Tag: #ወሽመጥ_ሆርሙዝ
-
ብሰንኪ ሕፅረት ነዳዲ ዓበይቲ መንገዲ ኣየራት ዓለምና ቁፅሪ በረርኦም እናቐነሱን እናሰረዙን ከምዘለዉ ተሓቢሩ።

ብሰንኪ ሕፅረት ነዳዲ ዓበይቲ መንገዲ ኣየራት ዓለምና ቁፅሪ በረርኦም እናቐነሱን እናሰረዙን ከምዘለዉ ተሓቢሩ። ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዝቕፅል ዘሎ ቅልውላው ስዒቡ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ብዕፅፊ ከምዝወሰኸ እናተሓበረ ዘሎ እንትኾን፡ ብሰንኪ እዚ ድማ ዓበይቲ መንገዲ ኣየራት ኣውሮፓን ኤስያን ዋጋ ትኬት ብምውሳኽ ኣገልግሎት እናሃባ ፀኒሐን እየን። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ካብ ናህሪ ዋጋ ብተወሳኺ ሕፅረት ቀረብ እውን ተወሲኹዎ…

