Tag: #ኣፍሪካውያን_ስደተኛታት
-
ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪካ ዜጋታቶም ካብ ደቡብ ኣፍሪካ ምውፃእ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተምሃሮ ደቡብ ኣፍሪካ ዜጋታት ወፃኢ ካብ ሃገሮም ንክወፅኡ ዝፅውዕ ናዕቢ ምክያዶም ስዒቡ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪካ ዜጋታቶም ካብታ ሃገር የውፅኡ ከምዘለው ተገሊፁ። እቶም ተምሃሮ ኣብ ልዕሊ ንብረትን ሰብን ጉድኣት ዘብፅሑ ዳብራ የእማን ዝተሓወሶ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ካብ ዓድና ውፁልና ዝብል ናዕቢ ምክያዶም ዝዝከር እዩ። ብመሰረት እዙይ ድማ ነዚ ቅልጡፍ መልሲ ዝሃበት ሃገር ጋና…

