Tag: #ስደት
-
ኣውሮፓ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቑባን ጥቡቓት መስርሓት ይዝርግሕ ምህላው ተገሊፁ።

ኣውሮፓ ሕብረት ኣብቲ ኣሁጉር ዘለው ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ ኣፍሪካ ወይ ኣብ ካልኦት ዓድታት መፅንሒ ቦታ ብምድላው ናብኡ ክወፅኡ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ኣሶሼትድ ፕረስ ፀብፂቡ። ሕብረት ኣውሮፓ ቅድም ክብል ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝጀመሮ መስርሕ ምውፃእ ስደተኛታት ዝመሳሰል ውሳነ ብምምሕልላፍ ኣብ ኣውሮፓ ዘለው ስደተኛታትን ሓተቲ ዕቑባን ካብቲ ኣሁጉር ንምውፃእ ይሰርሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ እዩ። ካብ…

