኣብ ክልልና ዝርከበሉ ወቕቲ እዩ፡፡ ኣብዚ ሐዚ እዋን ናይ ትሮፕካል ፓስፍክን ሰሜናዊ ህንዲ ውቅያኖስ ፀፍሒ ባሕሪ ሙቐት መደበኛ እዩ ዘሎ፡፡ ይኩን እምበር ካብ ወርሒ ሓምለ ጀምሩ ልዕሊ መደበኛ (Weak to moderate ElNino) ናይ ምዃን ዕድል…

