Tag: Tigrigna language
-
ምስላታት ቋንቋ ትግርኛ /ኣቦታትና
1. ሂቡ ዝኸልእ፡ ፈትዩ ዝጸልእ።2. ሃሊሉ ዝመጻካ ኣድጊ፡ ኣኽቢድካ ጸዓኖ።3. ሃላይ ሰበይቲ፡ ጸብሓ ይጥዕማ።4. ሃመማ እንተ በዚሑ፡ መኽደን ኣልባ ነይኸፍቱ።5. ሃመማ እንተበዝሑ ቶፋን ነይኸፍቱ።6. ህዉኽ ኣንጭዋ፡ ዝደቀሰ ድሙ ይቕስቅስ።7. ህውከት ይሰድድ በረኸት።8. ህውኽ ዝብኢ ቀርኒ ይነክስ።9. ለባም ይሓስብ ናይ ዓመት፡ ዓሻ ይሓስብ ናይ ዕለት።10. ላም ኣብ ዘይወዓለቶ ኩቦ ምእራይ፣ ምስኣን ውራይ።11. ላም እሳት ወለደት፡ ከይትልሕሶ…