Tag: #ቭላድሚር_ፑቲን
-
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሜር ፑቲን ንዕላዊ ናይ ስራሕ ዑደት ናብ ቻይና ተጓዒዞም።

ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ፕረዚደንት ቻይና ሺ ዢን ፒንግ ኣብ ክልትኣዊ ጉዳያት ንምዝታይ ናብ ቻይና ከምዝተጓዓዙ ተገሊፁ። ፑቲን ትማሊ ኣማስዮም ናብ ዋና ከተሜ ቻይና ዝኾነት ቤጂንግ ዝኣተው ኮይኖም፤ ሎሚ ረቡዕ ዕላዊ ናይ ዑደት መደባቶም ከምዘሳልጡ ካብ መርበብ ሓበሬታ ፋይናንሻል ታይምስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት። ብመሰረት እዙይ ድማ ፑቲን ካብ ሎሚ ከረቡዕ ጀሚሮም ኣብ ጉዳያት ቁጠባን…

